ብውልቀ ሰባትን ጉጅለታትን ዝፍፀም ዘሎ ገበን ቅትለትን ውራን ንምክልኻል ይስራሕ ኣሎ-ቢሮ ፀፅታ ክልል ትግራይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብውልቀ ሰባትን ጉጅለታትን ዝፍፀም ዘሎ ገበን ቅትለትን ውራን ንምክልኻል ይስራሕ ኣሎ ክብል ቢሮ ፀፅታ ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ።
ሓላፊ ቢሮ እቲ ቢሮ ረዳት ኮሚሽነር የማነ ገሰሰ ከምዝበልዎ፥ ኣብቲ ክልል ቅድሚ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ኣብ…