ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሴናተር ኣሜሪካ ጂም ኢንሆፍ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima May 31, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሴናተር ግዝኣት ኦክላሆማ ፓርቲ ሪፐብሊካን ኣሜሪካ ጅም ኢንሆፍ ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣቀባብላ ዝገበርሎም እንትኾኑ፤ “ፈታዊ ኢትዮጵያ ዝኾኑ ሴናተር ዩናይትድ ስቴትስ ጂም ኢንሆፍ ናብ ካልአይቲ ቤቶም ዝኾነት ኢትዮጵያ እንኳዕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኖርወይ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ኢድ ኣእታውነት ሃገራት ወፃኢ ብምቅዋም ሰልፊ ኣካይዶም Gebremariam Weldegerima May 31, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኖርወይ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ኢድ ኣእታውነት ሃገራት ወፃኢ ብምቅዋም ሰልፊ ኣካይዶም። ኣብ ከባቢ ኦስሎ ነበርቲ ዝኾኑ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን፥ መንግስቲ ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ኢ-ፍትሓዊ ብዝኾነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለማዊ ትምባሆ ዘይሰሓበሉ ዕለት ብብርኪ ኢትዮጵያ ንመበል 29 ጊዘ ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima May 31, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዓለማዊ ትምባሆ ዘይሰሓበሉ ዕለት ብብርኪ ኢትዮጵያ ንመበል 29 ጊዘ ይኽበር ኣሎ። እቲ ዕለት “ትንባሆ ይስሕቡ? እዚ ደው ንምባል ቁርፀኛ ይኹኑ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝኽበር ዘሎ። ሚኒስቴር ጥዕና እቲ ዕለት ኣመልኪቱ ከምዝበሎ፥ ትንባሆ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ቀ/ሚ ቤንጃሚን ኔታንያሁ ልፍንታዊ መንግስቲ ምጥያሽ ንድሕነት እስራኤል ሓደጋ ከምዝኾነ ኣጠንቂቖም Gebremariam Weldegerima May 31, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚንስትር ቤንጃሚን ኔታንያሁ እቲ ኣብ እስራኤል ሓድሽ ልፍንታዊ መንግስቲ ንምምስራት ተታሒዙ ዘሎ ውጥን ሓደጋ ድሕነት እታ ሃገር ክኸውን ከምዝኽእል ኣጠንቂቖም። የማናይ ክንፊ ፖለቲከኛታት ነቲ ስምምዕ ከይቕበሉ ዝሓተቱ እቶም ቀዳማይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢድ ኣእታውነት ሃገራት ወፃኢ ብምቅዋም ሃገራዊ ሓድነት ምሕላው የድሊ-ቅዱስ ሲኖዶስ Gebremariam Weldegerima May 31, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቅዱስ ሲኖዶስ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ንሽዱሽተ መዓልታት ከካይዶ ዝቐነየ ጉባኤ ዛዚሙ። እቲ ቅዱስ ሲኖዶስ ኣብ ዘሳለጦ ጉባኤ፥ ኣብ ምንጋስ ሰላም እታ ቤተክርስቲያን፣ ሃገራዊ ድሕንነት፣ ካብ መረበቶም ብዛዕባ ዝተመዛበሉ ዜጋታት፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፅዕንቶ ወፃኢ ንምፅዋር ዳያስፖራ ገንዘቡ ብሕጋዊ መገዲ ብምልኣኽ ግድኡ ክዋፃእ ከምዝግባእ ተሓቢሩ Gebremariam Weldegerima May 31, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ ውሳነ ቤት ዕዮ ሚኒስቴር ጉዳይ ወፃኢ ኣሜሪካ ብዝተዛመደ ዝፍጠሩ ፅዕንቶታት ወፃኢ ንምፅዋር ዳያስፖራ ገንዘቡ ብሕጋዊ መገዲ ብምልኣኽ ግድኡ ክዋፃእ ከምዝግባእ ተሓቢሩ። ውሳነ ቤት ዕዮ ሚኒስቴር ጉዳይ ወፃኢ ኣሜሪካ ስዒቡ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዘይሕጋዊ መገዲ እንትዘዋወር ዝነበረ ዶላር፣ ዩሮን ፓውንድን ተታሒዙ Gebremariam Weldegerima May 31, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)መበገሲኡ ኣዲስ ኣበባ ብምግባር ብዘይሕጋዊ መገዲ እንትዘዋወር ዝነበረ ዶላር፣ ዩሮን ፓውንድን ተታሒዙ። ብሓበሬታ ሕብረተሰብን ብክትትል መምርሒ ፖሊስ ሻሸመኔን እቲ ዝተትሓዘ ሸርፊ ወፃኢ 44 ሚሊየን በር ከምዝኾነ ተገሊፁ። እቲ 473 ሺሕን 770…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ እዋን ምርጫ ፓርቲታት ፖለቲካ ከኽብርዎም ዝግብኡ ኣጀንዳታት ሰብኣዊ መሰል ዕላዊ ኮይኖም Gebremariam Weldegerima May 31, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ኣብ እዋን መበል ሻድሻይ ሓፈሻዊ ምርጫ ፓርቲታት ፖለቲካ ከኽብርዎም ዝግብኡ ሽዱሽተ ነጥብታት ኣጀንዳታት ሰብኣዊ መሰል ንተናሓናሕቲ ፓርቲታት ኣቕሪቡ። እቶም ኣጀንዳታት፥ ቃል ኪዳን ጭቡጣት ስጉምቲታት ሰብኣዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓውዲ ትምህርቲ ብቴክኖሎጂ ብምዝማን ኣፍራዪ ዜጋ ንምፍጣር ይስራሕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima May 31, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዓውዲ ትምህርቲ ብቴክኖሎጂ ብምዝማን ኣፍራዪ ዜጋ ንምፍጣር ይስራሕ ከምዘሎ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ትምህርቲ ዶክተር ጌታሁን መኩሪያ፥ ኣብ ቀፃሊ ቶክኖሎጂ መሰረት ዝገበሩ ከይዲታት ምምሃር ምስትምሃር ተግባራዊ ከምዝግበሩ ገሊፆም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያውያን ኢድ ኣእታውነት ሓይሊታት ወፃኢ ብምቅዋም ኣብ ጣሊያን ሰልፊ ኣካይዶም Gebremariam Weldegerima May 31, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ቅዋም መንግስቲ ብምድጋፍ ሓይሊታት ወፃኢ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝገብርዎ ኢድ ኣእታውነት ብምቅዋም ኣብ ጣሊያን፣ ሮም ሰልፊ ኣካይዶም። እቶም ሰልፈኛታት ኣካይዳ ግብፅን ሱዳንን ተቓዊሞም። ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ…