Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ትግራይ 4 ሺሕን 400 ኩንታል ብሓገዝ ዝመፅአ ስርናይ ንምሻጥ እናተንቀሳቐሱ ዝተረኸቡ ውልቀሰባት ኣብትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ንዝተመዛበሉ ወገናት ብሓገዝ ዝቐረበ 4 ሺሕን 400 ኩንታል ስርናይ ኣየር ብኣየር ንምሻጥ እናተንቀሳቐሱ ዝተረኸቡ ውልቀሰባት ኣብትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ቢሮ ፀፅታ ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ ቢሮ ሓጋዚ ኮሚሽነር የማነ…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብ ኢትዮጵያ ዘመን ስርሖም ዝዛዘሙ ኣምባሳደር ኮንጎ ኣሰናቢተን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ኢትዮጵያ ዘመን ስርሖም ዝዛዘሙ ኣምባሳደር ኮንጎ ከምዘሰናበታ ካብ ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ዝረከብናዮ ሓበሬታ የረድእ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana ድረ…

ሓይሊ ሓለዋ ሪፐብሊካን ንዓቕመ ደካማታትን ኣረጋውያንን ዝኸውን ህንፀት ገዛውቲ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ሓለዋ ሪፐብሊካን ኣብ ክፍለ ከተማ ኣራዳ ወረዳ 8 ንዓቕመ ደካማታትን ኣረጋውያንን ዝኸውን ህንፀት ገዛውቲ ጀሚሩ። ህንፀት እቶም ገዛውቲ ዘጀምሩ ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ሓለዋ ሪፐብሊካን ሜጀር ጀነራል ብርሃኑ በቀለ፥ እቲ ሰራዊት ምክልኻል ዝተውሃቦ…

ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ሃገራዊ መረፃ ብሰላም ንኽዛዘም ፀዊዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ሃገራዊ መረፃ ብሰላም ንኽዛዘም ፀዊዖም። 6ይ ሃገራዊ መረፃ ብዙሓት ዘተሓሳስቡ ጉዳያት ኣብ ዘለዉሉ ኩነታት ዝካየድ ስለዝኾነ፥ ኩሎም ኣካላት ጎንፂ ክፈጥሩ ካብ ዝኽእሉ ተግባራትን መደረታትን ንኽቑጠቡን መረፃ…

ኣብስዑድ ዓረብ ዝርከቡ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ንምምላስ ዝግበር ስራሕ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ሚኒስቴር ሰላም ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብስዑድ ዓረብ ዝርከቡ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ንምምላስ ዝግበር ስራሕ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪሃት ካሚል ገሊፀን። ብኣሃካብነት ሚኒስቴር ሰላም ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ከምኡ እውን እቲ ጉዳይ ምስ ዝምልከቶም ሚኒስቴር ቤት…

ሰላም ኢትዮጵያ ንድሕንነት ቀርኒ ኣፍሪካ ወሳኒ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኬንያ መለስ ኣለም ኣብ ኬንያ ናይ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ብመዓርግ ምክትል ዋና ፀሓፊ ዳይሬክተር ጀነራል ምስ ዝኾና ሃዋ ባንጉራ ተዛቲዮም። ዳይሬክተር ጀነራል ሃዋ ባንጉራ ኣብቲ እዋን ዘተ፥ ናይ…

ኢትዮጵያ ካብ ረሳሳሕ ነገራት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ንፍልፋል ብዝሰርሐቶ ስራሕ ኣብ 2021 ኣብ ውሽጢ ዝርዝር ብቴክኖሎጂ ቀዳሞት ዝኾና ሃገራት ተኻቲታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ካብ ረሳሕ ነገራት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ንፍልፋል ብዝሰርሐቶ ስራሕ ኣብ 2021 ኣብ ውሽጢ ዝርዝር ብቴክኖሎጂ ቀዳሞት ዝኾና ሃገራት ተኻቲታ። ኣብ ዓውዲ ኢኖቬሽን ምቹው ኩነታት ንምፍጣር እናሰርሐቶ ትርከብ ኢትዮጵያ፥ ረሳሕ ናብ ኤሌክትሪክ ሓይሊ…

እዋናዊ ምዕባለታት ትግራይ ኣመልኪቱ ካቢኔ ጊዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ገምጊሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ እዋናዊ ምዕባለታት ክልል ትግራይ ኣመልኪቱ ዘትዩ። እቲ ብዋና ፈፃሚ ስራሕ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ዶ/ር ኣብርሃም በላይ ዝተመርሐ ኣኼባ ካቢኔ፥ ተመዛበልቲ ናብ መረበቶም ንምምላስ ዝውገኑ ዘለዉ ስራሕቲ ፣ ተበፃሕነት…

ፕሬዚዳንት ባይደንን ምስ ናይ ሩሲያ መዘነኦም ቭላድሚር ፑቲንን ኣብ ጀነቫ ናይ ሓደ መዓልቲ ዋዕላ አካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ጆ ባይደንን ፕዳዚዳንት ሩሲያ ቪላድሚር ፑቲንን ዝለዓለ ትፅቢት ዝተገብረሉ ኣኼብኦም ኣብ ጀኔቫ ጀሚሮም። ዋና ከተማ ስዊዘርላንድ ዝኾነት ጀኔቫ ዝተመረፀትሉ ብታሪኽ ብፖለቲካዊ ገለልተኛነታ ስለ እትፍለጥ እዩ ተባሂሉ። ክልቲኦም ወገናት እቲ…

ሓድነትና መልክዕናን ጥንካረናን ኢዩ-ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ጅማ ዝተገበረሎም ኣቀባብላ ብዝምልከት መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ኣብ መልእኽቶም፥ ሎሚ መዓልቲ ካብ ጅማ ክሳብ ኣጋሮ፣ በሻሻ ዝተርኣየ ሰለማዊ ሓይሊን ናይ ፀዋርነት መንፈስን ህዝብና ብዝበለፀ ንምግልጋል ዘለዓዕል ኢዩ…