ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ ብር 1 ሚሊየን ዝግመቱ ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም Gebremariam Weldegerima Jun 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምዕራብ ኣርሲ ልዕሊ ብር 1 ሚሊየን 80 ሺሕ ዝግመቱ ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ተገሊፁ። እቶም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ኮድ 3 ኣብ ዝኾነት ናይ ፅዕነት መኪና እቶም ኣቑሑት ሒዙ ካብ ዞባ ባሌ ከተማ ሮቤ ናብ ከተማ ሻሸመኔ እንትጓዓዝ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ጉዳይ ወፃኢ ኬኒያ ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን Gebremariam Weldegerima Jun 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣30 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ሚኒስትር ጉዳይ ወፃኢ ሪይቸል ኦማሞ ኬኒያ ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን። እተን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ኢትዮጵያ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ከምዝመፅኣ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ ኣምባሳደር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ 500 ሺሕ ኣባይቲ ኣብ ሓሙሽተ ዓማውቲ ንምህናፅ ዝተገበረ ስምምዕነት ስዒቡ ዝናፈሱ ወረታት ሓሶት ከምዝኾኑ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jun 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጉንበት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ 500 ሺሕ ኣባይቲ ኣብ ሓሙሽተ ዓማውቲ ንምህናፅ ዝተገበረ ስምምዕነት ስዒቡ ዝናፈሱ ወረታት ሓሶት ከምዝኾኑ ቢሮ ልምዓት ኣባይቲን ምምሕዳርን ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። እቲ ቢሮ ኣብ ከይዲ አእቲ ስምምዕነት ኣድሂቡ ጋዜጣዊ መግለፂ ሂቡ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፋብሪካ ዘይቲ ብልዒ ደብሊው ኤ ተመሪቑ Gebremariam Weldegerima Jun 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብልዕሊ ብር 5 ነጥቢ 2 ቢሊየን ወፃኢ ዝተሃነፀ ፋብሪካ ዘይቲ ብልዒ ደብሊው ኤ ተመሪቑ። ወናኒን ዋና ፈፃሚ ስራሕን ደብሊው ኤ ቢዝነስ ግሩፕ ኣይተ ወርቁ ኣይተነው ንመራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ እቲ ፋብሪካ ካብ ጠለብ ውሽጢ ዓዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ስሩዕ ኣኼቡኡ ምክያድ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jun 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን 5ይ ዘበን ስራሕ 6ይ ዓመት 2ይ ስሩዕ ኣኼቡኡ ዝተፈላለዩ ኣጀንዳታት ብምፅዳቕ ጀሚሩ። ኣፈ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ኣይተ ኣደም ፋራሕ ንኣባላት እቲ ቤት ምኽሪ ኣጀንዳታት ዘቕረቡ እንትኾኑ፥ እቲ ቤት ምኽሪ እውን ዝቐረቡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካልኣይ ዙር ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ኣመልኪቱ ወፍሪ ምትእኽኻብ እቶትን ምሃብ ግንዛበን ኣብ ከተማ ለንደን ክጅመር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jun 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካልኣይ ዙር ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ኣመልኪቱ ወፍሪ ምትእኽኻብ እቶትን ምሃብ ግንዛበን ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ ለንደን ክጅመር ኢዩ። እቲ ወፍሪ ሲቪክ ትካላትን ለንደን ዝርከብ ኤምባሲ ኢትዮጵያን ብምትሕብባር ዝተዳለወ እንትኸውን፥ ንክልተ ኣዋርሕ…
ኮሮናቫይረስ ኡጋንዳ ብምኽንያት ምስፍሕፋሕ ቫይረስኮሮና ኣቢያተ ትምህርቲ ዓፂያ Gebremariam Weldegerima Jun 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኡጋንዳ ብምኽንያት ምስፍሕፋሕ ቫይረስኮሮና ኣቢያተ ትምህርቲ ዓፂያ። ፕሬዚዳንት ኡጋንዳ ዮዌሪ ሙሴቪኒ፥ ኣብታ ሃገር ካልኣይ ማዕበል ለበዳ ቫይረስኮሮና ብዙሓት ሰባት እናተትሓዙ ስለዝኾኑ፤ ኣቢያተ ትምህርቲ ከምዝተዓፀዉን ብዙሕ ሰብ ኣብ ዝእከበሎም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፈልሲ እናተኸልካ ሃገር ፅብቕቲ ምግባር ካብ ኩሉ ትፅቢት ዝግበር ተግባር ኢዩ -ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Jun 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈልሲ እናተኸልካ ሃገር ንክትምዕርግ ምስራሕ ካብ ኩሉ ሰብ ትፅቢት ዝግበረሉ ተግባር ከምዝኾነ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ኣብ ክልል ኣምሓራ ሳልሳይ ዙር መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ሓምለዋይ ኣሰር 2013 ዓ.ም…
ስፓርት ትውልደ ኢትዮጵያዊት ኣትሌት ሲፋን ሓሰን ክብረወሰ ዓለም 10 ሺሕ ሜትሮ ሰቢራ Gebremariam Weldegerima Jun 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብትውልዲ ኢትዮጵያዊት ብዜግነት ሆላንዳዊት ዝኾነት ኣትሌት ሲፋን ሓሰን ክብረወሰ ዓለም 10 ሺሕ ሜትሮ ሰቢራ። ኣትሌት ሲፋን ሓሰን፥ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2016 ብኢትዮጵያዊት ኣትሌት ኣልማዝ ኣያና ተታሒዙ ዝነበረ ርሕቐት ብምምሕያሽ ኢያ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ዕጡቓት ብርኩናፋሶ ልዕሊ 130 ሰባት ቐቲሎም Gebremariam Weldegerima Jun 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዕጡቓት ብርኩናፋሶ ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ቡርኪናፋሶ ትርከብ ሓንቲ ገጠር ልዕሊ 132 ሰባት ከምዝቐተሉ መንግስቲ እታ ሃገር ገሊፁ። እቲ መጥቃዕቲ፥ ኣብታ ሃገር ዛጊድ ካብ ዝተፈፀሙ መጥቃዕቲታት እቲ ዝኸፍአ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ኣብቲ መጥቃዕቲ…