Fana: At a Speed of Life!

ኣምባሳደር ረታ ኣለሙ ምስ ኣምባሳደር ሩሲያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ እስራኤል ረታ ኣለሙ ምስ ኣምባሳደር ሩሲያ ኣብታ ሃገር ኣናቶልይ ቪክቶሪቪ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ኣድሂቦም ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ናፃ፣ ተኣማኒን ዝኾነን ሰላላማዊ ኮይኑ ንኽዛዘምን መንግስቲ…

ሚኒስቴር ጥዕና 1 ነጥቢ 7 ሚሊየን ዶላር ዘውፅእ መድሓኒት ሓገዝ ተገይሩሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮጀክት ትራንስፎርመር ኤች ዲ አር  ዓለም ለኸ ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ ኢንተርናሽናል ሄልዝ ፓርትነር ብምትሕብባር ልዕሊ 1ነጥቢ 7 ሚሊዮን ዶላር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣፋውስ ሜቤንዳዞን ንሚኒስቴር ጥዕና ሓገዝ ገይሩ፡፡ ሚኒስትር ዲኤታ ጥዕና ወይዘሮ…

ኣይተ ደመቀ መኮንን መርሃ ግብሪ ሓምላይ ኣሰር እዚ ዓመት ኣመልኪቶም መቐመጢኦም ኣብ ጎረባብ ሃገራት ምስ ዝገበሩ ኣምባሳደራት ኢትዮጵያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን መርሃ ግብሪ ሓምላይ ኣሰር እዚ ዓመት ኣመልኪቶም መቐመጢኦም ኣብ ጎረባብ ሃገራት ምስ ዝገበሩ ኣምባሳደራት ኢትዮጵያ ተዛቲዮም። ኣብ መርሃ ግብሪ ሓምላይ ኣሰር እዚ ዓመት፥ ኢትዮጵያ…

ማይክሮሶፍት ንዊንዶውስ-10 ኦፕሬቲንግ ሲስተም ዘቕርቦም መፀገኒ ድሕንነት ጠጠው ንምባል ምሕሳቡ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩባኒያ ማይክሮሶፍት ለዊንዶውስ-10 ኦፕሬቲንግ ሲስተም ዘቕርቦም መፀገኒ ድሕንነት ኣብ 2025 ጠጠው ከምዘብልን ኣብ መወዳእታ እዚ ወርሒ ዋና መማሓየሺ ሲስተም ዊንዶውስ ኦፕሬቲንግ ዕላዊ ንምግባር ከምዝሓሰበ ገሊፁ። እቲ ኩባኒያ ቅድሚ ሕዚ መመሓየሺ…

ብፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ዝምራሕ ዓለም ለኸ ኮሚሸን ስርዓተ ትምህርቲ ተዛቲዩ

አዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ብፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ዝምራሕ ዓለም ለኸ ኮሚሸን ስርዓተ ትምህርቲ ተዛቲዩ። እቲ ኮሚሽን ፀብፃቡ ንምዝዛም ኣስታት ክልተ ኣዋርሕ ዝተረፎ እንትኸውን፥ እተም ኣባላት ኣብ ትሕዝቶ እቲ ፀብፃብ ከምዝተዛተየ ካብ ቤት ዕዮ ፕሬዚዳንት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ…

ኢትዮጵያ ኣብ ቀረባ እዋን ናብ 400 ሺሕ ዝፅጋዕ ክታበት ኮቪድ-19 ከምትረክብ ሚኒስቴር ጥዕና ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ቀረባ እዋን ናብ 400 ሺሕ ዝፅጋዕ ክታበት ኮቪድ-19 ከምትረክብ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ገሊፀን። እተን ሚኒስትር፥ ኣብ ኢትዮጵያ እናተውሃበ ዝርከብ ክታበት ኮቪድ-19ን ኣብ ቀፃሊ ዝወሃብ ካልኣይ ዙር መርሃ ግብሪ ክታበትን…

ኢትዮጵያን ኣልጄሪያን ኣብ ዓውዲ ተሓዳሲ ሓይሊ ብምትሕብባር ንምስራሕ ባህጊ ከምዘለወን ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን አልጄሪያን ኣብ ዓውዲ ተሓዳሲ ሓይሊ ብምትሕብባር ንምስራሕ ባህጊ ከምዘለወን ተገሊፁ። ፍሉይ ልኡኽን በዓል ሙሉእ ሰለጣን ኣምባሳደርን ኢትዮጵያ ኣብ ኣልጀሪያ ነብያት ጌታቸው ምስ ሚኒስተር ምግፋሕ ኢነርጂን ተሓዳሲ ሓይሊን ኣልጀሪያ ፕሮፌሰር…

ቤት ምኽሪ ሰብ ሞያ ሓበሬታ ተጣይሹ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሰብ ሞያ ሓበሬታ ተጣይሹ። መሰልን ረብሓን ኣባላቱ ንምሕላውን እቲ ሞያ ንምዕባይን ዝዓለመ ቤት ምኽሪ ሰብ ሞያ ሓበሬታ ኢትዮጵያ /ካውንስል/ ሎሚ መዓልቲ 8 ሰነ 2013 ዓ.ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተጣይሹ ኣሎ። እቲ ቤት ምኽሪ ብሙሉእ…

ኣብ መቐለ ድምፂ ብዘይብሉ መሳርሒ ክትራን ክፍፅሙ ሓሲቦም ዝነበሩ 9 ሰባት ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መቐለ ድምፂ ብዘይብሉ መሳርሒ ክትራን ክፍፅሙ ሓሲቦም ዝነበሩ 9 ውልቀ ሰባት ብምትሕብባር መናእሰይ ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም። እቶም ተጠርጠርቲ ለይቲ ሰዓት 6 ኣብ ክፍለ ከተማ ሰሜን ከባቢ መናሃሪያ ከምዝተትሓዙ ተገሊፁ። ገዛ ንምዝራፍ ዘኸእልን…

ቦርድ መረፃ ኣብ መዓልቲ መውሃቢ ድምፂ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ስራሕ ዕፁው ከምዝኸውን ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣብ መዓልቲ መውሃቢ ድምፂ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ካብ ክልላት ሶማሊን ሃረሪን ወፃእ ዘለዋ መንግስታዊን ዘይመንግስታዊን ትካላት ክልልን ፌዴራልን ስራሕ ዕፁው ከምዝኸውን ኣፍሊጡ። እቲ ቦርድ 14 ሰነ 2013 ዓ.ም ዝካየድ መዓልቲ…