መራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ሰላም፣ ምትሕብባር፣ ዴሞክራሲን ህንፀት ሃገርን ኣድሂቦም ክሰርሑ ይግባእ ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ ፣12 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ፥ “መራኸብቲ ሓፋሽ ንሰላም፣ ሓድነትን ህንፀት ሃገርን” ብዝብል ርእሲ ልዝብ የካይድ ኣሎ።
በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ፥ “መራኸብቲ ሓፋሽ ንሰላም፣ ሓድነትን ህንፀት ሃገርን” ብዝብል ርእሲ ልዝብ የካይድ…