ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ ካፋ ንዝካየድ ምርጫ ዘገልገል ናውቲታት ተባፂሑ Gebremariam Weldegerima Jun 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ካፋ ንዝካየድ ምርጫ ዘገልገል ናውቲታት ከምዝተባፅሐ ቤት ፅሕፈት ምትሕብባር ምርጫ እቲ ዞባ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ዞባ 8 ክልላት፣ 590 ጣቢያታት ምርጫ ከምኡውን 13 ንኡሳን ጣቢያታት ምርጫ ከምዘሎ ሓላፊ እቲ ቤት ፅሕፈት ኣይተ ኣሕመድ ኣባተማም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀፃሊ እዋን ዝሓሸ ንምግባር ካርዲ ምርጫና ሒዝና መዓልቲ መውሃቢ ድምፂ ንፅበ ኣለና-ነበርቲ ወረዳ ሄበን ኣርሲ Gebremariam Weldegerima Jun 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀፃሊ እዋን ዝሓሸ ንምግባር ካርዲ መርጫና ሒዝና መዓልቲ መውሃቢ ድምፂ ንፅበ ኣለና ክብሉ ነበርቲ ዞባ ምዕራብ ኣሩሲ ወረዳ ሄበን ኣርሲ ገሊፆም። ቅድሚ ኹሉ ሰላም ኣድላዪ እዩ ዝበሉ እቶም ነበርቲ፥ ድሕሪ ምርጫ ኩሉ ሰብ ንሰላም ዘብዒ ንክኸውን ፃውዒት…
Uncategorized ኣብ ዞባ ጋሞ መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ንምክያድ ዘኽእል ቅድመ ምድላው ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Jun 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ጋሞ መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ንምክያድ ዘኽእል ቅድመ ምድላው ከምዝተዛዘመ ቤት ፅሕፈት ምትሕብባር ምርጫ እቲ ዞባ ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ ቤት ፅሕፈት ኣይተ ኣብራሃም ኣንጅሎ፥ ኣብቲ ዞባ ዘለዉ 10 ክልላት ምርጫ 599 ሺሕን 964 ሰብ ደምፂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንኣዲስ ኣበባ ዝምጥን ሓይሊ ፖሊስ ንምድላው ብዝበለፀ ክንሰርሕ ኣለና-ምክትል ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ Gebremariam Weldegerima Jun 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፤ 12 ሰነ ፣2013(ኤፍ ቢ ሲ) ንኩለ መዳይ መዕባለን ስፍሓትን ኣዲስ ኣበባ ዝምጥን ሓይሊ ፖሊስ ንምድላው፣ ምብቃዕን ምድጋፍን ካብዚ ሐዚ ዘለዎ ብዝበለፀ ክንሰርሕ ኣለና ክብላ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር እቲ ከተማ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። እተን ምክትል ከንቲባ፥ ኮሚሽን ፖሊስ ከተማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምርጫ ምክያድን ሰላም ምሕላውን ዜግነታዊ ሓላፍነት ኢዩ-ነበርቲ ከተማ ቦንጋ Gebremariam Weldegerima Jun 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምርጫ ምክያድን ሰላም ምሕላውን ዜግነታዊ ሓላፍነት ኢዩ ከብሉ ነበርቲ ከተማ ቦንጋ ገሊፆም። እቶም ነበርቲ ንፋና ብሮድ ካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝሃብዎ ርእይቶ፥ ህላወ ሃገር እንትረጋገፅ ዜጋታት ዝደልይዎ ምግባር ይኽእሉ ኢዮም ኢሎም። ቀፃልነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናውቲታት ምርጫ ናብ ዞባ ቤንቺ ዞን በፂሖም Gebremariam Weldegerima Jun 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናውቲታት ምርጫ ናብ ዞባ ቤንቺ ዞን ከምዝበፅሑ መተሓባበሪ ቦርድ ምርጫ እቲ ዞባ ኣፍሊጡ። ኣተሓባባሪ እቲ ቦርድ ኣይተ ማቲዮስ ማሞ፥ እቶም ናውቲ ናብ ዝተፈላለዩ ወረዳታት ናይ መብፃሕ ስራሕቲ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ይካየድ ከምዘሎ ተዛሪቦም። እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መረፃ ብሰላም ንምዝዛም ምስ ሕብረተሰብን ኣካላት ፀፅታን ብሓባር ይስራሕ ኣሎ-ቢሮ ፀፅታን ሰላምን ክልል ሲዳማ Gebremariam Weldegerima Jun 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሻድሻይ ሃገራዊ መረፃ ብሰላም ንምዝዛም ምስ ሕብረተሰብን ኣካላት ፀፅታን ብሓባር ይስራሕ ኣሎ ክብል ቢሮ ፀፅታን ሰላምን ክልል ሲዳማ ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ ቢሮን ኣተሓባባሪ ኮማንድ ፖስትን ኣይተ ኣለማየሁ ጢሞቲዮስ፥ ኣብ ኩሎም ክክላትን ጣቢያታትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ ጉራጌ ንመበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ዝግበር ቅድመ ምድላው ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Jun 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ጉራጌ 14 ሰነ 2013 ዓ.ም ንዝሳለጥ መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ዝግበር ምድላው ተዛዚሙ። ንምርጫ ዘድሊዩ ናውቲታት ናብ ኩሎም ክልላት ምርጫ ይለኣኹ ከምዘለዉ ተገሊፁ። ክሳብ ፅባሕ ፈርቂ መዓልቲ ናብ ጣቢያት ምርጫ ከምዝባፃሕ ድማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ደቡብን ሲዳማን ናውቲታት ምርጫ ናብ ኣብዝሓ ጣቢያታት ተባፂሖም Gebremariam Weldegerima Jun 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ደቡብን ሲዳማን ናውቲታት ምርጫ ናብ ኣብዝሓ ጣቢያታት ዘፈር ቤት ፅሕፈት ቦርድ ምርጫ እተን ክልላት ኣፍሊጦም። እቲ ስራሕቲ ካብ ትማሊ ጀሚሩ ይፍፀም ከምዘሎ ብምግላፅ፥ ኣብ ሕድ ሕድ ጣቢያታት ምርጫ ስራሕቲ ቅድመ ምድላው ብምግባር ናብቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መረፃ ብሰላም ንክዛዘም እኹል ምድላው ከምዝገበረ ኮሚሽን ፖሊስ ድሬዳዋ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Jun 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መረፃ ብሰላም ንክዛዘም እኹል ምድላው ከምዝገበረ ኮሚሽን ፖሊስ ድሬዳዋ ኣፍሊጡ። ኮሚሽነር ኮሚሽን ፖሊስ ድሬዳዋ ኣለሙ መግራ፥ ኣብ ቅድመ፣ ዕለተን ድሕረን ምርጫ ብዘይ ምንም ፀገም ፀፅታ ንክዛዘም ፖሊስ ምስ ካልኦት ኣካላት ብምዃን ቅድመ ምድላው…