ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርሃ ግብሪ ኣፍልጦ ማሕበር ልምዓት ኦሮሚያ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ኣፍልጦ ማሕበር ልምዓት ኦሮሚያ (ኦልማ) ኣብ ፓርክ ሓድነት ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ-ግብሪ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሓዊሱ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ፣ ምክትል ቀዳማይ ሚኒትርን ሚኒሰስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስራሕቲ ዓውዲ ትራንስፖርት ፀገም ፈታሕቲ ኣብ ዝኾኑ መፅናዕቲታት ክምስረት ይግባእ – ሚኒስቴር ትራንስፖርት Gebremariam Weldegerima Jun 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጉንበት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ስራሕቲ ዓውዲ ትራንስፖርት ፀገም ፈታሕቲ ኣብ ዝኾኑ መፅናዕቲታት ክድረኽ ከምዝግባእ ሚኒስትር ትራንስፖርት ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ ገሊፀን። ኣብ ፕሮግራም ምትእስሳርን ተበፃሕነትን መገዲ ገፀር ከምኡ እውን መሰረተ ልምዓት መገዲ ንምቁፅፃርን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ ሪጅን ሰሜን ምብራቕ ምብራቕ ኣገልግሎት ኢንተርኔት 4ጂ ኣጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jun 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ ኣርባዕተ ከተማታት ሪጅን ሰሜን ምብራቕ ምብራቕ ኣገልግሎት ኢንተርኔት ራብዓይ ትውልዲ (4ጂ) ኣጀሚሩ እቲ ትካል ኣብ ከተማታት ሰመራ፣ ሎጊያ፣ ኣሳኢታን ኣዋሽ ሰባት ኪሎን ኢዩ ፕሮጀክት ምስፍሕፋሕ ኣገልግሎት ሞባይል 4ጂ ኤል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተሰርሑ ዝርከቡ ስራሕቲ ሪፎርም ጎብኒዮም Gebremariam Weldegerima Jun 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ፕሬዚዳንት ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ዶክተር ኣኪንውሚ ኣዴሲናን ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተሰርሑ ዝርከቡ ስራሕቲ ሪፎርም ጎብኒዮም። ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ፥ ዶክተር አኪንውሚን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ምስ ዝተፈፀመ ቅትለት ሰለማውያን ዜጋታትን ፆታዊ ዓመፅን ብምትሕሓዝ ኣብ ልዕሊ 53 ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ክሲ ተመስሪቱ Gebremariam Weldegerima Jun 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ምስ ዝተፈፀመ ቅትለት ሰለማውያን ዜጋታትን ፆታዊ ዓመፅን ብምትሕሓዝ ኣብ ልዕሊ 53 ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ክሲ ከምዝተመስረተ ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ፌዴራል ኣፍሊጡ። ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ፌዴራል ዶክተር ጌዲዮን ጢሞቴዎስ ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢንጂነር ስለሺ በቀለ ምስ ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫኪር ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jun 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ማይ መስኖን ዶክተር ኢንጂነር ስለሺ በቀለ ምስ ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫኪር ማያርዲት ተዛቲዮም። እቶም ሚኒስትር ካብ ቀዳማይ ኣቢይ ኣሕመሰድ ዝተልኣኸ መልእኽቲ ንፕሬዚዳንት ሳልቫኪር ኣብፂሖም፡፡ ኣብቲ እዋን ዘተኦም ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Jun 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ዶክተር ኣኪንውሚ ኣዴሲና ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። ቀዳማይ ሚኒሰስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዝፀሓፉዎ ፅሑፍ፥ ንዶክተር ኣኪንውሚ ኣዴሲና “ሓቀኛ ውላድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጣሊያን ኣብ ኢትዮጵያ ንዝካየድ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ዝውዕል 400 ሺሕ ዩሮ ሓገዝ ገይራ Gebremariam Weldegerima Jun 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ጣሊያን ብሚኒሰስቴር ገንዘብን ዓለም ለኸ ምትሕብባርን ኣቢሉ ኣብ ኢትዮጵያ ንዝካየድ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ዝውዕል 400 ሺሕ ዩሮ ሓገዝ ገይሩ። እቲ ሓገዝ ገንዘብ፥ ዴሞክራሲ ኢትዮጵያ ንምጥንኻር መረፃ ምድጋፍ ዝብሃል ፕሮጀክት ፕሮግራም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ መቐለ 25 ሺሕ ንዝኾኑ ኣባይቲ ኣገልግሎት ዝህብ ዝርገሐ መስመር ኤሌክትሪክ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ጉንበት 26፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ከተማ መቐለ ኣብ ሓደሽቲ መንደራት ዝርከቡ ልዕሊ 25 ሺሕ ኣባይቲ ኣገልግሎት ዝህብ ሓዱሽ ዝርገሐ መስመር ኤሌክትሪክ እናተሳለጠ ምዃኑ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ቤት ፅሕፈት ክልል ትግራይ ገሊፁ፡፡ የኤሌክትሪክ መስመር ዝርጋታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ኣለምፀሃይ ምስ ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኡጋንዳ ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Jun 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍልይቲ ልእኽቲን በዓልቲ ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደርን ኢትዮጵያ ኣብ ኡጋንዳ ኣለምፀሃይ መሰረት ምስ ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኡጋንዳ ኦሪየም ኦኬሎ ተዛቲየን። ኣብ ዘተአን ድማ ብዛዕባ ክልተኣዊን ዞባዊን ጉዳያት ዝምልከት ልዝብ ኣካይደን፡፡…