ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ድሕንነት መገዲ ዘድሃበ ካልኣይ ዲግሪ ትምህርቲ ክጅመር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jun 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ መጀመሪ ካልኣይ ዲግሪ ትምህርቲ ድሕንነት መገዲ ተኻይዱ። ሚኒስትር ትራንስፖርት ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስን ፕሬዚዳንት ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ፕሮፌሰር ጣሰው ወልደሃናን ኣብ ዝተረኸቡሉ ኢዩ እቲ መርሃ ግብሪ ተኻይዱ ዘሎ። ዩኒቨርሲቲ…
ቢዝነስ ኢትዮ ቴሌኮም ኣገልግሎት ኣድቫንስድ 4ጂ ኤል.ቲ.ኢ ኣብ ሪጅን ደቡብ ምዕራብ ኣጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jun 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ኣገልግሎት ኣድቫንስድ 4ጂ ኤል.ቲ.ኢ ኣብ ሪጅን ደቡብ ምዕራብ ኣጀሚሩ። ዋና ፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ወይዘሮ ፍሬህይወት ታምሩ ናብ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኸኦ ሓበሬታ፥ በቲ ኣገልግሎት ከተማታት ጅማ፣ ኣጋሮ፣ በደሌ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤ ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ኣብ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ልዕሊ 640 ተዓዘብቲ መረፃ ከምዘዋፍር ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jun 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ (ኢሰመጉ) ኣብ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ልዕሊ 640 ተዓዘብቲ መረፃ ከምዘዋፍር ኣፍሊጡ። ብምዃኑ ድማ ኣብ ዝሓለፉ ሰሙናት ንተዓዘብቲ ስልጠናታት ከምዝሃበን ንተዓዘብቲ ዘድሊዩ ኣቑሑትን ካብ ቦርድ መረፃ ዝተውሃቦ ባጅ ምክፍፋል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 33 ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ምብራቕ ናይል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 33 ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ምብራቕ ናይል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ሚኒስቴር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ፌዴሪኢ ዶክተር ኢንጅነር ስለሽ በቀለ፣ ሚኒሰስትር ማይ ደቡብ ሱዳን ማናዋ ፒተር ጋትኩታ ከምኡ እውን ሚኒስትር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስትራቴጂክ ትልሚ 5 ዓመት ኣቢያተ ፍርዲ ፌዴራል ዝምልከት ልዝብ ይግበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ስትራቴጂክ ትልሚ 5 ዓመት ኣቢያተ ፍርዲ ፌዴራል ዝምልከት ልዝብ ይግበር ኣሎ። ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል መዓዛ ኣሸናፊ ኣብ ዝተረኸባሉ ልዝብ፥ ፕሬዚዳነታት ላዕለዎት ኣቢያተ ፍርዲ ክልላት እውን ተሳተፍቲ ኮይኖም። ኣካላት ሰብ ሞያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝቐረበሉ ረቂቕ በጀት 2014 ዓ.ም 561 ነጥቢ 7 ቢሊየን ብር ብዝርዝር ንኽረአ መሪሑ Gebremariam Weldegerima Jun 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ 6ይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 15 ስሩዕ ኣኼቡኡ ሎሚ መዓልቲ ኣሳሊጡ። እቲ ባይቶ ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ ስሩዕ ኣኼቡኡ፥ ረቂቕ በጀት 2014 ዓ.ም 561 ነጥቢ 67 ቢሊየን ብር ብዝርዝር ተዛቲዩ። ሚኒስትር ገንዘብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ሌንጮ ምስ ሚኒስትር ዴኤታታት ጉዳያት ቆንስላ ጉዳያት ኣፍሪካን ሚነስቴር ጉዳያት ወፃኢ ስዑድ ዓረብ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jun 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍሉይ ልኡኽን በዓል ሙሉእ ስልጣንን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣምባሳደር ሌንጮ ባቲ ምስ ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ኣፍሪካ ስዑድ ዓረብ ኣምባሳደር ኣሕመድ ቀጣንን ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ቆንስላ እታ ሃገር ኣምባሳደር ተሚም ኣል-ዶሰሪን ተዛቲዮም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ኩለን ደቂ ኣንስትዮ ንብልፅግና፤ ብልፅግና ንኹለን ደቂ ኣንስትዮ” ብዝብል መሪሕ ቃል ድጋፍ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ) “ኩለን ደቂ ኣንስትዮ ንብልፅግና፤ ብልፅግና ንኹለን ደቂ ኣንስትዮ” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ድጋፍ ደቂ ኣንስትዮ ይካየድ ኣሎ። ኣብ ኣዲስ ኣበባ ፓር ብልፅግና ወኪለን ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባን ዝዳደራ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ደገፍቲን ኣመራርሓን ብልጽግና ፓርቲ ትግራይ ኣብ ኣደባባይ ፓርከ ሕውነት መድረኽ ምልዕዓል ኣካይዶም Gebremariam Weldegerima Jun 15, 2021 0
Uncategorized ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ረቂቕ በጀት ዓመተ 2014 ብዝምልከት ፅባሕ ክዛተ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jun 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሰነ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ረቂቕ በጀት ዓመተ 2014 ብዝምልከት ፅባሕ ክዛተ ኢዩ። ኣብቲ ዝቐረበሉ ረቂቕ በጀት ዓመተ 2014 ብምዝታይ ውሳነ ከሕልፍ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ። እቲ ባይቶ ኣብቲ ረቂቕ ኣዋጅ ብዕምቆት ድሕሪ ምዝታይ ብዝርዝር ንኽረአ…