ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ብቤት ፅሕፈተን ኣቢሉ ኣብ ቤኒሻንጉል ጉምዝ ዝተሃነፀ ቤት ትምህርቲ መሪቐን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ብቤት ፅሕፈተን ኣቢሉ ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉምዝ፣ ዞባ መተከል ጣቢያ ወላምባ ዝተሃነፀ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዋላምባ ብርሃን መሪቐን።
እቲ ቤት ትምህርቲ ንምህናፅ 13 ነጥቢ 8 ሚሊየን በር ወፃኢ…