ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መረፃ ብሰላማዊ መገዲ እናተኻየደ ከምዝርከብ ኮሚሽን ፖሊስ ድሬዳዋ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Jun 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መረፃ ብሰላማዊ መገዲ እናተኻየደ ከምዝርከብ ኮሚሽን ፖሊስ ድሬዳዋ ኣፍሊጡ። ኮሚሽነር ኮሚሽን ፖሊስ እታ ምምሕዳር ከተማ ኣለሙ መግራ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፁዎ፥ እቲ መረፃ ብሰላም ንኽዛዘም ብዙሓት ስራሕቲ ከምዝተዘርሑ ገሊፆም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ኣዳማ ከይዲ መረፃ ንምህዋኽ ዝፈተነን ኣብ ጣቢያ መረፃ መሳርሒ ኲናት ብመሓዝ ዝተኸሰሱ ተቐፂዖም Gebremariam Weldegerima Jun 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዳማ ከይዲ መረፃ ንምህዋኽ ዝፈተነን ኣብ ጣቢያ መረፃ መሳርሒ ኲናት ሒዝካ ብመሓዝ ዝተኸሰሱ ውልቀሰባት ብማእሰርቲን ገንዘብን ተቐፂዖም። ላዕለዋይ በዓል ሞያ ርክብ ህዝቢ መምርሒ ፖሊስ ከተማ ኣዳማ ኢንስፔክተር ወርቅነሽ ጋልሜቻ ንግልጋሎት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጎስጓ መረፃ እንተካይድ ኢድ ንኢድ ዝተትሓዘ ተዓዛቢ ተናሓናሒ ፓርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ፖሊስ ውዒሉ Gebremariam Weldegerima Jun 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ሰሜን ሸዋ ምንጃር ወረዳ ሸንኮራ ጎስጓ መረፃ እንተካይድ ኢድ ንኢድ ዝተትሓዘ ተዓዛቢ ተናሓናሒ ፓርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ፖሊስ ውዒሉ። ኣብቲ ወረዳ ዝርከብ ክልል መረፃ ንእናት ፓርቲ ወኪሉ ተዓዛቢ ዝነበረ ዘበነ ለማ፥ ንጉሆ ሰዓት ሰለስተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰላምና እናሓለና ኣብ መረፃ ክንሳተፍ ይግባእ – ኣቦ መንበር ፓርቲ ህዝቢታት ዓፋር Gebremariam Weldegerima Jun 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰላምና እናሓለና ኣብ መረፃ ክንሳተፍ ይግባእ” ክብሉ ኣቦ መንበር ፓርቲ ህዝቢታት ዓፋርን ነበር ኣካቢ ቤት ምኽሪ ሓበራዊ ፓርቲታት ፖለቲካን ኣይተ ሙሳ ኣደም ገሊፆም። ኣይተ ሙሳ ኣደም፥ “ሃገር ንሎሚ ጥራሕ ንደልያ ኣይኮነትን ህዝቢ ሰላሙ ሓሊዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክሳብ ሕዚ ዘሎ ከይዲ መረፃ ብፅቡቕ ኩነታት ይካየድ ኣሎ – ጉጅለ ተዓዛቢ መረፃ ሕብረት ኣፍሪካ Gebremariam Weldegerima Jun 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ክሳብ ሕዚ ዘሎ ከይዲ መረፃ ብፅቡቕ ኩነታት እናተኻየደ ከምዝኾነ መራሒ ጉጅለ ተዓዛቢ መረፃ ሕብረት ኣፍሪካን ነበር ፕሬዚዳንት ናይጄሪያን ኦሊሴንጎ ኦባሳንጆ ገሊፁ። ጉጅለ ተዓዛቢ መረፃ ሕብረት ኣፍሪካ፥ ሎሚ መዓልቲ ረፋድ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክልል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ዝኾነ ይኹን ኢድ ኣእታውነት ናፃ ብዝኾነ መልክዑ ከምዝመረፁ ነበርቲ ክፍለ ከተማ ኣራዳ ተዛሪቦም Gebremariam Weldegerima Jun 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዝኾነ ይኹን ኢድ ኣእታውነት ናፃ ብዝኾነ መልክዑ ከምዝመረፁ ኣብ ክፍለ ከተማ ኣራዳ ክልል መረፃ ኣብ 1/9 ዝርከባ ጣቢያታት መረፃ ድምፂ ዝሃቡ ነበርቲ ተዛሪቦም። ፋና ብሮድካቲንግ ኮርፖሬት ኣብቲ ክፍለ ከተማ ዘተፈላለያ ጣቢያታት መረፃ ዑደት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓንቲ ኣደ ድምፂ ምስ ሃባ ወዲ ከምዝተገላገላ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jun 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ኣርሲ ወረዳ ሄጦሳ ሓንቲ ኣደ ድምፂ ንመሃብ ምስከዳ ሕማም ሕርሲ ተሰሚዑወን ምስ ሃባ ወዲ ከምዝተገላገላ ተገሊፁ። ኣበራሽ ጉታ ዝተብሃላ እተን መራፂት፥ ድምፂ ንመሃብ ኣብ ዝኸዳሉ ጣቢያ መረፃ ዙሪያ ሄጦሳ ከምዝጀመረንን ተፃዊረን ድምፂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣብ ከተማ በሻሻ ተረኺቦም ድምፂ ሂቦም Gebremariam Weldegerima Jun 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ሰነ 14፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዞባ ጅማ ወረዳ ጎማ ጣቢያ መረፃ በሻሻ ተረኺቦም ድምፂ ሂቦም። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መረፃ ብፅቡቕ ኩነታት ይካየድ ኣሎ – ቦርድ መረፃ Gebremariam Weldegerima Jun 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣካቢት ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ወይዘሪት ብርቱካን ሚደቅሳ ክሳብ ሕዚ ዘሎ ከይዲ መረፃ ሰላማዊ ከምዝኾነ ገሊፀን። ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ሓደ ጣቢያ መዝገብ መረፅቲ ጠፊኡ ስለዝነበረ መዝገብ ተላኢኹ መረፃ ንኽካየድ ተገይሩ ኢዩ ኢለን። ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ብቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው እናተሃነፀ ዝርከብ ፋብሪካ ባኒ ተዓዚቦም Gebremariam Weldegerima Jun 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ብቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው እናተሃነፀ ኣብ ዝርከብ ፋብሪካ ባኒ ዑደት ኣካይዶም። እቲ ፋብሪካ ባኒ ሙሉእ ብሙሉእ ስራሕ እንትጅምር ኣብ መዓልቲ 1 ሚሊየን ባኒ ናይ ምፍራይ ዓቕሚ ከምዘለዎ ኣብ…