ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ለውጢ ሰሌዳ ተሽከርከርቲ ንምግባር ዘኽእል መምርሒ ፀዲቑ Gebremariam Weldegerima May 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ተሽከርከርቲ መለለዪ ቁፅሪን ዓይነትን ሰሌዳ ምልክታት መወሰኒን መምርሒ ኣወሃህባ ኣገልግሎትን 1050/2017 ብምዃን ፀዲቑ። ኣማኻ ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ከድልማግስት ኢብራሂም፤ ሰሌዳ ተሽከርከርቲ ምቕያር…
ስፓርት ባህርዳር ከተማ ንኢትዮ ኤሌክትሪክ ስዒራ Gebremariam Weldegerima May 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መበል 27 ሰሙን ፕርሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ባህርዳር ከተማ ንኢትዮ ኤሌክትሪክ 2 ን 0 ብምስዓር ተዓዊታ። ጋንታ ባህርዳር ዝተዓወተትለን ሸቶታት ግርማ ዲሳሳን ቸርነት ጉግሳን ኣመዝጊቦምወን፡፡ ፀወታ እቲ ፕሪሚየር ሊግ እንትቕፅል ኣብዚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣህጉራዊ ጉባኤ ትካል ስራሕ ዓለም ክተተኣናግድ ኢያ Gebremariam Weldegerima May 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 20 ኣህጉራዊ ጉባኡ ትካል ስራሕ ዓለም ካብ 11 ክሳብ 15 ግንቦት 2017 ዓ.ም ኣብ ኢትዮጵያ ከምዝካየድ ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ጫልቱ ሳኒ ኣፍሊጠን፡፡ እተን ሚኒስትር ነቲ ጉባኤ ኣመልኪተን ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ፤ በቢክልተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ልምዓት ክእለት ካልኣይ ምዕራፍ ሓርበኝነት ጀሚራ ኣላ – ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል Gebremariam Weldegerima May 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ልምዓት ክእለት ካልኣይ ምዕራፍ ሓርበኝነት ከምዝጀመረት ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ወይዘሮ ሙፈሪሃት ካሚል ገሊፀን፡፡ 4ይ ሃገር ለኸ ውድድር ኢትዮ ክእለት "ብሩሃት ኣእምሮ ብክእለት ዝበቕዑ ዜጋታት" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ካብ 27…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓቕሚ መምህራን ብምህናፅ ፅሬት ትምህርቲ ንምርግጋፅ ምንቅስቓስ ይግበር ኣሎ – ብርሀኑ ነጋ (ፕ/ር) Gebremariam Weldegerima Apr 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ደረጃ ኣቢያተ ትምህርቲ ብምምሕያሽን ዓቕሚ መምህራን ብምህናፅን ፅሬት ትምህርቲ ንምርግጋፅ ዘኽእል ምንቅስቓስ እናገበረት ምዃና ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሀኑ ነጋ (ፕ/ር) ገሊፆም። ሚኒስቴር ትምህርቲ፣ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተለዓልቲ ልምዓት ኣብ ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደርን ዳግመ ምልማዕን ዘደንቕ ምትሕብባር ገይሮም ኢዮም – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ Gebremariam Weldegerima Apr 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ተለዓልቲ ልምዓት ኣብ ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደርን ዳግመ ምልማዕን ዘደንቕ ምትሕብባር ከምዝገበሩ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን፡፡ ቤት ምኽሪ ከተማ ኣዲስ ኣበባ 4ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 3ይ ስሩዕ ኣኼባኡ የካይድ ኣሎ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብልሓት ዝተመልኦ ኣካይዳ መንግስቲ ኣብ ክልል ትግራይ ዝነበረ ወጥሪ ከምዝሃድአ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Apr 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲን ህዝቢ ትግራይን ኣብቲ ክልል ተፈጢሩ ንዝነበረ ወጥሪ ዝሃቡዎ ብልሓት ዝተመልኦ ምላሽ ኣንፀላሊዩ ዝነበረ ከይዲ ጎንፂ ክተርፍ ከምዝገበሮ ተገሊፁ፡፡ መንግስቲ ኣብ ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ሰላማዊ ስግግር ስልጣን ንኽግበር ዘርአዮ ፃዕሪ…
ስፓርት ኣብ ውድድር ስፖርት ትካል ሕብረት ኣዘዝቲ ፖሊስ ምብራቕ ኣፍሪካ ፖሊስ ኢትዮጵያ ብውርወራ ጦር ስዒሩ Gebremariam Weldegerima Apr 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 5ይ ኣብ ውድድር ስፖርት ትካል ሕብረት ኣዘዝቲ ፖሊስ ምብራቕ ኣፍሪካ ፖሊስ ኢትዮጵያ ብደቂ ኣንስትዮ ውርወራ ጦር 1ይ ን 2ይን ብምውፃእ ተዓዋቲ ኮይኑ። ኣብቲ ውድድር ፖሊስ ኬኒያ 3ይ ደረጃ ብመሓዝ ዛዚሙ። ብውርወራ ጦር ደቂ ተባዕትዮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ብዙሓት ልምዲታት ዝረኸበትሉ ጉባኤ Gebremariam Weldegerima Apr 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጉባኤ ትምህርቲ ኢኖቬሽን ኣፍሪካ 2025 ኢትዮጵያ ብዙሓት ልምዲታት ዝረኸበትሉ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ፡፡ ንኣብነት እውን ኣብ ውፅኢታት ቴክኖሎጂ ቋንቋ መፍትሒ ኣፍን ንትምህርቲ ዝሕግዙ ትሕዝቶታትን ብኸመይ ምስንዳእ ከምዝግባእ ልምዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕቶ በሪ ባሕሪ ናይተይ ሕቶ እውን ኢዩ ዝብል ትውልዲ ክፍጠር ከምዘለዎ ተሓቢሩ Gebremariam Weldegerima Apr 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕቶ ባሕሪ ንመንግስቲ ጥራሕ ዝግደፍ ስለዘይኮነ ናይተይ ሕቶ እውን ኢዩ ዝብል ትውልዲን መተኣኻኸቢ ያታን ምፍጣር ከምዝግባእ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ዘዘራረቦም ምሁራን ኣገንዚቦም፡፡ ነዚ ድማ ኣብቲ ጉዳይ መተኣኻኸቢ ያታ ምድጣር ከምዝግባእ ዝገለፁ…