ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉጅለ ህፁፅ ምላሽ ሩሲያ-ኣፍሪካ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ኣሳሊጡ Gebremariam Weldegerima Apr 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ፈላማይ ዝኾነ ጉጅለ ህፁፅ ምላሽ ሩሲያ-ኣፍሪካ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ኣሳሊጡ፡፡ ፈላማይ ጉጅለ ህፁፅ ምላሽ ንፅህናን ኤፒዲሚዮሎጂካል ሩሲያ ኣፍሪካ መርሃ ግብሪ ሓበራዊ ስልጠና ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣካይዱ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኸ ምትሕብባር ፋይናንስ ንኢትዮጵያ ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Apr 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓለም ለኸ ምትሕብባር ፋይናንስ ንኢትዮጵያ ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ዋና ዳይሬክተር እቲ ትካል ማክታር ዲዮፕ ገሊፆም፡፡ ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴ ጎድና ጎድኒ ኣኼባ ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብን ባንኪ ዓለምን ምስቶም ዋና ዳይሬክተር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብያተ ዕዮ ጊዜያዊ ምምሕዳር ትግራይ ዘዳለወኦ ትልሚ ሰለስተ ኣዋርሕ ናብ ካቢኔ ኣቕሪበን Gebremariam Weldegerima Apr 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብያተ ዕዮ ጊዜያዊ ምምሕዳር ትግራይ ዘዳለወኦ ትልሚ ሰለስተ ኣዋርሕ ናብ ካቢኔ ብምቕራብ ብምግምጋም ኣፅዲቐን። ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ኣብ ዝሓዞ ትልሚ፥ ኣብዚ ዓመት ሓምሳን ሸውዓተን ሚኢታዊ ተሓራሲ መሬት ናብ ሕርሻን ልምዓት መስኖን ከም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽንን ኢንስቲትዩት ስልጠና ቴክኒክን ሙያን ብሓባር ንምስራሕ ኣብ ዝከኣለሎም ጉዳያ ዘቲዮም Gebremariam Weldegerima Apr 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽንን ኢንስቲትዩት ስልጠና ቴክኒክን ሞያን ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ምትሕብባር መስኮች ብሓባር ንምስራሕ ኣብ ዝከኣለሎም ጉዳያ ዘቲዮም፡፡ ዋና ዳይሬክተር እቲ ኢንስቲትዩት ብሩክ ከድር (ዶ/ር) ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስሩዕ ኣኼባ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Apr 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ስሩዕ ኣኼባኡ ሎሚ መዓልቲ ካብ ድሕሪ ሰዓት ጀሚሩ እናካየደ ይርከብ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ፤ “ካብ ሎሚ መዓልቲ ድሕሪ ሰዓት ጀሚሩ ኮሚቴ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዛዕባ ኣውሶም ዝዝቲ ኣኼባ ኣብ ዩጋንዳ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Apr 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት 26፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሕብረት ኣፍሪካ ልኡኽቶ ሓገዝን ምርግጋእን ሶማሊያ (ኣውሶም) ዝዝቲ ኣኼባ ኣብ ዩጋንዳ ኢንቴቤ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ኣኼባ ተወከልቲ ልኡኻት ንኣውሶም ሰራዊት ዘዋፅኣ ሃገራት እናተሳተፉ ይርከቡ፡፡ ንኢትዮጵያ ብምውካል ብሚኒስትር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 10 ነጥቢ 7 ሚሊየን ብፅሒታት ኣክሲዮን ኢትዮ ቴሌኮም ተሸይጦም Gebremariam Weldegerima Apr 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መሸጣ ኣክሲዮን 10 ሚኢታዊ ኢትዮ ቴሌኮም 10 ነጥቢ 7 ሚሊየን ብፅሒታት ኣክሲዮን ከምዝተሸጡ ኢትዮ ቴሌኮም ኣፍሊጡ። ከይዲ መሸጣ እቲ ኣክሲዮን ን121 መዓልቲታት እናተኻደ ዝፀንሐ እንትኸውን፤ 47 ሺሕን 377 ኢትዮጵያዊያን ከምዝተሳተፉ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኢኮኖሚ ካሊፎርኒያ ኣብ ኢኮኖሚ ዓለም ራብዓይ ደረጃ ሒዛ ንዝነበረት ሃገረ ጃፓን በሊፁ Gebremariam Weldegerima Apr 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ግዝኣት ኣሜሪካ ዝኾነት ካሊፎርኒያ ኣብ ደረጃ ልዑል ኢኮኖሚ ዓለም ሃገራት መበል ራብዓይ ካብ ዝተቐመጠት ጃፓን ከምዝበለፀ ዕላዊ ኮይኑ። ካብ ትካል ገንዘብ ዓለም (ኣይ ኤም ኤፍ)ን ቢሮ ትንተና ኢኮኖሚ ዩኤስን ብመሰረት ዝተረኸበ ሓበሬታ÷…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ርክብ ኢትዮጵያን ግሪኽን ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣፈ-ጉባኤ ታገሰ ጫፎ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Apr 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ርክብ መንግስታትን ህዝቢ ምስ ህዝቢን ኢትዮጵያን ግሪኽን ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣፈ-ጉባኤ ባይተዎ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ ገሊፆም፡፡ ኣፈ-ጉባኤ ታገሰ ጫፎ ብኣባል ፓርላማ ግሪኽን ሓላፊ ጉባኤ ኢንተርፓርሊያመንት ኦርቶዶክስን ማክስሞስ ቻራኮፖሎስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰብኣዊ ሓገዝ ብዘላቕነት ብርእ ዓቕሚ ንምሽፋን ዕዉት ስራሕ እናተሰርሐ ምዃኑ ተሓቢሩ Gebremariam Weldegerima Apr 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሰብኣዊ ሓገዝ ብዘላቕነት ብርእ ዓቕሚ ንምሽፋን ኣብ ኩለን ክልላት ዕዉት ስራሕ እናተሰርሐ ከምዝርከብ ኮሚሽነር ኣመራርሓ ስራሕ ድሉውነት ስግኣት ሓደጋ ኢትዮጵያ ኣምባደር ሽፈራው ተክለማርያም(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ኮሚሽነር ኢትዮጵያ ሰብኣዊ…