ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 329 ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima May 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)329 ኢትዮጵያዊያን ካብ ስዑድ ዓረብ ከተማ ሪያድ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ተወካሊ ዳይሬክቶሬት ጀነራል ጉዳያት ቆንስላ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ተረኺቦም ነቶም ተመለስቲ ኣቀባበል ከምዝገበሩሎም ካብ ቤት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ደቡብ ሱዳን ህዳሰ ግድብ ብዝምልከት ብሕብረት ኣፍሪካ ዝካየድ ሰለስቲአዊ ድርድር ትድግፍ ኢያ-ኣምባሳደር ጀምስ ፒቲያ ሞርጋን Gebremariam Weldegerima May 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ደቡብ ሱዳን ህዳሰ ግድብ ብዝምልከት ብሕብረት ኣፍሪካ ዝካየድ ሰለስቲአዊ ድርድር ትድግፍ ኢያ ክብሉ ኣምባሳደር ደቡብ ሱዳን ኣብ ኢትዮጵያ ጀምስ ፒቲያ ሞርጋን ገሊፆም። ኢትዮጵያ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ምስ ዘለዋ ልዑል ግደ ናይ ውሽጣ ሰላም ብምሕላው…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምሕዳር ጆ ባይደን ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዘንበሮ እገዳ ቪዛ ከምዝቃወሙ ሴናተር ጅም ኢንሆፍ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima May 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ጆ ባይደን ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዘንበሮ እገዳ ቪዛ ከምዝቃወሙ ሴናተር ግዝኣት ኦክላሆማ ፓርቲ ሪፐብሊካን ኣሜሪካ ጅም ኢንሆፍ ገሊፆም። እቶም ሴናተር፥ ኢትዮጵያ ኣብዚ ሐዚ እዋን ሓገዝ እንበር እገዳ ኣይግባኣን በምባል ኢዮም ኣብ ለዕሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መሰረት ኩሎም ነገራትን መፍትሒ ኩሎም ፀገማትን ሰላም ጥራሕ ኢዩ-ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማቲያስ Gebremariam Weldegerima May 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ግንቦት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓትሪያሪክ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ሊቀ ጳጳስ ዘኣክሱም ወእጨጌ ዘመንበረ ተክለሃይማኖት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኢትዮጵያ ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማቲያስ ቀዳማዊ፥ መሰረት ኩሎም ነገራትን መፍትሒ ኩሎም ፀገማትን ሰላም ጥራሕ ኢዩ ክብሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህወሓት ክሳብ ሐዚ 22 ኣባላት ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ከምዝቐተለ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima May 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ(ህወሓት) ክሳብ ሐዚ 22 ኣባላት ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ከምዝቐተለ መፃረዪ መረዳእታ ህፁፅ ጊዘ ኣዋጅ ኣፍሊጡ። እቲ ጉጅለ ክሳብ ሐዚ ኣስታት 20 ኣባላት እቲ ምምሕዳር ዝዓገተ እንትኸውን፥ ኣብ ልዕሊ ኣርባዕተ…
ቢዝነስ መበል ካልኣይ ዙር ፕሮጀክት ልምዓት ኢንተርኘረነርሺኘ ደቂ ኣኒስቲዮ ካልኣይ ምዕራፍ ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima May 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)መበል ካልኣይ ዙር ፕሮጀከት ልምዓት ኢንተርኘረነርሺኘ ደቂ ኣኒስቲዮ ካልኣይ ምዕራፍ ዕላዊ ኮይኑ። ኣብቲ መድረኽ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳይለወረቅ ዘውዴ ሓዊሱ ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕ መንገስቲ ተረኺቦም። እቲ ፕሮጀከት ንዝሓለፉ ሸውዓተ ዓማውቲ ሓሳብ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣሜሪካ ምስ ፍልስጤም ዘለዋ ዝምድና ከምእተመሓይሽ ገሊፃ Gebremariam Weldegerima May 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ምስ ፍልስጤም ዝነበራ ርክብ ዳግም ከም እተሐድሶ ገሊፃ። ብተወሳኺ ኣብ እየሩሳሌም ቆንስላ ቤት ፅሕፈት ከም እትኸፍት ቃል ከምዝኣተወት ተገሊፁ። ካብዚ ሓሊፉ ብምኽንያት እቲ ንዝሓለፉ 11 መዓልታት ዝተኻየደ ጎንፂ እስራኤልን ፍልስጤምን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሞሮኮ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima May 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሞሮኮ ናስር ቦሪታ ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ክልቲኣዊን ዓለም ለኻዊን ምትሕብባር ምጥንኻር ኣብ ዘኽእሉ ጉዳያት ትኹረት ዝገበረ ኢዩ ነይሩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ንመላእ ኣፍሪካ ናይ ነፃነት ምልክት ኮይና ንክትቅፅል ብሓባር ንረባረብ-ም/ቀ/ሚ ደመቀ መኮነን Gebremariam Weldegerima May 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነንኢትዮጵያ ንመላእ ኣፍሪካ ናይ ነፃነት ምልከት ኮይና ንክትቅፅል ብሓባር ንረባረብ ክብሉ ገሊፆም። ንበዓል ሕብረት ኣፍሪካ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ዝበሉ ኣይተ ደመቀ፥ መዓልቲ ኣፍሪካ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ፓርክ ሕውነት ክካየድ ዝቍነየ መርሃ ግብሪ ሰሙነ ኢትዮጵያ ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima May 25, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ፓርክ ሕውነት ክካየድ ዝቍነየ መርሃ ግብሪ ሰሙነ ኢትዮጵያ ተዛዚሙ። ኣብ መዛዘሚ እቲ ፕሮግራም ዝተረኸባ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ፥ እቲ ፌስቲቫል ደሚቕን ዘይርሳዕን ኢዩ ኢለን። ኢትዮጵያ ዓብዪ ሃፍቲ ከምዘለዋ ዘገንዘበ ኢዩ…