ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ቀፃሊ ዝኾነ ዕቤት ተመዝግብ ኣላ – ማኔጂንግ ዳይሬክተር ኣይ ኤም ኤፍ Gebremariam Weldegerima Feb 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲታት ሕርሻ፣ ኣገልግሎትን ካልኦት ዓውዲታትንን ቀፃሊ ዝኾነ ዕቤት እናመዝገበት ምዃና ዓለም ማኔጂንግ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ ክሪስታሊና ጆርጂዬቫ ገሊፀን። ዓለም ማኔጂንግ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ (ኣይ ኤም ኤፍ)…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማኔጂንግ ዳይሬክተር ኣይ ኤም ኤፍ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ገይረን Gebremariam Weldegerima Feb 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ማኔጂንግ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ (ኣይ ኤም ኤፍ) ክርስታሊና ጂኦርጂዬቫ ምስ ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴ፣ ምስ ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ማሞ ምህረቱ፣ ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር)ን ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕን ብምዃን ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምስ ኣመራርሓ ዘፈር ንግዲን ፈጠርቲ ስራሕን ኢትዮጵያ ዕዉት ዘተ ኣካይድና – ማኔጂንግ ዳይሬክተር ኣይ ኤም ኤፍ Gebremariam Weldegerima Feb 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምስ ኣመራርሓ ዘፈር ንግዲን ፈጠርቲ ስራሕን ኢትዮጵያ ዕዉት ዘተ ከምዘካየዳ ማኔጂንግ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ (ኣይ ኤም ኤፍ) ክርስታሊና ጂኦርጂዬቫ ገሊፀን፡፡ ሃገር በቆል መመሓየሺ ኢኮኖሚ ዓውዲ ኢንቨስትመንት ንኽመሓየሽ ፅቡቕ ዕድል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፀገማት ኣፍሪካ ኣፍሪካዊ መፍትሒ ንኽረኽቡ ዝተርኣየ ቆራፅነት ንኻልኦት ኣብነት ዝኸውን ኢዩ – ሚኒስቴር ገዳያት ወፃኢ Gebremariam Weldegerima Feb 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መራሕቲ ሃገራት ዞባ ምብራቕን ደቡብን ኣፍሪካ ንፀገማት ኣፍሪካ ኣፍሪካዊ መፍትሒ ንኽረኽቡ ዘርኣዩዎ ቆራፅነት ንኻልኦት ኣብነት ዝኸውን ኢዩ ክብ ሚኒስቴር ገዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ፡፡ ማሕበረሰብ ምብራቕ ኣፍሪካን ሕብረሰብ ልምዓት ደቡባዊ ኣፍሪካን ኣብ…
ስፓርት ኣትሌት ያለምዘርፍ የኋላው ኣብ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ዱባይ ተዓዊታ Gebremariam Weldegerima Feb 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዱባይ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ኢትዮጵያዊት ኣትሌት ያለምዘርፍ የኋላው ተዓዊታ። ኣትሌት ያለምዘርፍ 1 ስዓት 7ደቒቕን 09 ሴኮንድን ብምእታው ኢያ እቲ ውድድር ቀዳመይቲ ክክትከውን ከምዝኸኣለት ሓበሬታ ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ…
ቢዝነስ መሸጢ ዋጋ ችርቻሮ ፍርያት ነዳዲ ኣብ ወርሒ ጥሪ ብዝነቦ ክቕፅል ኢዩ Gebremariam Weldegerima Feb 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መሸጢ ዋጋ ችርቻሮ ፍርያት ነዳዲ ወርሒ ለካቲት ኣብ ወርሒ ጥሪ ብዝነቦ ከምዝቕፅል ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ ከምዝሓሮ÷ መሸጢ ዋጋ ችርቻሮ ኩሎም ፍርያታት ነዳዲ ወርሒ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ሓንቲ ኣዶ 11 ነጥቢ 2 ኪሎ ዝምዘን ፅኪ ብሕክምናዊ መጥባሕቲ ተወጊዱ Gebremariam Weldegerima Feb 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዞባ ኣርሲ ሆስፒታል በቆጂ ካብ ሓንቲ ኣዶ 11 ነጥቢ 2 ኪሎ ዝምዘን ፅኪ ብሕክምናዊ መጥባሕቲ ከምዝተወገደ ተገሊፁ፡፡ ጓል 45 ዓመት ኣዶ እቲ ፅኪ ንሓሙሽተ ዓመታት ምስአን ከምዝፀንሐ ተሓቢሩ፡፡ እቲ ፅኪ ብዕዉት ሕክምናዊ መጥባሕቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብታክቲካል ኣጠቓቕማ ድሮን ዝሰልጠኑ ኣባላት ፖሊስን ሪፐብሊካን ጋርድን ተመሪቖም Gebremariam Weldegerima Feb 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፖሊስ ፌደራል ብታክቲካል ኣጠቓቕማ ድሮን ዘሰልጠኖም ሰብ ሞያ ፖሊስን ሪፐብሊካን ጋርድን ኣመሪቑ፡፡ ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገ/ሚካኤል ኣብቲ እዋን÷ እቲ ስልጠና መኮንናት ፖሊስ ሙያዊ ሓላፍነቶም ንምውፃእ ዘለዎም ዓቕሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ታዬ ብሕልፈት ነበር ፕሬዚዳንት ጀርመን ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Feb 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ብሕልፈት ነበር ፕሬዚዳንት ጀርመን ሆርስት ኮህለር ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም፡፡ ነበር ፕሬዚዳንት ጀርመን ሆርስት ኮህለር ቅድሚ ሰሙን ህይወቶም ከምዝሓለፈ ሓበሬታ ኤምባሲ ጀርመን ኣብ ኢትዮጵያ የመላኽት፡፡
ስፓርት ኣዳማ ከተማን ሲዳማ ቡናን ማዕረ ተፈላሊየን Gebremariam Weldegerima Feb 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተጀመረ መበል 19 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ኣዳማ ከተማን ሲዳማ ቡናን ባዶ ማዕረ ተፈላሊየን። ክልቲአን ጋንታታት ሎሚ ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 9፡00 ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ ኣብ ዝገበረኦ…