መውሃቢ ድምፂ ወረቓቕቲ ዝሓዙ ሰማያዊ ሳንዱቓት ተኸፊቶም ኣብ ዝተረኸቡለን ክልላት ፅባሕ መረፃ ኣይካየደለንን
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)መውሃቢ ድምፂ ወረቓቕቲ ዝሓዙ ሰማያዊ ሳንዱቓት ተኸፊቶም ኣብ ዝተረኸቡለን ክልላት ፅባሕ መረፃ ከምዘይካየደለን ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ንሳተን ድማ ኣብ ክልል ኣምሓራ ክልል መረፃ ደምቢያን ተሁለደሬ 1ን 2ን፣ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ክልል…