Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒሰትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ኡሁሩ ኬንያታ ብምዃን ተኸላ ፈልሲ ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒሰትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ኬኒያ ኡሁሩ ኬንያታ ብምዃን ተኸላ ፈልሲ ኣካይዶም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ኢትዮጵያ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ሎሚ መዓልቲ ናብ ኣዲስ ኣበባ መእታዎም ይዝከር። ፕሬዚዳንት ኡሁሩ ኣብ ፃንሒቶም ምስ…

ማዕቐብ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዝፈጥሮ ፅዕንቶ ዝዝቲ መድረኽ ኣብ ድሬዳዋ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ማዕቐብ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዝፈጥሮ ፅዕንቶ ዝዝቲ መድረኽ ኣብ ዩንቨርስቲ ድሬዳዋ ተሳሊጡ። ኣብቲ መድረኽ መምህራንን ምሁራንን ተሳቲፎም። ምክትል ፕሬዚዳንት ኣገልግሎት ማሕበረሰብ ምርምር እቲ ዩንቨርስቲ ዶክተር ሰለሞን ዘሪሁን፥…

ኣብ ትግራይ 10 ሚሊየን ፈልሲታት ንተኸላ ተዳሊዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ 10 ሚሊየን ፈልሲታት ንተኸላ ከምዝተዳለዉ ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገፀርን ጊዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ኣብቲ ቢሮ ኣተሓባባሪ ልምዓት ሃፍቲ ተፈጥሮን ዓውዲ ምግቢ ውሕስናን ኣይተ ደስታ ገብረስላሴ ከምዝበልዎ፥ ኣብቲ ክልል ኣብ ዝርከቡ…

ፕሬዚዳንት ኬንያ ኡሁሩ ኬንያታ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኬንያ ኡሁሩ ኬንያታ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ፥ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣቀባብላ ገይሮምሎም፡፡ ፕሬዚዳንት ኡሁሩ ኣብ ፃንሒቶም ምስ…

ጀርመን ህፁፅ እዋን ሓገዝ ዝውዕል 8 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዩሮ ንኢትዮጵያ ሓገዝ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጀርመን ህፁፅ እዋን ሓገዝ ዝውዕል 8 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዩሮ ንኢትዮጵያ ሓገዝ ገይራ። እታ ሃገር ዝገበረቶ ሓገዝ ብፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣቢላ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡ እቲ ሓገዝ ኣብ ትግራይ ኣብ እዋን ወፍሪ ምኽባር ሕጊን ብምኽንያት ለውጢ ኣየርን…

ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ሄግ ኣብ ዓመታዊ ኤግዚቪሽን ቱሪዝም ኔዘርላንድ ተሳቲፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ሄግ ኣብ ዓመታዊ ኤግዚቪሽን ቱሪዝም ኔዘርላንድ ብመርበብ ሓበሬታ ተሳቲፉ። እቲ ኤምባሲ፥ ኣብ ኤግዚቪሽን ቱሪዝም ቫካንቲብየርስ 2021 ብምስታፍ ኢዩ መባፅሕቲ ቱሪዝም ኣፋሊጡ ዘሎ፡፡ ኣብቲ ኤግዚቪሽን፥ ታሪኻዊን ባህላዊን…

ኣብ ኢትዮጵያ ፈላማይ ዘበናዊ ማእኸል መሰልጠኒ ቡን ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ ሻሂን ቡንን ኢትዮጵያ ፈላማይ ዘበናዊ ማእኸል መቀነባበሪ ባሬስታን መሰልጠኒ ቡንን ኣመሪቑ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ምረቓ፥ ሚኒስትር ሕርሻ ዑመር ሑሴን ሓዊሱ ላዕለዎት ሰብ መዚ መንግስቲን ሓለፍቲ ዓለም ለኸ ትካላት ተረኺቦም። ነቲ ማእኸል…

ኣብ ሃፍቲ ኣባላት ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ተወሳኺ ሓበሬታ ንኽግበር ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ኣባላት ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝኾኑ ንብረታት ብኽራይ፣ ብምውክልናን ካልኦት መገዲታትን ተታሒዞም ዝርከቡ ሃፍቲታት ሓበሬታ ንኽቐርብ ላዕለዋይ ኣኽባሪ ሕጊ ፌዴራል ፃውዒት ኣቕሪቡ። ኣባላት ጉጅለ ራዕዲ ህወሓት፥ ብሽሞም፣ ብስም ስድረኦምን…

ኣሜሪካ ኣብ ካሜሩን ምስ ዝተወለዐ ዓመፅ ተተሓሒዙ እገዳ ቪዛ ኣንቢራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ኣብ ካሜሩን ምስ ዝተወለዐ ዓመፅ ተተሓሒዙ ኣብ ልዕሊ ውልቀ ሰባት እገዳ ቪዛ ኣንቢራ። ሃገሪቱ እገዳውን ያደረገችው በሰሜን ምዕራብ ካሜሩን ሁከት በማነሳሳት በተጠረጠሩ ሰዎች ላይ መሆኑ ታውቋል እታ ሃገር ዘንበረቶ ኣብ ሰሜን ምዕራብ ካሜሮን…

መንግስቲ ኣብ ትግራይ ንሓረስቶት እታወታት ሕርሻ እናቕረበ ምዃኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ  ሓረስቶት ኣብ ስራሕቲ ሕርሻ ተዋፊሩ ንኸፍሪ መንግስቲ ኣድላዪ ዘበለ እታወት ሕርሻ እናቕረበ ከምዝኾነ ቢሮ ሕርሻ እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ምክትል ሓላፊ ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገፀርን ግዚያዊ ምምሕዳ ትግራይ ኣይተ ብርሃነ ኣርኣያ…