ቢዝነስ ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለምን ሰነድ ስምምዕነት ልቓሕ 250 ሚሊየን ዶላር ተፈራሪሞም Gebremariam Weldegerima Jun 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለምን ሰነድ ስምምዕነት ልቓሕ 250 ሚሊየን ዶላር (ብር 10 ነጥቢ 89 ቢሊየን) ተፈራሪሞም። እቲ ስምምዕነት ልቓሕ፥ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴን ኣብ ባንኪ ዓለም ተፀዋዒ ኢትዮጵያ፣ ሱዳን፣ ደቡብ ሱዳንን ኤርትራን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስተር ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ልዕሊ ብር 50 ሚሊየን ዝግመት ንተመዛበልቲ ዝኸውን ሓገዝ ኣቑሑት ገይሩ Gebremariam Weldegerima Jun 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስተር ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ልዕሊ ብር 50 ሚሊየን ዝግመት ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ተመዛቢሎም ዝርከቡ ዜጋታት ዝኸውን ሓገዝ ኣቑሑት ገይሩ። እቲ ሚኒስቴር፥ ኣብ ትግራይ፣ ኣጣየን መተከልን ኣብ ዝተፈላለዩ እዋናት ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ኢዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ልምዓት ባንኪ ኣፍሪካ ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ኣዳማ ዑደት ገይሮም Gebremariam Weldegerima Jun 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ልምዓት ባንኪ ኣፍሪካ ኣክኒውሚ ኣዲሲና ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ኣዳማ ዑደት ኣካይዶም። እቶም ፕሬዚዳንት ምስ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርኪታት ኢንዱስትሪ ሳንዶካን ደበበ ብምዃን ኣብ ከተማ ኣዳማ ዝርከብ ፓርክ ኢንዱስትሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እንትንተሓባበር ንኢትዮጵያ ክብ ክነብላ ንኽእል ኢና – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ Gebremariam Weldegerima Jun 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓመታዊ ኮንፈረንስ ማሕበር ልምዓት ኦሮሚያ ኣብ ፓርክ ሓድነት ተኻይዱ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ዝተረኸባ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ፥ ብሓባር ምትሕግጋዝ ንኢትዮጵያ ክብ ምባል ከምዝከኣል ገሊፀን። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ብግደኦም፥ “ኣብዚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ደቡብ ወሎ ዘይሕጋዊ መሳርሒታት ኲናት ተታሒዙ Gebremariam Weldegerima Jun 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ደቡብ ወሎ ወረዳ ቦረና 3 ሺሕን 441 ዘይሕጋዊ ጠያይቲ ብሬንን ካልኦት መሳርሒታት ኲናትን ከምዝሓዘ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ እታ ወረዳ ገሊፁ። ሓላፊ እቲ ቤት ፅሕፈት ኮማንደር ጌታቸው ደረሰ፥ እቲ መሳርሒ ኲናት ካብ ደሴ ናብ ቦረና መካነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከይዲ መረፃ መጥቃዕቲ ሳይቨር ከየጋጥም ብፍሉይ ጠመተ እናተሰርሐ ከምዝኾነ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jun 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከይዲ መረፃ መጥቃዕቲ ሳይቨር ከየጋጥም ብፍሉይ ጠመተ እናሰርሐ ምዃኑ ኤጀንሲ መርበብ ሓበሬታ ድሕንነትን ገሊፁ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ኤጀንሲ ዶክተር ሹመቴ ግዛው፥ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ መረፃ ካብ ዘፈፅመሎም እታወታት ሓደ ዝጥቀመሎም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግሎባል ፓርትነርሺፕ ፎር ኢትዮጵያ 850 ሚሊየን ዶላር ንመንግስቲ ኣታዊ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Jun 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሰ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ውልቀ ኦፕሬተርነት ቴሌኮም ንምስታፍ ጨረታ ዝሰዓረ ግሎባል ፓርትነርሺፕ ፎር ኢትዮጵያ 850 ሚሊየን ዶላር ንመንግስቲ ኣታዊ ምግባሩ በዓል መዚ ኮሙዩኒኬሽን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ዋና ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚ ኢንጅነር ባልቻ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሮጀክታት መፈልፈሊ ሓይሊ ፃሓይ ቤልቱን ሚኖን ተመሪቖም Gebremariam Weldegerima Jun 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ክልል ዞባ ምብራቕ ሃረርጌ ወረዳ ቁምቢ ከተማ ሚኖን ኣብ ዞባ ቦሌ ወረዳ ሂዳን ዝተሃነፁ ፕሮጀክታት መፈልፈሊ ሓይሊ ፃሓይ ሚኖን ቤልቱን ተመሪቖም። እቶም ፕሮጀክታት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ፣ ሚኒስትር…
ቢዝነስ ኣብ ዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ ካብ መዓድን ወርቂ ልዕሊ 505 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ Gebremariam Weldegerima Jun 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር መዓድንን ነዳዲን ኣብ ዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ ካብ 6 ሺሕን 785 መዓድን ወርቂ ልዕሊ 505 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ክርከብ ከምዝኸኣለ ኣፍሊጡ። ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ሃፍቲ ተፈጥሮ፣ መስኖን ኢነርጂን፥ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካውንስል ፅሬት ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ተጣይሹ Gebremariam Weldegerima Jun 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካውንስል ፅሬት ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ተጣይሹ። እቲ ካውንስል ፅሬቱ ዝሓለወ ቀፃልነት ዘለዎ ባህሊ ፅሬት ንኽፍጠር ምግባር ዘኽእል ዘይሻራዊ ካውንስል ኢዩ ተባሂሉ፡፡ ዝሰልጠነ ሓይሊ ሰብ፣ ንምርምር ብቑዓት ዝኾኑ ተመራመርቲ ምፍራይ፣…