Fana: At a Speed of Life!

ፈረንሳይ ነኢትዮጵያ ኣብ ማሕበራዊ ልምዓት ትገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺራ – ኣምባሳደር ኣሌክሲስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፈረንሳይ ንኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ትምህርቲን ጥዕና ትገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ ኢሎም ኣምባሳደር ፈረንሳይ ኣብ ኢትዮጵያ ኣሌክሲስ ላሜክን፡፡ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር ምስ ኣምባሳደር ኣሌክሲስ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት  …

ኢትዮጵያ ዘለዋ ገፀ በረከት ተፈጥሮ ንቱሪዝምን ኢንቨስትመንትን ተመራፂት ይብራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ተሳተፍቲ ፎረም ቢዝነስ ኢትዮ-ስዑድ ዓረብ ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ስዑድ ዓረብ ኢትዮጵያ ዘለዋ ገፀ በረከት ተፈጥሮ ንቱሪዝምን ኢንቨስትመንትን ተመራፂት ዝገብራ ኢዩ ኢሎም። እቶም ኣባልት ጉጅለ ልኡኽ ኣብ መንደር ቤኑና ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለዩ መብፅሒ…

ኢትዮጵያን ማሌዢያን ኣብ ወሰንቲ ዓውዲታት ልምዓት ምትሕብባረን ከጠናኽራ ይግባእ – ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያና ማሌዢያን ንግዲን ኢንቨስትመንትን ሓዊሱ ኣብ ወሰንቲ ዓውዲታት ልምዓት ምትሕብባረን ከጠናኽራ ይግባእ ኢሎም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ። ላዕለዋይ ቢዝነስ ፎረም ኢትዮጵያን ማሌዢያን ሎሚ መዓልቲ ኣብ ማእኸል ኢንተርናሽናል ኮንቬንሽን ኣዲስ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ማሌዥያ ዳቶ ሴሪ ኣንዋር ኢብራሂም ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ማሌዥያ ዳቶ ሴሪ ኣንዋር ኢብራሂም ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋን ማእኸል ኢንተርናሽናል ኮንቬንሽን ኣዲስን ዑደት ገይሮም፡፡ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ቀዳማይ ሚኒስትር ዳቶ ሴሪ ኣንዋር ኩርዓት መላእ ፀለምቲ ህዝቢታት ኣብ ዝኾነ ዝኽሪ ዓወት…

ዜጋታት ብተመጣጣኒ ሓገዝ ወነንቲ ገዛ ንምግባር ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መርሃ ግብሪ ልምዓት ገዛ ኣብ ትሑት ብርኪ ናብራ ንዝርከቡ ነበርቲ ከተማ ብተመጣጣኒ ሓገዝ ወነንቲ ገዛ ንምግባር ይስራሕ ኣሎ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መዛዘሚ መርሃ ግብሪ 10ይ…

10ይ ፎረም ከተማታ ኢትዮጵያ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ 6 ሕዳር 2018 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ከተማ ሰመራ ሎጊያ እናተኻየደ ዝቐነየ 10ይ ፎረም ከተማታት ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ተዛዚሙ፡፡ ኣብቲ መዛዘሚ መርሃ ግብሪ፤ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፣ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣወል ኣርባ፣…

ድሕሪ ዓመታት ናብ ኣሜሪካ ዝጓዓዝ ሮናልዶ

ኣአዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፖርቹጋላዊ ኮኸብ ክርስቲያኖ ሮናልዶ ድሕሪ ብዙሓት ዓመታት ሃገራዊያን ጋንታታት ፖርቹጋልን ኣሜሪካን ንዝገብረኦ ናይ ምሕዝነት ፀወታ ናብ ኣሜሪካ ከምዘምርሕ ዕላዊ ተገይሩ፡፡ በዚ ድማ ክርስቲያኖ ሮናልዶ ድሕሪ ዓመታት ናብ ኣሜሪካ ብምምራሕ ፀወታ…

መመሓላለፊ መገዲታትን ሜላታት መከላኸሊን ሕማም ቫይረስ ማርበርግ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕማም ቫይረስ ማርበርግ (Marburg Virus Disease) ብመልክዕ ለበዳ ዘጋጥም ሕማም ምፍሳስ ደምን ትኩሳትን እንትኸውን ኣብ ሰባትን ካልኦት እንስሳትን ከጋጥም ይኽእል። ምልክታት እቲ ሕማም በቲ ቫይረስ ዝተቓለዐ ሰብ ካብ 2 ክሳብ 9…

ትሕቲ 17 ዓመት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ንደቡብ ሱዳን መዘነኣ ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መፃረዪ ፀወታ ትሕቲ 17 ዓመት ፅዋዕ ምብራቕን ማእኸላይን ኣፍሪካ (ሴካፋ) ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ንሃገራዊት ጋንታ ደቡብ ሱዳን 4 ን 1 ብዝኾነ ሰፊሕ ኣፈላላይ ሸቶ ስዒራ፡፡ ሸቶታት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ፤ ዳዊት ካሳው (3) ሸቶታት…

ዓለም ለኸ ጉባኤ ጥረምረን ናይ ቅብኣት እኽሊን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ንግዲን ዞማዊ ምትእስሳርን ምስ ማሕበር ለኣኽቲ ጥረምረን ናይ ቅብኣት እኽሊን ኢትዮጵያ ብምትሕብባር ዘሰናድኡዎ መበል 14 ዓለም ለኸ ጉባኤ ጥረምረን ናይ ቅብኣት እኽሊን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን…