Fana: At a Speed of Life!

ቅዱስ ጊዮርጊስ ንኢትዮ ኤሌክትሪክ ብምስዓር ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 28 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስ ንኢትዮ ኤሌክትሪክ 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር ተዓዊታ። ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ብሕታዊ ሸቶ ቅዱስ ጊዮርጊስ ኣማኑኤል ኤርቦ ኣመዝጊቡዋ፡፡…

ብልምዓት ኮሪደር ሓድጊታት እታ ከተማ ብምሕዳስ ከም ብሓዱሽ ክፋለጡ ምግባር ተኻኢሉ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተወገኑ ዝርከቡ ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ኣብታ ከተማ ዝርከቡ ሓድጊታት ብምሕዳስ ከም ብሓዱሽ ክፋለጡ ምግባር ከምዘኽኣሉ ከንቲባ ምምሐዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን፡፡ ኣብታ ከተማ በዙሓት ዝርከቡ ቅድም ክብል…

ፎረም ቢዝነስ ኢትዮ – እስራኤል ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፎረም ቢዝነስ ኢትዮጵያን እስራኤልን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ፎረም ኢኮኖሚያዊ ምትሕብባር ኢትዮጵያን እስራኤልን ምድንፋዕ ኣብ ዝከኣለሎም ጉዳያት ልዝብ እናተገበረ ይርከብ። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ…

ኢንተር ሚላን ዶ ባርሴሎና…

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ፀወታ ፍርቂ ፍፃመ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ኢንተር ሚላን ምስ ባርሴሎና ሎሚ ምሸት ኣብ ሳንሴሮ ክራኸባ ኢየን። ኣብ ቀዳማይ ዙር ፀወታ 3 ን 3 ማዕረ ዝተፈላለያ ክልቲአን ጋንታታት ናብ ፍፃመ ንምሕላፍ ሎሚ መዓክቲ ብርቱዕ ንሕንኽ ክገብራ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ንበዓል ሓርበኛታት መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) መበል 84 በዓል መዓልቲ ሓርበታት (መዓልቲ ዓወት) ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። ሙሉእ ትሕዝቶ መልእኽቲ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ከምዚ ዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ፡- እንኳዕ…

መስዋእትነት ብምኽፋል እንተይተረፈ ሓላፍነቱ ዝዋፃእ ሰራዊት ፖሊስ ተፈጢሩ ኢዩ – ኮ/ጄ ደመላሽ ገ/ሚካኤል

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ናይ ህይወት መስዋእትነት ብምኽፋል እንተይተረፈ ዝተውሃቦ ሓላፍነቱ ዝዋፃእ ሰራዊት ፖሊስ ተፈጢሩ ኢዩ ክብሉ ኮሚሽነር ጄነራል ፖሊስ ፌደራል ደመላሽ ገ/ሚካኤል ሲሉ ገሊፆም፡፡ መዛዘሚ መርሃ ግብሪ መበል 116 በዓል ምስረታ ፖሊስ ኢትዮጵያ…

ኣብ ማራቶን ፕራግ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ቼክ ሪፐብሊክ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ማራቶን ፕራግ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብክልቲኡ ፆታ ተዓዊቶም። ኣብ ምድብ ደቂ ተባዕትዮ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ኣትሌት ለሚ ብርሃኑ 2 ሰዓት 5 ደቒቕን 14 ሴኮንድን ብምእታው ውድድሩ ብዓወት ዛዚሙ።…

ብሄራዊ ረብሓ ኢትዮጵያ ምኽባር ናይ ኩሉ ግዘ ስራሕና ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ከም ኣቦታትና ብስምዒት ሓርበኝነት ብሄራዊ ረብሓን ሓድነትን ኢትዮጵያ ምኽባር ናይ ኩሉ ግዘ ስራሕና ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ መዛዘሚ መርሃ ግብሪ በዓል መዓልቲ ምስረታ መበል 116 ፖሊስ ኢትዮጵያ ላዕለዎት ኣመራርሓ…

ኣገልግሎት ሓደ ማእኸል መሶብ ናይ ኣወሃህባ ኣገልግሎት ሪፎርም ወሳኒ ምዕራፍ ኢዩ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ማእኸል ሓደ ማእኸል ኣገልግሎት መሶብ ንኣወሃህባ ኣገልግሎት ሃገርናን ምሕደራ ሪፎርም መንግስቲን ወሳኒ ምዕራፍ ከምዝኾነ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣገልግሎት ሓደ ማእኸል መሶብ ኣመልኪቶም…

ኣገልግሎት ፍትሒ ክልል ኦሮሚያ ብፅቡቕ ተሞክሮ ዝውሰድ ኢዩ – ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣወሃህባን ተበፃሕነትን ኣገልግሎት ፍትሒ ክልል ኦሮሚያ ብፅቡቕ ተሞክሮ ዝውሰድ ከምዝኾነ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ ገሊፆም፡፡ ኣባላት እቲ ባይቶን ዝምልከቶም መዳርግቲ ኣካላትን ክልል ኦሮሚያ ከይዲ ኣወሃህባ ኣገልግሎት ፍትሒ ኣብ…