ቀ/ሚ ኣቢይ ኣብ ስታዲየም ጅማ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ መርሃ ግብሪ መዛዘሚ ምልዕዓል ምርጫ ተረኺቦም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ስታዲየም ጅማ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ መርሃ ግብሪ መዛዘሚ ምልዕዓል ምርጫ ተረኺቦም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ትዊተር ገፆም፥ “ጅማ ስለ እቲ ዘርኣኽሙና ፍቕሪን ሓድነትን አመስገን” ኢሎም።
እዋናዊ…