ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ዘጋጠሙ ፀገማት ንምፍታሕ ብዕቱብ እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jun 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዘጋጠሙ ፀገማት ንምፍታሕ ብዕቱብ እናተሰርሐ ምዃኑ ኣብ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ዴሞክራሲያዊ ሓድነት፣ ትምህርቲ ሕግ-መንግስቲን ህንፀት ሰላምን ገሊፁ። ዋና ፈፃሚ ስራሕ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶክተር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቲ ብልፅግናን ገዛኢ ፓርቲ ቬትናምን ተዘቲዮም Gebremariam Weldegerima Jun 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጉንት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግናን ገዛኢ ፓርቲ ቬትናምን ኣብ ሓበራዊ ጉዳያት ኣድሂቦም ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ልዝብ ኣካይዶም። ሓላፊ ዘፈር ርክብ ህዝቢን ጉዳያት ወፃኢን ፓርቲ ብልፅግና ዶክተር ቢቂላ ሁሪሳ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ምስ ዝተሸሙ ሓዱሽ ኣምባሳደር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓደሽቲ ዝተሸሙ ኣምባሳደራት 10 ሃገራት ደብዳበ ሽመቶም ናብ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣቕሪቦም Gebremariam Weldegerima Jun 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጉንበት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሓደሽቲ ዝተሸሙ ኣምባሳደራት 10 ሃገራት ደብዳበ ሽመቶም ሎሚ መዓልቲ ናብ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣቕሪቦም፡፡ ደብዳቤ ሽመቶም ናብ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ዘቕረቡ፥ ኣምባሳደራት ካናዳ፣ እስራኤል፣ ባንግላዴሽ፣ የሞዛምቢክ፣ ናይጄሪያ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናብ ሓደ ሺሕ ዝፅግዑ ኣብ ዝተፈላለዩ ገበናት ዝተሳተፉ ውልቀ ሰባት ተታሒዞም ምርመራ ይግበረሎም ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጉንበት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተፈላለዩ ገበናት ብምፍፃም ስግኣት ፀፅታ ዝኾኑ 1 ሺሕ ዝኾኑ ውልቀ ሰባት ሒዙ ምፅራይ እናገበረ ከምዝኾነ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። እቲ ኮሚሽን 22 ጉንበት 2013 ዓ.ም ኣብ ሸውተ ክፍለ ከተማታት ኣብ ዝተመረፁ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ክልል ኦሮሚያ ህዝቢ እቲ ክልል ተረባሒ ዝገብሩ ስራሕቲ ልምዓት ይስራሕ ኣሎ – ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ Gebremariam Weldegerima Jun 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ክልል ኦሮሚያ ህዝቢ እቲ ክልል ተረባሒ ዝገብሩ ስራሕቲ ልምዓት ይስራሕ ኣሎ ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ተዛሪቦም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ መንግስቲ እቲ ክልል ንብዙሓት ርእሰ ጉዳያት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዘዕግብ ኣፈፃፅማ ስራሕ ንዘመዝገቡ ኣባላትን ኣመራርሓታትን ሰራዊት ምክልኻል ስነ-ስርዓት ምልባስ መዓርግ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Jun 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ መዓርግ መፅመንሒ ግዜኦም ዝሸፈኑን ዘዕግብ ኣፈፃፅማ ስራሕ ንዘመዝገቡ ኣመራርሓታት እቲ መምርሒ ስነ-ስርዓት ምልባስ መዓርግ ኣካይዱ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምልባስ መዓርግ፥ ኣብ ሰራዊት ምክልኻል ዋና መተሓባበሪ ህንፀት ዓውዲ…
Uncategorized ብውዙዕ ሓበሬታ ህዝቢ ንምድንጋር ዝግበር ፈተነ ተቐባልነት ዘይብሉ ታራ ተግባር ኢዩ – ፓርቲ ብልፅግና Gebremariam Weldegerima Jun 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብውዙዕ ሓበሬታታት ብምፍናው ህዝቢ ንምድንጋር ዝግበር ፈተነ ተቐባልነት ዘይብሉ ታራ ተግባር ከምዝኾነ ፓርቲ ብልፅግና ገሊፁ። እቲ ፓርቲ፥ ካብ ኣኼባ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ልሒኹ ዝወፅአ ዘረባ ኣቦ መንበር ፓርቲ ብልፅግና ኣሲሎም ተማሂዙ ዝተለቐቐ ድምፂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ንቑሕ ተሳትፎ ሙሁራትን ዜጋታትን ኣብ ምግሃድ ግድብ ህዳሰ” ብዝብል መሪሕ ቃል መድረኽ ዘተ ኣብ ከተማ ኣርባ ምንጭ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጉንበት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ኣርባ ምንጭ ምስ ቤት ምኽሪ ብሄራዊ መተሓባበሪ ተሳትፎ ህዝቢ ግድብ ህዳሰ ብምትሕብባር “ንቑሕ ተሳትፎ ሙሁራትን ዜጋታትን ኣብ ምግሃድ ግድብ ህዳሰ” ብዝብል መሪሕ ቃል መድረኽ ዘተ ኣብ ከተማ ኣርባ ምንጭ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንሰብ ሞያታት ኮሙዩኒኬሽን ፌዴራልን ክልልን ስልጠና ይወሃብ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬስ ሴክሬታሪት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ንሰብ ሞያታት ኮሙዩኒኬሽን ፌዴራልን ክልልን ስልጠና ይህብ ኣሎ፡፡ እቲ ስልጠና፥ “ኮሙዩኒኬሽን ኣብ ዲጂታል ዘበን”ን “ናይ ቀውሲ ኮሙዩኒኬሽንን” ብዝብል ርእሲ እናተኻየደ ምዃኑ ካብቲ ቤት ፅሕፈት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ምስ ሴናተር ጂም ኢንሆፍ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jun 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ምስ ሴናተር ኣሜሪካ ግዝኣት ኦክላሆማ ጂም ኢንሆፍ ተዛቲዮም። ኣብ እዋን ዘተኦም ድማ ኣብ ዞባዊን ሃገራዊን ጉዳያት ኣድሂቦም ምዝታዮም ካብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡…