ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ካናዳ ንህንፀት ግድብ ህዳሰ ዝኸውን ልዕሊ 140 ሺሕ ዶላር ካናዳ ተኣኪቡ Gebremariam Weldegerima Jun 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ካናዳ ግዝኣት ኣልበርታ ንህንፀት ግድብ ህዳሰ ዝኸውን ልዕሊ 140 ሺሕ ዶላር ካናዳ ተኣኪቡ። ኣብታ ግዝኣት ዝርከቡ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ብምትሕብባር ኮንፈረንስ ቨርቺዋልን ፕሮግራም ምትእኽኻብ እቶትን ብምግባር 142 ሺሕን 900…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ምስ ሚኒስትር ጉዳይ ወፃኢ ኬንያ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jun 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስትር ጉዳይ ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ምስ ሚኒስትር ጉዳይ ወፃኢ ኬንያ ኣምባሳደር ሪይቸል ኦማሞ ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳይ ዘድሃበ ከምዝነበረ ተገሊፁ። ኣምባሳደር ሬድዋን አብ ዝቕፅል ሃገራዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፌስቡክ ገፅ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ልዑል ተሳትፎ ካብ ዘለዎም ገፃት ሓደ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Jun 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፅ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ልዑል ተሳትፎ ካብ ዘለዎም ማሕበራዊ ሚዲያ ገፅ መራሕቲ ዓለም ሓደ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ፌስቡክ ካብ ሞንጎ ዝጥቀሙ መራሕቲ ሃገራት ብዝተፈለየ ኩነታት ገፆም ብመጠን ተሳተፍቲ Interaction…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 322 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Jun 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)322 ኢትዮጵያዊያን ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ተወካሊ ዳይሬክቶሬት ጀነራል ጉዳያት ቆንስላ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ተረኺቦም ነቶም ተመለስቲ ኣቀባበል ከምዝገበሩሎም ካብ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ…
ቢዝነስ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘለዉ ኣማራፅታት ኢንቨስትመንት ንጉጅለ ልኡኽ ኩባኒያ ቦይንግ መብርሂ ተዋሂቡ Gebremariam Weldegerima Jun 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘለዉ ኣማራፅታት ኢንቨስትመንት ንጉጅለ ልኡኽ ኩባኒያ ቦይንግ መብርሂ ተዋሂቡ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ ሎሚ መዓልቲ ምስ ኮምሽነር ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ለሊሴ ነሜ ተዛቲዩ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘለዉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ፓርላማ ዝገበርዎ መደረ ዝሓዘ ”ኣሻራ” መፅሓፍ ተመሪቑ Gebremariam Weldegerima Jun 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ፓርላማ ዝገበርዎ መደረ ዝሓዘ ''ኣሻራ'' መፅሓፍ ተመሪቑ። እቲ መፅሓፍ ብትካል ፕሬስ ኢትዮጵያ ዝተዳለወ እንትኸውን፥ ካብ 24 መጋቢት 2010 ዓ.ም ጀሚሩ ክሳብ ኣብቲ ፓርላማ ዝገበርዎ መደረ ዝሓዘ ኢዩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ መቐለ ስሩዕ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jun 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣28 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ከተማ መቐለ ስሩዕ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ሎሚ መዓልቲ ከምዝተጀመረ ቤት ፅሕፈት ትምህርቲ እታ ከተማ ኣፍሊጡ። ተወካት እቲ በሀት ፅሕፈት ወይዘሪት ገነት መብራህቱ ከምዝገለፀኦ፥ እቲ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ኣብ 32 መንግስታዊን 30…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩንቨርስቲ መቐለ ምስ ትካል ገባሪ ሰናይ ኤልሻዳይን ብምዃን ኣብ ወረዳ እንደርታ ንዝርከቡ ሓረስቶት ግራውቶም ብትራክተር ይሓርሱሎም ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩንቨርስቲ መቐለ ምስ ትካል ገባሪ ሰናይ ኤልሻዳይን ካልኦትን ብምዃን ኣብ ወረዳ እንደርታ ንዝርከቡ ዓቕሚ ዘይብሎምን ኣረጋውያንን ሓረስቶት ግራውቶም ብዘመናዊ ትራክተር ይሓርሱሎምን ደገፍን ክትትል ይገሩሎምን ከምዘለዉ ተሓቢሩ። እቲ ደገፍ ኣብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ብልዕሊ 41 ሚሊየን ብር ዝተዓደጋ 20 ትራክተራት ንዝተፈላለያ ወረዳታት ተኸፋፊለን Gebremariam Weldegerima Jun 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2013 ዓ. ም(ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ (USAID) ምስ ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ (ማረት) ብምትሕብባር ብ41 ነጥቢ 6 ሚሊየን ብር ዝተዓደጋ 20 ትራክተራት ን6 ወረዳታት ትግራይ ከምዝተኸፋፈላ ማረት ገሊፃ። እተን ትራክተራት ኣብቲ ክልል ብሰንኪ ወራር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ሓዊሱ ተነሓናሕቲ ፓርቲታት ፖለቲካ ንሰለማዊነት ሓፈሻዊ ምርጫ ሓላፍነቶም ንምክዋፅኡ ፃውዒት ቀሪቡ Gebremariam Weldegerima Jun 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ጳጳሳት ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ፥ መንግስቲ ሓዊሱ ተነሓናሕቲ ፓርቲታት ፖለቲካ ንሰለማዊነት ሓፈሻዊ ምርጫ ሓላፍነቶም ንምክዋፅኡ ፃውዒት ኣቕሪቡ። እቲ መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ናፃ፣ ገለልተኛ፣ ፍትሓዊ፣ ተኣማኒ፣ ዴሞክራሲያዊን…