ስራሕቲ ልምዓት ኣዲስ ኣበባ ዓለም ለኸ ተወዳዳራይነት እታ ከተማ ዘዕብዩ ኢዮም ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተወገኑ ዝርከቡ ስራሕቲ ልምዓት ናብራ እታ ከተማ ዘማዕብሉ፣ ምስላ ዝቕይሩን ዓለም ለኸ ተወዳዳራይነታ ዘዕብዩ ከምዝኾኑ ተገሊፁ፡፡
ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ሓለፍቲ ስራሕን ሰራሕተኛታታትን ትካላት ማሕበራዊ ሴክተርን ኣንብ…