ኣብ ቻይና ብዘጋጠመ ሓያል ኩነታት ኣየር ኣብ ውድድር ጉያ ዝነበሩ 21 ኣትሌታት ህይወቶም ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰሜን ምዕራብ ቻይና እናተኻየደ ዝነበረ ውድድር ጉያ ስግረ-መሮር ብዘጋጠመ ሕማቕ ኩነታት ኣየር ብውሑድ 21 ተወዳደርቲ ህይወቶም ሓሊፉ፡፡
ትማሊ ቀዳም ኣብ ግዝኣት ጋንሱ ኣብ ዝርከብ መስሕብ በፃሕቲ “የለው ሪቨር ስቶን ፎረስት” ይካየድ ኣብ…