ጣሊያን፣ ቤልጂየምን ኔዘርላንድስን ኣብ ፅዋዕ ኣውሮፓ ናብ ውድድር ኣውዲቕካ ምሕላፍ ምሕላፈን ኣረጋጊፀን
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድድር ፅዋዕ ኣውሮፓ ናብ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ዝሓለፋ ሃገራዊ ጋንታታት እናተፈለጣ ይመፅኣ ኣለዋ።
ክሳብ ሕዚ ኣብ ዝተገበሩ ፀወታታት፥ ካብ ምድብ 1 ጣሊያን፣ ካብ ምድብ ክልተ ቤልጂም ከምኡ እውን ካብ ምድብ 3 ኔዘርላንድስ ናብ ውድድር ኣውዲቕካ…