ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ብልፅግና ከካይዶ ዝፀንሐ ስሩዕ ኣኼብኡ ዛዚሙ Gebremariam Weldegerima May 29, 2021 0 ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ከካይዶ ዝፀንሐ ስሩዕ ኣኼብኡ ዛዚሙ ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ከካይዶ ዝፀንሐ ስሩዕ ኣኼብኡ ከምዝዛዘመ ኣቦ መንበር እቲ ፓርቲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቲ ስሩዕ ኣኼባ “ንኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኤጀንሲ መድሓኒታት ኣፍሪካ ምጥንኻር ንኣፍሪካውያን ዝሓሸ ተበፃሕነት ጥዕናን መድሓኒትን ንምርግጋፅ ልዑል ግደ ዝፃወት ኢዩ-ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ Gebremariam Weldegerima May 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኤጀንሲ መድሓኒታት ኣፍሪካ ምጥንኻር ንኣፍሪካውያን ዝሓሸ ተበፃሕነት ጥዕናን መድሓኒትን ንምርግጋፅ ልዑል ግደ ዝፃወት ኢዩ ክብላ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኤጀንሲ መድሓኒታት ኣፍሪካ ብዝምልከት ምስ ፍሉይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 44 ዜጋታት ካብ ቤሩት ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima May 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)44 ኢትዮጵያዊያን ካብ ሊባኖስ፣ ቤሩት ከተማ ሪያድ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ተወካሊ ዳይሬክቶሬት ጀነራል ጉዳያት ቆንስላ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ተረኺቦም ነቶም ተመለስቲ ኣቀባበል ከምዝገበሩሎም ካብ ቤት…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት መራሒ ዕልዋ መንግስቲ ማሊ ፕሬዚዳንት መሰጋገሪ መንግስቲ ብምዃን ተሸይሙ Gebremariam Weldegerima May 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፍርዲ ማሊ ወተሃደራዊ ዕልዋ መንግስቲ እታ ሃገር ንዝመርሐ ኮሎኔል ኣሲሚ ጎይታ ፕሬዚዳንት መሰጋጋሪ መንግስቲ እታ ሃገር ክኸውን ሸይሙዎ። ኮሎኔል ጎይታ ኣብ ዝሓለፈ ሮብዕ ንገዛእ ርእሱ ፕሬዚዳንት ግዚያዊ መንግስቲ ማሊ ከም ዝኾነ ኣዊጁ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፋኦ ዕስለ ኣንበጣ ንምክልኻል ዘኽእል 4 ነጥቢ 1 ሚሊየን ዩሮ ደገፍ ገይሩ Gebremariam Weldegerima May 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኻዊ ትካል ምግብን ሕርሻን ሕብረት ኣውሮፓ(ፋኦ) ዕስለ ኣንበጣ ንምክልኻል ዘኽእል 4 ነጥቢ 1 ሚሊየን ዩሮ ደገፍ ገይሩ በቲ ሕብረት ዝተገበረ ደገፍ ዕስለ ኣምበጣ ንምክልኻል ዘኽእሉ ኬሚካላት ዝነዝሓ ኣውሮፕላናትን ሄሊኮፕተራትን ንምክራይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩንቨርስቲ ባህርዳር 122 ዶክተራት ሕክምና ኣመሪቑ Gebremariam Weldegerima May 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩንቨርስቲ ባህርዳር 122 ዶክተራት ሕክምና ኣመሪቑ። ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ጥዕና ዶክተር ደረጀ ዱጉማ፥ እቲ ዩንቨርስቲ ብዓውዲ ጥዕና ብቑዕን ተወዳዳሪን ተምሃሮ የፍሪ ከምዘሎ ገሊፆም። ኮርፖሬሽን ሚዲያ ኣምሓራ፥ ኣገልግሎት ማሕበረሰብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ድምፅና ንነፃነትና” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ መላእ ሃገር ሰለማዊ ሰልፊ ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima May 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)“ድምፅና ንነፃነትና ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ መላእ ሃገር ሰለማዊ ሰልፊ ፅባሕ ከምዝካየድ ተገሊፁ። እቲ ሰለማዊ ሰልፊ ሃገራው ወፃኢ ኣብ ውሽጣዊ ጉዳይ ኢትዮጵያ ዝገብርዎ ኢድ ኣእታውነትን ፅዕንቶም ዝቃወም ከምዝኾነ ተሓቢሩ። መንግስቲ ኣሜሪካ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ወተሃደራዊ ሓይሊ ማሊ ዓጊቱዎም ዝነበረ ሰብ መዚ እታ ሃገር ለቒቑ Gebremariam Weldegerima May 28, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ወተሃደራዊ ሓይሊ ማሊ ዓጊቱዎም ዝነበረ ሰብ መዚ ከምዝለቐቖም ተሓቢሩ። ኣብ ዝሓለፈ ሰኑይ ፕሬዚዳንት ማሊ ባህ ንዳውንን ቀዳማይ ሚኒስትር ሞክታር ኡኣኒን፥ ብሓይሊ ምክልኻል እታ ሃገር ተዓጊቶም ኣብ ጦር ካምቦተኣሲሮም ከምዝነበሩ ይፍለጥ። እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከይዲ ህንፀትን ተሳትፎ ህዝቢን ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዝዝክር ሙዚየም ክህነፅ ኢዩ Gebremariam Weldegerima May 28, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ከይዲ ህንፀትን ተሳትፎ ህዝቢን ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዝዝክር ሙዚየም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክህነፅ ኢዩ። እቲ ሙዚየም ኣቢያተ መፃሕፍቲ ሓዊሱ ዝኽሪ ዝተፈላለያ ትካላት ዘካትት ከምዝኾነ ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ ቤት ፅሕፈት ብሄራዊ መተሓባበሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ነቢል ምስ ኢታማዡር ሹም ደቡብ ሱዳን ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima May 28, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ደቡብ ሱዳን ነቢል ማህዲ ምስ ዋና ኣዛዚ ሰራዊት ምክልኻል ደቡብ ሱዳን ጄኔራል ሳንቲኖ ደንግ ወል ኣብ ክልተኣዊ ጉዳያት ኣመልኪቶም ተዛቲዮም፡፡ እቶም ኣምባሳደር መንግስቲ ኢትዮጵያ ትግራይ ናብ ስሩዕ ኩነታት ንምምላስን…