“ድምፅና ንነፃነትና” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)“ድምፅና ንነፃነትና” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይዱ።
እቲ ሰለማዊ ሰልፊ ኣብ ኣዲስ ኣበባ፣ ሰመራ፣ ሃረር፣ ወልቅጤን ዝተኻየደ እንትኸውን፥ ሃገራት ወፃኢ ኣብ ውሽጣዊ ጉዳይ ኢትዮጵያ ዝገብርዎ ኢድ…