Fana: At a Speed of Life!

ሕብረት ኣፍሪካ ንማሊ ካብ ኣባልነት ኣጊዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ቀረባ እዋን ዕልዋ መንግስቲ ዝተገበረላ ማሊ ካብ ኣባልነት እቲ ሕብረት ከምዝኣገዳ ኣፍሊጡ። ኣብ ማሊ ኣብ ውሽጢ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ ንኻልኣይ ግዘ ዕልዋ መንግስቲ ምክያዱ ስዒቡ ኢዩ ሕብረት ኣፍሪካ እገዳ ኣመሓላሊፉ ዘሎ፡፡…

ማእኸል መትከሊ እግሪ ጉዱኣት ማሕበራዊ ፀገም ተመሪቑ  

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተሰርሐ ህንፃ ማእኸል ልምዓት መትከሊ እግሪ ጉዱኣት ማሕበራዊ ፀገም ተመሪቑ። ኣብ ስነ-ስርዓት ምረቓ እቲ ማእኸል ዝተረኸባ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ፥ ፀገም ማሕበረሰብ ምቅላል ትልሚ…

409 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)409 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ምስ ካልኦት ተሓባበርቲ ኣካላት ብምዃን ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዝርከቡ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ንምምላስ ሰፊሕ ስራሕ ይስራሕ ከምዘሎ ዝፍለጥ ኢዩ። ተወካሊ ዳይሬክቶሬት…

ልዕሊ 34 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝተገበረሉ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኢፈ ቦሩ ኣዋሽ መልካ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ልዕሊ 34 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝተገበረሉ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኢፈ ቦሩ ኣዋሽ መልካ ተመሪቑ። እቲ ቤት ትምህርቲ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ መሪቖም ከፊተምዎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ኣይተ ሽመልስ…

ኢትዮጵያ ምስ ኣሜሪካ ዘለዎ ርክብ ንክሕርፍፍ ባህጊ ኣይብላን-ሚኒስቴር ጉዳይ ወፃኢ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ግንቦት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ኣሜሪካ ዘለዎ ርክብ ንክሕርፍፍ ባህጊ ኣይብላን ክብል ሚኒስቴር ጉዳይ ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር አምባሳደር ዲና ሙፍቲ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ኢትዮጵያ ዴሞክራሲያዊ ምርጫ ንምክያድ ኣብ…

ክታበት ሲኖቫክ ንሃንደበታዊ ሕማም ኮቪድ 19 ኣብ ረብሓ ንክውዕል ኣፍልጦ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም ናይ ቻይና ክታበት ሲኖቫክ  ንሃንደበታዊ ሕማም ኮቪድ 19 ኣብ ረብሓ ንክውዕል ኣፍልጦ ሂቡ። እቲ ክታበት ምልክት ንዘርኣዩ 51 ሚኢታዊ፣ ልዑል ምልክት ንዘርኣዩ ድማ ሙሉእ ብሙሉእ ከምዝከላኸል ተገሊፁ። ይኹን እንበር…

ኮንፈረንስ ተቓላዕነት ሚዲያ ሳይበር ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)”ናይ ሓባር ሓላፍነት ንደሕንነት ሳይበር” ብዝብል መሪሕ ቃል ኮንፈረንስ ተቓላዕነት ሚዲያ ሳይበር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ኮንፈረንስ ተቓላዕነት ሚዲያ ሳይበር ኤጀንሲ ኢንፎርሜሽንን መረብ ድሕንነትን ምስ በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብ4 ነጥቢ 2 ቢሊየን ዶላር 100 ሺሕ ኣባይቲ ንምህናፅ ዘኽእል ስምምዕነት ተኸቲሙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብ4 ነጥቢ 2 ቢሊየን ዶላር 100 ሺሕ መንበሪ ሓባር ኣባይቲ ንምህናፅ ዘኽእል ስምምዕነት ተኸቲሙ። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤን ተወካሊ ኩባኒያ 2000 ደቡብ…

ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ ምስ ማረት ብምትሕብባር ንሓረስቶት ትግራይ 20 ትራክተራት ክድግፍ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2013 ዓ. ም(ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ(USAID) ምስ ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ (ማረት) ብምትሕብባር ንሓረስቶት ትግራይ 20 ትራክተራት ከምዝድግፍ ኣፍሊጡ። እተን ትራክተራት ኣብቲ ክልል ንዘጋጠመ ፀገም ንምፍታሕ ዝሕግዛ ከምዝኾና ዝገለፁ ላዕለዋይ በዓል ሞያ…

ሰለስቲአን ጋንታታት ፕሪሜር ሊግ ክልል ትግራይ ኣብ ውድድር ዘበነ 2014 ናይ ምስታፍ ድሌት ከምዘለወን ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጉንበት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከባ ሰለስቲአን ጋንታታት ጋንታታት ፕሪሜር ሊግ ኣብ ውድድር ዘበነ 2014 ኣብ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ክሳተፋ ከምዝደልያ ኣፍሊጠን። ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ኣብ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ተሳተፍቲ ምስ ዝኾና ሰለስተ ጋንታታት…