Fana: At a Speed of Life!

ብሚኒስቴር ሰላም ዝተዳለወ ሃገራዊ መድረኽ ዘተ ቀፂሉ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ከይዲ ስግግር ዴሞክራሲ ኢትዮጵያ፣ ብሄራዊ ምርድዳእ፣ መረፃ 2013ን ካብኡ ንደሓርን ብዝብል ብሚኒስቴር ሰላም ዝተዳለወ ሃገራዊ መድረኽ ዘተ ሎሚ መዓልቲ እውን ቀፂሉ ይካየድ ኣሎ። ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ መድረኽ ዘተ ተሞክሮታት ስግግር ንፅፅራዊ…

ግብፅን ሱዳንን ኣብ ሩባ ኣባይ ዝሓዝኡ ቅዋም ንዓለም ለኻዊ ሕጊ ዝፃባእ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2013 ( ኤፍ ቢ ሲ)ግብፅን ሱዳንን ኣብ ኣብ ፖሊሲ ተባሕነት ሩባ ኣባይ ዝሓዝኡ ቅዋም ንዓለም ለኻዊ ሕጊ ዝፃባእ ከምዝኾነ ኣማኻሪ ዶብን ዶብ ተሻጋሪን ሃፍቲታት ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ኢብራሂም እድሪስ ገሊፆም። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ክሊ ግድብ…

ቤተ ፈተነ መመርመሪ ምግቢ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ምግቢን መድሓኒትነ ኢትዮጵያ ድሕንነት ምግቢን ፅሬትን ንምቁፅፃር ካብ ብር 45 ሚሊየን ብዝኾነ ወፃኢ ዘዋደዶ ዘበና ቤተ ፈተነ መመርመሪ ምግቢ ኣመሪቑ። እቲ ቤተ ፈተነ ዝተፈላለዩ ምግቢታት ድሕንነቶም ብምምርማር ፅሬቶም ናይ ምርግጋፅ ዓቕሚ…

ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ ልዕሊ 571 ሚሊየን ኪሎ ዋት ሰዓት ሓይሊ ካብ ብኽነት ሓይሊ ምንካይ ተኻኢሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ ልዕሊ 571 ሚሊየን ኪሎ ዋት ሰዓት ሓይሊ ካብ ብኽነት ሓይሊ ምንካይ ከምዝተኽኣለ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ኣገልግሎት ኣብ ትሽዓተ ኣዋርሕ በጀት ዓመት 2013 ዓ.ም ቴክኒካዊ ዝኾኑን ዘይኮኑን…

ሓምለዋይ ኣሰር ንሃገር ተሓሳቢ ዝገበረ እንበር መረፃ ዘተኮረ ኣይኮነን-ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር 2013 ዓ.ም “ንኢትዮጵያ ንኽደና” ዕላዊ ኮይኑ። ኣብዚ ዓመት ብብርኪ ሃገር 6 ቢሊየን ፈልሲ ክትከል ኢዩ ተባሂሉ። ናብ ጎረባብቲ ሃገራት 1 ቢሊየን ፈልሲታት ከምዝተዳለዉ እውን ተገሊፁ፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር…

ፕረዚደንት ጆ ባይደን ኣብ ሞንጎ እስራኤልን ዕጡቓት ፍሊስጤምን ዘሎ ጎንፂ ጠጠው ንኽብል ፃውዒት ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕረዚደንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ኣብ ሞንጎ እስራኤልን ዕጡቓት ፍሊስጤምን ዘሎ ጎንፂ ጠጠው ንኽብል ፃዊዖም። እቶም ፕረዚደንት ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር እስራኤል ቤንጃሚን ነታንያሁ ኣብ ዝገበሩዎ ዘተ፥ ኣሜሪካ ምስ ግብጽን ካልኦት ሃገራትን ብምዃን…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ንስግግር መንግስቲ ሱዳን ሓገዝ ንምግባር ኣብ ዝተዳለወ ጉባኤ ተሳቲፈን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ መንግስቲ ፈረንሳይ ንስግግር መንግስቲ ሱዳን ዓለም ለኸ ሓገዝ ንምግባር ኣብ ፓሪስ ኣብ ዘዳለዎ ጉባኤ ተሳቲፈን። እቲ ጉባኤ ኢትዮጵያ ሓዊሱ ብዙሓት ሃገራት ኣፍሪካን ዓለም ለኸ ትካላትን ከምዝተሳተፉ ተገሊፁ። ፕሬዚዳንት…

ኣብ ዝሓለፉ ኣዋርሕ ብር 238 ነጥቢ 3 ቢሊየን ምእካቡ ሚኒስቴር እቶት ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ ብር 238 ነጥቢ 3 ቢሊየን ከምዝኣከበ ሚኒስቴር እቶት ገሊፁ። እቲ ኣታዊ ምስ ዝሓለፈ ዓመት ተመሳሳሊ እዋን እንትነፃፀር 19 ነጥቢ 77 ሚኢታዊ ወይ እውን ብር 39 ነጥቢ 3 ቢሊየን ሓለፋ ከምዘለዎ ሚኒስትር እቶት ኣይተ…

ሓበራዊ ኮሚቴ ፓርቲታት ፖለቲካ ተጣይሹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ከይዲ ምርጫ ዘጋጥሙ ፀገማት ንምፍታሕ ዘኽእል ሓበራዊ ኮሚቴ ፓርቲታት ፖለቲካ ተጣይሹ። ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ሰላማዊ ፣ዴሞክራሲያዊን ግልጸኝነትን ዘለዎ ንክኸውን ብልፅግና ፓርቲ ሓዊሱ ካልኦት ተነሓናሕቲ ፓርቲታት ፀገማት…

ቀ/ሚ ኣቢይ ምስ ኣመራርሓ ክልላት ሃገራዊ ምርጫ ብዝምልከት ዘሎ ሓፈሻዊ ምድላው ገምጊሞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ግንቦት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኣመራርሓ ክልላት ሃገራዊ ምርጫ ብዝምልከት ዘሎ ሓፈሻዊ ምድላው ገምጊሞም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ካብ ጥሪ 2013 ዓ.ም. ጀሚሩ ምስ ናይ ብሔራዊ ምርጫ ቦርድ ኣዶ መንበር ብምዃን ብምዃን ናይ ክልላትን ከተማ…