ስፓርት ጋንታ ወላይታ ዲቻ ንጋንታ ባህርዳር ከተማ ብምስዓር ዓወት ቀኒዑዋ Gebremariam Weldegerima May 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ፀወታ ቤትትኪንግ ፕሪሜር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ወላይታ ዲቻ ንጋንታ ባህርዳር ከተማ 2 ን 0 ብምስዓር ተዓዊታ። ወላይታ ዲቻ ተዓዊታ ዝወፅአትለን ሽቶታት ቸርነት ጉግሳ ኣብ መበል 55ን 76ን ደቓይቕ ከምዘመዝገበን ሶከር ኢትዮጵያ ፀብፂቡ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ መፋርቕ ወርሒ ጉንበት ጀሚሩ ኣብ ዝተወሰኑ ከባቢታት ኢትዮጵያ ፅዕንቶ ክረምታዊ ዝናብ ከምዝህሉ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima May 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጉንበት፣ (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ መፋርቕ ወርሒ ጉንበት ጀሚሩ ኣብ ዝተወሰኑ ከባቢታት ኢትዮጵያ ፅዕንቶ ክረምታዊ ዝናብ ከምዝህሉ ብሄራዊ ሚቲዮሮሎጂ ኤጀንሲ ኣፍሊጡ። ዳሬክተር ርክብ ህዝቢ እቲ ኤጀንሲ ኣይተ ኣሕመዲን ኣብዱል ከሪም ከምዝገለፁዎ፥ ካብ መፋርቕ ወርሒ ጉንበት ጀሚሩ ፅዕንቶ…
ቢዝነስ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርኪታት ኢንዱስትሪ ወረቐት ኣልባ ኣገልግሎት ዲጂታል ተግባራዊ ምግባር ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima May 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርኪታት ኢንዱስትሪ ወረቐት ኣልባ ኣገልግሎት ዲጂታል ተግባራዊ ምግባር ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ። እቲ ወረቐት ኣልባ ኣገልግሎት ዲጂታል ንምምሕዳር ዕድጊት ንብረትን ሓይሊ ሰብን ከምዝሕግዝ ተገሊፁ። ስለዝኾነ እቲ ፕሮጀክት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 9ይ ዓለም ለኸ ኮንፈረንስ ጨርቀመርቂን ፋሽን ቴክኖሎጂን ኣብ ዩኒቨርሲቲ ባህርዳር ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima May 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ታሽዓይ ዓለም ለኸ ኮንፈረንስ ጨርቀመርቂን ፋሽን ቴክኖሎጂን ኣብ ዩኒቨርሲቲ ባህርዳር ይካየድ ኣሎ። ኢንስቲትዩት ቴክስታይልን ፋሽን ቴክኖሎጂን ኣብ ዘዳለዎ ዓለም ለኸ ኮንፈረንስ፥ ብዛዕባ ጡጥ፣ ጨርቀመርቂ፣ ፋሽን ዓለባ ከምኡ እውን ምስ ውፅኢት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ማእኸለረ ናፃ ፃውኢት ስልኪ ኮቪድ-19 ዳግም ስራሕ ንምጅማር ኣብ ስምምዕነት ተበፂሑ Gebremariam Weldegerima May 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም ኣብ ክልል ትግራይ ማእኸለረ ናፃ ፃውኢት ስልኪ ኮቪድ-19 ዳግም ስራሕ ንምጅማር ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ተሓባቢሩ ንምስራሕ ኣብ ስምምዕነት ምብፅሑ ኣፍሊጡ። እቲ ማእኸል ፃውዒት ካብ ሓበሬታታት ቫይረስኮሮና ብተወሳኺ ምስ ዓሶ፣…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት እስራኤልን ፍልስጤምን ዝፈፀምዎ ስምምዕ ምቁራፅ ተዅሲ ንገስጋስ ቅኑዕ መገዲ ዘርኢ ከምዝኾነ ፕሬዚዳንት ጆ ባይደን ገሊፆም Gebremariam Weldegerima May 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)እስራኤልን ፍልስጤማዊ ዕጡቕ ጉጅለ ሓማስን ንዝበፅሕዎ ስምምዕ ምቁራፅ ተዅሲ ተግባራዊ ከምዝገበሩ ተገሊፁ። እቲ ዓርቢ ወጋሕታ ዝጀመረ ምቁራፅ ተዅሲ ነቲ ንልዕሊ 240 ሰባት ዝቐተለን ን11 መዓልታት ዝቐፀለን ደብዳብ መዛዘሚ ከምዝገበርሉ ኢዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካልኣይ ዙር ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ኣብ ዝተትሓዘሉ እዋን ክፍፀም ኢዩ-ኣይተ ደመቀ መኮነን Gebremariam Weldegerima May 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ካልኣይ ዙር ምምላእ ማይ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተትሓዘሉ እዋን ክፍፀም ኢዩ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ተዛሪቦም። ኣብ ጎረባብቲ ሃገራትን ዓበይቲ ወሓዝቲ ሩባታትን ዝርከቡ ሚሲዮኖች…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያውያን ኢድ ኣእታውነት ወፃኢ ብምቅዋም ኣብ ዘዘለውዎ ብምዃን ድምፆም ዘስምዕሉ መርሃ ግብሪ ፅባሕ ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima May 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ግንቦት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ኢድ ኣእታውነት ወፃኢ ብምቅዋም ኣብ ዘዘለውዎ ብምዃን ድምፆም ንሓደ ሰዓት ዘመሓላልፍሉ ዘስምዕሉ መርሃ ግብሪ ፅባሕ ክካየድ ኢዩ። እቲ መርሃ ግብሪ "ኢድኩም ካብ ኢትዮጵያ ኣልዕሉ" ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ እንትኸውን፥ ድምፆም …
ስፓርት ንተፃወትቲ ኩዕሾ እግሪ፣ ኣትሌታት፣ ስፖርተኛታትን ኣርቲስታትን ብዛዕባ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ 2013 ዓ.ም ገለፃ ተገይሩ Gebremariam Weldegerima May 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ መጀመሪ ተኸላ ፈልሲ ብሄራዊ ሓምለዋይ ልምዓት ዓመተ 2013 ዝምልከት ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ተኻይዱ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ኣባላት ተፃወትቲ ኩዕሾ እግሪ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ፣ ኣትሌታት፣ ስፖርተኛታትን ኣርቲስታትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ 30 ሺሕ ናይ ሓባር መንበሪ ኣባይቲ ንምህናፅ ዘኽእል ስምምዕነት ተፈሪሙ Gebremariam Weldegerima May 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብሓገዝ መንግስቲ ሕቡራት ዒሚተ,ረታት ዓረብ ኣቢሉ ምስ ዋዲ ኣልሲደር ኮመርሻል ኢንቨስትመንት ሊያቢሊቲ ሊሚትድ ኩባንያ ብምትሕብባር ኣብታ ከተማ 30 ሺሕ ናይ ሓባር መንበሪ ኣባይቲ ንምህናፅ ዘኽእል ስምምዕነት ተፈራሪሙ።…