ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ትልሚ መትከሊ እግሪ ህፁፅ እዋን ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Jun 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ገንዘብን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይን ኣብ ክልል ትግራይ ትልሚ መትከሊ እግሪ ህፁፅ እዋን ዕላዊ ገይሮም። እቲ ትልሚ፥ ኣብ ነበርቲ እቲ ክልል ማሕበራዊ ሓድነት፣ ምትእምማንን ምርግጋእን መሊስካ ብምህናፅ ሰላምን ተረባሕነትን ነበርቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንዲፕሎማሰኛታትን ገበርቲ ሰናይ ትካላትን መንግስቲ ኣብ ክልል ትግራይ እናገበሮ ብዛዕባ ዘሎ ሰብኣዊ ሓገዝን መሊስካ ህንፀትን ዝምልከት መብርሂ ተዋሂቡ Gebremariam Weldegerima Jun 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መንግስቲ ኣብ ክልል ትግራይ እናገበሮ ብዛዕባ ዘሎ ሰብኣዊ ሓገዝን መሊስካ ህንፀትን ዝምልከት መብርሂ ንዲፕሎማሰኛታት፣ ዓለም ለኸ ገበርቲ ሰናይ ትካላትን ኣካላት ውድብ ሕቡራት መንግስታትን ተዋሂቡ። ብኣሰናዳእነት ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን ሚኒስቴር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 19 ሺሕን 739 ጠያይቲ ናብ ባህርዳር ንምእታው ዝፈተኑ ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም Gebremariam Weldegerima Jun 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)19 ሺሕን 739 ተተኮስቲ ጠያይቲ ኣብ ባጃጅ ፅዒኖም ናብ ባህርዳር ንምእታው ዝፈተኑ ክልተ ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ምውዓሉ ኮሚሽን ጉምሩኽ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ባህርዳር ኣፍሊጡ። መካየዲ ስራሕ እቲ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ኣይተ ኣለነ መሃሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትካላት ኣሜሪካ ኣብ ዓውዲ ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂን ኢኔቬሽንን ኢትዮጵያ ንምውፋር ድሌት ከምዘለዎም ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Jun 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ብምኽትል መራሒ ሚሲዮን ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ዴቪድ ሬንዝ ምስ ዝተመርሐ ኣባላት ኮሚቴ ድሕንነት ተመረፅቲ ሴኔት ኣሜሪካ ተዛቲዮም፡፡ ክልቲአን ሃገራት ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽንን ትካላተን ብሓባር ክሰርሓ ዝኽእላሉን እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከባ ዩኒቨርሲቲታት ብሓባር መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ጀሚረን Gebremariam Weldegerima Jun 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከባ ዩኒቨርሲቲታት ብሓባር መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ሓምለዋይ ኣሰር ጀሚረን። እተን ትካላት ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ፣ ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዲስ ኣበባ፣ ሜትሮ ፖሊታን ዩኒቨርሲቲ ኮተቤን ቴክኒካል ዩኒቨርሲቲ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ተናሓናሕቲ ውድባት እስራኤል ሓዱሽ መንግስቲ ንምጥያሽ ተስማዕሚዖም Gebremariam Weldegerima Jun 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መራሒ ፓርቲ ሺ ኣቲድ ያይር ላፒድ ሸሞንተ ፓርቲታት ዘካተተ ጥሙር መንግስቲ ንምጥያሽ ምስምዕመዖን ዕላዊ ገይሮም፡፡ እቶም ርቲታት ብዙር ንምምሕዳር ዝተስማዕምዑ እንትኾኑ፥ መራሒ ፓርቲ ያሚና ናፍታሊ ቤኔት ንፈለማ ቀዳማይ ሚኒስትር ክኾኑ ኢዮም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ይበልጣል ኣእምሮ ምስ ኣምባሳደራት ፈረንሳይ፣ ህንዲን ጃፓንን ኣብ ሱዳን ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jun 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵ ኣብ ሱዳን ይበልጣል ኣእምሮ ምስ ኣምባሳደራት ፈረንሳይ፣ ህንዲን ጃፓንን ኣብ ሱዳን ተዛቲዮም። እቶም ኣምባሳደር፥ ምስ ኣምባሳደር ፈረንሳይ ኣብ ሱዳን ኢማኑኤሌ ብላትማን፣ ኣምባሳደር ህንዲ ራቪንድራ ፕራሳድን ኣምባሳደር ጃፓን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክፍለ ከተማ ልደታ ብዘይሕጋዊ መገዲ ተታሒዞም ዝነበሩ 138 መንበሪ ኣባይቲ ቀበሌ ኣብ ትሑት መነባብሮ ንዝርከቡ ነበርቲ ተመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Jun 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ክፍለ ከተማ ልደታ ብዘይሕጋዊ መገዲ ተታሒዞም ዝነበሩ 138 መንበሪ ኣባይቲ ቀበሌ ኣብ ትሑት መነባብሮ ንዝርከቡ ነበርቲ ኣመሓላሊፉ። ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ዝተሃነፀ ቤት ትምህርቲ ኢፋ ቢሊቃ ተመሪቑ Gebremariam Weldegerima Jun 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ብቤት ፅሕፈትን ኣቢለን ኣብ ክልል ኦሮሚያ ወረዳ ሃዊ ጉዲና ዘህነፀኦ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኢፋ ቢሊቃ መሪቐን። እቲ ቤት ትምህርቲ ብር 13 ነጥቢ 8 ሚሊየን ወፃኢ ከምዝተገበረሉ ተሓቢሩ፡፡ ብኽልተ ፈረቓ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዶላር ነራብሕ ኢና ብምባል ተግባር ምጭብርባር ዝፈፀሙ ውልቀሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም Gebremariam Weldegerima Jun 2, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ቦሌ ዶላር ነራብሕ ኢና ብምባል ተግባር ምጭብርባር እናፈፀሙ ዝነበሩ ውልቀሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ኮሚሽን ፖሊስ ፌደራል ኣፍሊጡ። እቶም ውልቀሰባት ካሜሮናዊን ኢትዮጵያዊትን እንትኾኑ፥ ኣብ ኣዲስ ኣበባ…