Fana: At a Speed of Life!

እስራኤልን ሕቡራት ዒሚረታት ዓረብን ቀዳማይ ስምምዕነት ቀረፅ ተፈራሪመን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤልን ሕቡራት ዒሚረታት ዓረብን ቀዳማይ ስምምዕነት ቀረፅ ተፈራሪመን። ሚኒስትር እቶት እስራኤል ከምዘፍለጦ፥ እተን ሃገራት ሓለዋ ኢንቨስትመንት ዘካተተን ፈላማይ ዝኾነን ስምምዕነት ቀረፅ ተፈራሪመን፡፡ እቲ ስምምዕነት ኣብ ሞንጎ እተን…

መበል ሻድሻይ ሃገራዊ መርሃ ግብሪ ኢንተርፕራይዛት ደኣንት ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሻድሻይ ሃገራዊ መርሃ ግብሪ ኢንተርፕራይዛት ትካላት ደቀቕቲን ኣናእሽቱን(ደኣንት) ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ፌዴሪኢ ኣይተ ደመቀ መኮነን ይሳተፉ ኣለዉ። ኣብ ኣገልግሎት ሓደ ማእኸል…

ዓውዲ ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ንምቅልጣፍ ንኢኮኖሚያዊ ዕቤትን ብሄራዊ ልምዓትን ኣድላዪ ከምዝኾነ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም  

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓውዲ ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ምቅልጣፍ ንኢኮኖሚያዊ ዕቤትን ብሄራዊ ልምዓትን ኣድላዪ ከምዝኾነ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ስለዝኾነ ድማ ኣብቲ ዓውዲ ኣብ ሽቶ ምዕባለ ኢትዮጵያ ትኹረት ዝገበረ ምዃኑ ኣብ ትዊተር ገፆም ፅሒፎም፡፡…

ኩሉ ኢትዮጵያዊ ብሓባር ጠጠው ብምባል ንሃገሩ ድጋፍ ክገብር ይግባእ – ኣብ ካናዳ ዝነብሩ ኢትዮ- ካናዳውያን

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጉንበት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ-ካናዳውያን መንግስቲ ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዘንበሮ ማዕቐብ ጉዕዞ ተተሓሓዝቲ ጉዳያትን ብምቅዋም ኣብ ከተማ ካልጋሪ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም። እቶም ትውልደ ኢትዮጵያውያን፥ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ትግራይ  ኣብ ልዕሊ ሰራዊት…

ነበርቲ ኣሶሳ ኢድ ኣእታውነት ወፃኢ ብምቅዋም ሰልፊ የካይዱ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ነበርቲ ከተማ ኣሶሳ ኢድ ኣእታውነት ወፃኢ ብምቅዋም ሰልፊ የካይዱ ኣለዉ። እቲ ሰለማዊ ሰልፊ ኢድ ኣእታውነት ሃገራት ወፃኢ ዝኹንን ህንፀት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ንክዛዘም ዘለዎም ድሉውነትን ቁርፀኝነትን ዝገልፁ ጭርሖታት…

መድረኽ ዘተ ኣፈፃፅማ ስራሕ ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣንፈታት ብምሃብ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዝሓለፉ ሰለስተ መዓልታት ኣብ ከተማ መቐለ ክካየድ ዝፀንሐ መድረኽ ዘተ ኣፈፃፅማ ስራሕ ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣንፈታት ብምሃብ ተዛዚሙ። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ግዚያዊ ምምሕዳር ዶክተር ኣብረሃም በላይ ኣብ ዝተረኸብሉ ዝተኻየደ እቲ…

ብጥብቂ እናተደለዩ ዝነበሩ ኣባላት ጉጅለ ሽበራዊ ህወሓት ኣብ ጂቡቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)እታ ሃገር ማእኸል ግብረራዕዲ ንምግባር እናተንቀሳቐሱን ብጥብቂ እናተደለዩን ዝነበሩ  ኣባላት ጉጅለ ሽበራዊ ህወሓት ብመንግስቲ ጂቡቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም ትማሊ ምሸት ናብ ኣዲስ ኣበባ ምእታዎም ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ኣፍሊጡ። ኣብ ክልል…

ሌተናል ጄኔራል ታደሰ ወረደ ሓዊሱ  ኣብ ልዕሊ 19 ኣባላትን ኣመራርሓን ህወሓት  እገዳ ተነቢሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ግንቦት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሌተናል ጄኔራል ታደሰ ወረደ ሓዊሱ  ኣብ ልዕሊ 19 ኣባላትን ኣመራርሓን ህወሓት  ቀወምቲ ንብረታት እገዳ ከምዝተነበረ ግብረ ሓይሊ ደሕንነትን ፀጥታን ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ግብረ ሓይሊ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ ከምዝበሎ፥ …

ካብ ኣኼባ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ሸሊኹ ዝወፅአ ኢሎም ዘመሓላልፍዎ ድምፂ ፍፁም ሓሶት ኢዩ-ፓርቲ ብልፅግና

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ካብ ኣኼባ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ሸሊኹ ዝወፅአ ኢሎም ዘመሓላልፍዎ ድምፂ ፍፁም ሓሶት ኢዩ ክብል ፓርቲ ብልፅግና ገሊፁ። እቲ ፓርቲ ናይ ሓሶት ሓበሬታ ብምውዛዕ ዝፍለጡ ሚዲያታት ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ዝተኻየደ ኣኼባ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ…

ቤት ምኽሪ ኣማኻሪ ፖሊሲ ፈጠራ ዕድል ስራሕ ኣብ ሰለስተ ዓውዲታት ዘፅንዖም መፅናዕቲታት ንዘተ ምኽረ ሓሳብ ኣቕሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ኣማኻሪ ፖሊሲ ፈጠራ ዕድል ስራሕ ኣብ ሰለስተ ዓውዲታት ዘፅንዖም መፅናዕቲታት ንዘተ ምኽረ ሓሳብ ኣቕሪቡ። እቲ ቤት ምኽሪ ካብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት፣ ትካላት ምርምርን መፅናዕቲን ምሁራት ዓውዲ ውልቀ ዘካተተ እንትኸውን፥ ፖሊሲታት ንፈጠራ…