ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣሜሪካ ኣብ ትግራይ ንህፁፅ እዋን ዝውዕል ሓገዝ 181 ሚሊየን ዶላር ድጋፍ ዕላዊ ገይራ Gebremariam Weldegerima Jun 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ ኣብ ትግራይ ንህፁፅ እዋን ዝውዕል ሓገዝ 181 ሚሊየን ዶላር ድጋፍ ዕላዊ ገይሩ። እቲ ሓገዝ ኣብቲ ክልል ዝርከቡ ህፁፅ ሓገዝ ንዘድሊዮም 3 ሚሊየን ዜጋታት ከምዝውዕል እውን እቲ ትካል ኣፍሊጡ፡፡ ምግቢ፣ ፅሩይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ርክብ መርበብ ሓበሬታ ገፀር ንምዕባይ ዘኽእል ስምምዕነት ተፈሪሙ Gebremariam Weldegerima Jun 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ኢንተርኔት ሶሳይቲን ርክብ መርበብ ሓበሬታ (ኢንተርኔት)ገፀር ንምዕባይ ዘኽእል ስምምዕነት ተፈራሪሞም። ዲጂታል ኢኮኖሚ ንምህናፅ ዝተጀመረ ስራሕ ዝድግፍ፣ ኣብ ገፀር ጥንኩር ርክብ መርበብ ሓሬታ ንምብፃሕ፣ መሰረተ ልምዓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ንክልተ ሚሊዮን ሰባት ክታበት ሕማም ኮሌራ ምሃብ ከምዝጅምር ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jun 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ብምትሕብባር ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ትግራይን ውድብ ጥዕና ዓለምን ኣብ ትግራይ ንክልተ ሚሊዮን ሰባት ክታበት ሕማም ኮሌራ ከምዝወሃብ ተገሊፁ። ኣብ ውድብ ጥዕና ዓለም ጨንፈር ትግራይ መተሓባበሪ ክታበት ዶክተር ኣባዲ ልኡል ከምዝገለፁዎ፥ እቲ ክታበት ካብ 3…
ቢዝነስ ሚኒስቴር እቶት ምስ ዝተፈላለዩ ውልቀ ባንኪታት ስርዓት ኢ ፔይመንትን ኢ ታክስን ንምዝርጋሕ ዘኽእል ስምምዕነት ከቲሙ Gebremariam Weldegerima Jun 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር እቶት ምስ ዝተፈላለዩ ውልቀ ባንኪታት ስርዓት ኢ ፔይመንትን ኢ ታክስን ንምዝርጋሕ ዘኽእል ስምምዕነት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ሆቴል ስካይላይት ከቲሙ። እቲ ሰርዓት ከፈልቲ ግብሪ ናብ ባንኪ ምኻድ እንተይኣድለዮም ኣብ ዘለውዎ ቦታ ብምዃን ከፍሊቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ኣብያተ ትምህርቲ ብምህናፅ ንዝሰርሕኡ ስራሕቲ መርሃ ገብሪ ምስግና ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሰኔ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ኣብያተ ትምህርቲ ብምህናፅ ንዝሰርሕኡ ስራሕቲ መርሃ ገብሪ ምስግና ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መርሃ ገብሪ ብሚኒስቴር ትምህርቲ ዝተዳለወ አንትኸውን፥ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ፣ ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማእኸል ምርምር ቴክኒክን ትምህርቲን ስልጠናን ምብራቕ ኣፍሪካ ክህነፅ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jun 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸል ምርምር ቴክኒክን ትምህርቲን ስልጠናን ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ኮምቦልቻ ክህነፅ ኢዩ። እቲ ማእኸል ምርምር ብ12 ነጥቢ 8 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ዝህነፅ እንትኸውን፥ ነዚ ዝኸውን እምነ ኩርናዕ ሎሚ መዓልቲ ተነቢሩ። ኣብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ሩሲያን ኣብ ጉዳያት መረዳእታን ድሕንነትን ዝገብርኡ ምትሕብባር ኣጠናኺረን ከምዝቕፅላ ገሊፀን Gebremariam Weldegerima Jun 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ሩሲያን ኣብ ጉዳያት መረዳእታን ድሕንነትን ከምኡውን ካልኦት ዓውዲታት ዝገብርኡ ኩለ መዳይ ምትሕብባር ምትሕብባር ኣጠናኺረን ከምዝቕፅላ ተገሊፁ። ዳይሬክተር ጄኔራል ብሄራዊ ኣገልግሎት መረዳእታን ድሕንነትን ኣይተ ተመስገን ጥሩነህ፥ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ልዕሊ 5 ነጥቢ 4 ቢሊየን ብር ግምት ዘለዎም ፍሪያታት ምግቢ ተኸፋፊሉ-ኣይተ ምትኩ ካሳ Gebremariam Weldegerima Jun 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ልዕሊ 5 ነጥቢ 4 ቢሊየን ብር ግምት ዘለዎም ፍሪያታት ምግቢ ተኸፋፊሉ ኮሚሽነር ኮሚሸን ብሄራዊ ኣመራርሓ ስራሕን ሓደጋን ድልዉነትን ኣይተ ምትኩ ካሳ ገሊፆም። ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃቦ ጋዜጣዊ መግለፂ ብምርካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንህንፀት ማእኸል ባህሊ ጉራጌ ዝኸውን መሬት ሂቡ Gebremariam Weldegerima Jun 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ መዛዘሚ ኮንፈረንስ ማእኸል ባህሊ ጉራጌ ብምርካብ ውህብቶ መሬት ኣረኪበን። ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ማእኸል ባህሊ ምህላው ኣብ ምዕባለን ፍሰት ዑደተኛታትን ቱሪዝም ሃገርና ልዑል ግደ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ደመቀ መኮነን ምስ ህዝቢ ከተማ ቻንጊን ወረዳ ጓንጓ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jun 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮነን ምስ ህዝቢ ከተማ ቻንጊን ወረዳ ጓንጓ ተዛቲዮም። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ደመቀ መኮነ ሓዊሱ፥ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ብናልፍ ኣንዱኣለም፣ ሚኒስትር…