ፓርትነርሺፕ ፎር ኢትዮጵያ ሓዱሽ ሃገራዊ ፍቓድ ቴሌኮም በዓል መዚ ኮሚኒኬሽን ኢትዮጵያ ንክወሃቦ ተወሲኑ
አዲስ አበባ ፣ ግንቦት 14 ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስቴራት ፓርትነርሺፕ ፎር ኢትዮጵያ ሓዱሽ ሃገራዊ ፍቓድ ቴሌኮም በዓል መዚ ኮሚኒኬሽን ኢትዮጵያ ንክወሃቦ ብሙሉእ ድምፂ ወሲኑ።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስ ቡክ ገፆም፥ “ልዑል ክፍሊት ዋጋ ፍቓድን…