ለውጢ ዘምፅኡን ብቕዓት ዝውስኹን ስራሕቲ ክበረታትዑ ከምዝግባእ ሌተናል ጀመራል ባጫ ደበሌ ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዋና መምርሒ ሕብረት ስልጠና ኮሌጅ ኣዛዛይን እስታፍን ኣብ ዝቐረበነ ክለሳ ፕሮግራም ካሪኩለም PSC ዘድሃበ ወርክሾፕ ተኻይዱ።
እቲ ክለሳ ካሪኩለም፥ ስትራቴጂክ ኣመራርሓን ዓቕሚን ሓይሊ ምድሪ፣ ሓይሊ ኣየር፣ ሓይሊ ባሕሪን ድሕንነት ሳይቨርን…