ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ንዝተፈላለዩ ፓርቲታት ከባቢታት ዝድግፍ ሰልፊ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Jun 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ዝርከቡ ነበርቲ ንፓርቲታት ከባቢታት ዝድግፍ ሰልፊ ኣካይዶም፡፡ ሰልፊ ድጋፍ ፓርቲ ብልፅግና፥ ኣብ ከተማ ጎንደር፣ ኣብ ዞባታት ማእኸላይ፣ ምዕራብን ሰሜንን ጎንደር ኣብ ዝርከባ ናይ ወረዳ ከተማታት ከምኡ እውን ኣብ ኣዲስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማሕበር ልምዓት ኣዊ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዘህንፆም ሓፈሻዊ ህንፃ እምነ ኹርናዕ ተነቢሩ Gebremariam Weldegerima Jun 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣይተ ደመቀ መኮንን ማሕበር ልምዓት ኣዊ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዘህንፆም ማእኸል ባህሊን ሓፈሻዊ ህንፃ እምነ ኹርናዕ ኣንቢሮም። ኣተ ደመቀ መኮንን ኣብቲ መርሃ ግብሪ ኣብ ዘስምዑዎ መደረ፥ ህዝቢ ኣዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ታየ ኣፅቀስላሴ ምስ ላዕለዋይ ኮሚሽነር ውድብ ሕቡራትመንግስታት ፊሊፖ ግራንዴ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jun 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ቀዋሚ ልኡኽ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ላዕለዋይ ኮሚሽነር እቲ ውድብ ፊሊፖ ግራንዴ ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ ስደተኛታት ኣብ ምሕላው፣ ብዛዕባ ስደተኛታት ውሽጢ ዓዲን ንስደተኛታት እናተውሃበ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ዳንሻ ግፍዒ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝኹንንን ኢድ ኣእታውነት ወፃኢ ዝቃወምን ሰልፊ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Jun 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ዳንሻ ግፍዒ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝኹንንን ኢድ ኣእታውነት ወፃኢ ዝቃወምን ሰልፊ ተኻይዱ። ኣብ ዘበነ ስልጣን ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝበፅሐ ግፍዒ ዝኹንኑን ኢድ ኣእታውነት ወፃኢ ዝቃወሙን ሰልፊታት ኣብ ወልቃይት ፀገዴ፣ ሰቲት ሑመራን ዝተፈላለዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮርፖሬሽን ኣባይቲ ፌዴራል መንበሪ ኣባይቲን ሹቓትን ኣመሪቑ Gebremariam Weldegerima Jun 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ኣባይቲ ፌዴራል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘህነፆም መንበሪ ኣባይቲን ሹቓትን ኣመሪቑ። እቲ ኮርፖሬሽን፥ ኣብ ሳይታት መካኒሳ፣ ከባቢ ሆስፒታል ቶታል ተዘንዓ፣ ቦሌን ኣዋሬን ንሰራሕተኛታት መንግስቲ ፌዴራል ዝሰርሖም እንትኾኑ፥ ኣብ ሳይት ገርጂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብልዕሊ 2.5 ቢሊየን ብር ዝተሃነፀ ፕሮጀክት መስቀል ኣደባባይ ፅባሕ ክምረቕ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jun 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብልዕሊ 2.5 ቢሊየን ብር ዝተሃነፀ ፕሮጀክት መስቀል ኣደባባይ ፅባሕ ክምረቕ ኢዩ። እቲ ፕሮጀክት ቅድመ ሐዚ ዝወሃብ ዝነበረ ሃይማኖታዊ፣ ህዝባዊን ካልኦት ማሕበራዊ ምድላዋትን ተሓሳቢ ብምግባር ዝሓሸ ኣገልግሎት ንምሃብ ብዘኽእል ዝተሃነፀ ኢዩ።…
ቢዝነስ ኣብ ዝሓለፉ 11 ኣዋርሕ ልዕሊ 259 ቢሊየን ብር ከምዝተኣከበ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jun 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሰነ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብ ዝሓለፉ 11 ኣዋርሕ ልዕሊ 259 ቢሊየን ብር ከምዝተኣከበ ሚኒስቴር እቶት ገሊፁ። ሚኒስትር እቶት ኣይተ ላቀ ኣያሌው፥ እቲ እቶት ካብ 1 ሓምለ 2013 ዓ.ም ኢዩ ጀሚሩ ኢሎም። እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ቴሌግራም ገፅና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ዘበናዊ ድኹዒ ናብ ሓረስታይ ኣብ ምብፃሕ ሰብ ውልቀ ሃፍቲ ንክተሓባበሩ ፃውዒት ቀሪቡ Gebremariam Weldegerima Jun 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ዘበናዊ ድኹዒ ናብ ሓረስታይ ኣብ ምብፃሕ ውልቀ ሰብ ሃፍቲ ንክተሓባበሩ ፃውዒት ቀሪቡ። ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገፀርን ትግራይ ከምዝበሎ፥ ኣብ ትግራይ ዘበናዊ ድኩዒ ናብ ሓረስታይ ንምብፃሕ ፀገም መጓዓዝያ ኣጋጢሙ ኣሎ። ስለዝኾነ እታወት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሚኒስትር ሰላም ወ/ሮ ሙፈሪሃት ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ካብ ቀ/ሚ ኣቢይ ዝተልኣኸ ደብዳበ ንፕሬዚዳንት ፈረንሳይ ኣብፂሑ Gebremariam Weldegerima Jun 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ሰላም ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ካብ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝተልኣኸ ደብዳበ ንፕሬዚዳንት ፈረንሳይ ኢማኑኤል ማክሮን ኣብፂሑ። እቲ መልእኽቲ ፍሉይ ኣማኻሪ ጉዳያት ኣፍሪካ ንፕሬዚዳንት ፈረንሳይ ፍራንክ ፓሪስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ኣብ ጉዳይ ትግራይ ስራሕቲ መንግስቲ ምንኣስ ኣግባብነት ኣይብሉን” ኣይተ ደመቀ መኮነን Gebremariam Weldegerima Jun 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጉዳይ ትግራይ ስራሕቲ መንግስቲ ምንኣስ ኣግባብነት ኣይብሉን ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ገሊፆም። ኣይተ ደመቀ፥ ጉዳይ ትግራይ ብዝምልከት መንግስቲ ዝሰርሖም ስራሕቲ ብምቅዋም ዝካየድ ወፍሪ…