ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 321 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Jun 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)321 ኢትዮጵያዊያን ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ተወካሊ ዳይሬክቶሬት ጀነራል ጉዳያት ቆንስላ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ተረኺቦም ነቶም ተመለስቲ ኣቀባበል ከምዝገበሩሎም ካብ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ ቃል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓፈሻዊ ሆስፒታል መቐለ ሙሉእ ብሙሉእ ኣገልግሎት ሕክምና ምሃብ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jun 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሓፈሻዊ ሆስፒታል መቐለ ሙሉእ ብሙሉእ ኣገልግሎት ሕክምና ምሃብ ከምዝጀመረ ተገሊፁ። እቲ ሆስፒታል ኣብዚ ሐዚ እዋን ደቂሶም ንዝሕከሙ፣ ክታበት፣ ፊዞትራፒ፣ ምርመራ ላቦራቶሪ፣ ንዝወልዳ ኣዴታትን ተመላለስቲ ተሓከምቲን ጠመተ ብምሃብ ይሰርሕ ኣሎ። ሰብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርሃ ግብሪ ዓመታዊ ኮንፈረንስ ማእኸል ልምዓትን ባህልን ጉራጌ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ መዛዘሚ ዓመታዊ ኮንፈረንስ ማእኸል ልምዓትን ባህልን ጉራጌ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ፣ ረእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣይተ ርስቱ ይርዳው፣ ምክትል ከንቲኣ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ኬንያ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበሮም ፃንሒት ብምዝዛም ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Jun 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኬንያ ኡሁሩ ኬኒያታ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበሮም ፃንሒት ዑደት ሓደ መዓልቲ ብምዝዛም ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕን ሰኒየሙዎም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ፕሬዚደንት ኬኒያ ኡሁሩ…
ስፓርት ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ ኣብ 10 ሽሕ ርሕቐት ሓድሽ ክብረወሰን ዓለም ኣመዝጊባ Gebremariam Weldegerima Jun 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ ነቲ ብኔዘርላንዳዊት ሲፋን ሓሰን ዝተመዝገበ ክብረወሰን ኣብ ውሽጢ ክልተ መዓልቲ ኣማሓይሻቶ። ለተሰንበት ነቲ ርሕቐት ብልዕሊ ሓሙሽተ ሰከንድ ኢያ ኣመሓይሻቶ። ኣብቲ ኣብ ኔዘርላንድ ሄንግሎ ዝተኻየደ ናይ ትማሊ ውድድር ነቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ልዕሊ 1 ሚሊየን ዜጋታት ተረባሕቲ ዝገብር ፕሮግራም ሴፍቲኔት ክጅመር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jun 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ልዕሊ 1 ሚሊየን ዜጋታት ተረባሕቲ ዝገብር ሓምሻይ ዙር ፕሮግራም ሴፍቲኔት ክጅመር ኢዩ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ወይዘሮ ያስሚን ወሃብረቢ፥ እቲ ሓምሻይ ዙር ፕሮግራም ሴፍቲኔት ህዝቢ ካብ ዘለዎ ፀገም ንክወፅእ ዝሕግዝ ኢዩ ኢለን።…
ቢዝነስ ኣብ ኢትዮጵያ ሓዱሽ ምስ ዝዋፈር ኩባኒያ ቴሌኮም ወግዓዊ ስነ ስርዓት ምንባር ክታም ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Jun 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ፕሬዚደንት ኬኒያ ኡሁሩ ኬንያታን ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ኢትዮጵያ ሓዱሽ ምስ ዝዋፈር ኩባኒያ ቴሌኮም ወግዓዊ ስነ ስርዓት ምንባር ክታም ተኻይዱ። እቲ ስምምዕነት ኣወሃህባ ፍቓድ ስራሕ ኢዩ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ውድድር ፈጠራ ዕድል ስራሕ ዝተዓወቱ ተወዳደርቲ ሽልማት ተበርኪቱሎም Gebremariam Weldegerima Jun 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድድር ፈጠራ ዕድል ስራሕ ተዓወትቲ ዝኾኑ 5 ተወዳደርቲ ሽልማት 840 ሺሕ ብር ተበርኪቱሎም። ማእኸል ልምዓት ኢንተርፕረነርሺፕ ኢትዮጵያ እናወዳደሮም ካብ ሞንጎ ዝነበሩ ተወዳደርቲ ካብ ቀዳማይ ክሳብ ሓምሻይ ንዝወፅኡ ፈጠርቲ ስራሕ ኢዩ እቲ ሽልማት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጃፓናዊ ኮርፖሬሽን ሱምቶም ብልዕሊ 2 ቢሊየን ዶላር ኣብ ዓውዲ ቴሌኮም ኢንቨስት ከምዝገብር ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jun 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ጃፓናዊ ኮርፖሬሽን ሱምቶም ብልዕሊ 2 ቢሊየን ዶላር ኣብ ዓውዲ ቴሌኮም ኢትዮጵያ ኢንቨስት ከምዝገብር ገሊፁ። መንግስቲ ሰብ ውልቀ ሃፍቲ ወፃኢ ኣብ ዘፈር ቴሌኮም ንኽሳተፉ ብመሰረት ዝወሰዶ ውሳነ ጨረታ ካብ ዝሰዓረ ትካል ‘የግሎባል ፓርትነርሽፕ ፎር…
ቢዝነስ ህይወት ኣብ ፀገም ዝርከቡ ኣፍሪካውያን ዘመሓይሽ ስምምዕነት 1 ነጥቢ 3 ቢሊየን ዶላር ተፈሪሙ Gebremariam Weldegerima Jun 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋውንዴሽን ማስተር ካርድን ማእኸል ምክልኻልን ምቁፅፃርን ሕምማት ኣፍሪካ (ሲዲሲ) ህይወት ኣብ ፀገም ዝርከቡ ኣፍሪካውያን ዘመሓይሽ ስምምዕነት 1 ነጥቢ 3 ቢሊየን ዶላር ተፈሪሞም። እቲ ስምምዕነት ብሚሊየናት ዝቑፀሩ ኣፍሪካውያን ናብረኦም ንምምሕያሽን…