ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ምስ ኣመራርሓ ዓለም ባንኪ ተዛቲዩ Gebremariam Weldegerima May 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ምስ ዳይሬክተር ኦፕሬሽን ማኔጂንግ ኣክሴል ቫን ትሮትሴበርግን ምክትል ፕሬዚዳንት ምብራቅን ደቡባዊን ኣፍሪካ እቲ ባንኪ ሃፊዝ ግሀኔም ኣብ ፈረንሳይ ፓሪስ ተዛቲዩ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ…
ስፓርት ኣብ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ድሬዳዋ ከተማ ንፋሲል እንትት ስዕር ጂማ ኣባ ጅፋርን ባህርዳር ከተማን ማዕረ ተፈላሊየን Gebremariam Weldegerima May 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ድሬዳዋ ከተማ ንፋሲል እንትትስዕር ጋንታታት ጂማ ኣባ ጅፋርን ባህርዳር ከተማን ማዕረ ተፈላሊየን። ጋንታ ድሬዳዋ ከተማ ንጋንታ ፋል ከነማ 3 ን 1 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር ዓወት ቀኒዑዋ። ስለዝኾነ ድማ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ደቡብ ኣፍሪካ ካልኣይ ዙር ክታበት መከላኸሊ ቫይረስ ኮሮና ምሃብ ጀሚራ Gebremariam Weldegerima May 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ደቡብ ኣፍሪካ ካልኣይ ዙር ክታበት መከላኸሊ ቫይረስ ኮሮና ምሃብ ጀሚራ። እቲ ክታበት ዕድሚኦም 60ን ልዕሊኡን ዓመት ዝኾኖም ሰባት ዝወሃብ ኢዩ ተባሂሉ፡፡ ክሳብ መወዳእታ ወርሒ ሰነ ድማ 5 ሚሊየን ዜጋታት ክታበት ክረኽቡ ኢዮም ዝተብሃለ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ መንጎ እስራኤልን ፍልስጤማውያንን ዝጀመረ ጎንፂ እንተቐፂሉ ነቲ ዞባ ፈፂሙ ዘይሃድእ ቅልውላው ክፈጥር ይኽእል ኢዩ-ኣንቶኒዮ ጉተረዝ Gebremariam Weldegerima May 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣንቶኒዮ ጉተረዝ፥ እቲ ጎንፂ እንተቐፂሉ ነቲ ዞባ ናብ ፈፂሙ ዘይሃድእ ቅልውላው ከእትዎ ከምዝኽእል ኣጠንቖም። ብኻሊእ መዳይ ድማ እስራኤል ትማሊ ኣብ ጋዛ ብዘካየደቶም ደብዳባት ኣየር ልዕሊ 40 ሰባት ከምዝተቐተሉ ሰበ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ ካብ ዘፈር ሕርሻ 61 ሚኢታዊ ቀዋሚን ግዚያዊን ዕድል ስራሕ ተፈጢሩ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ Gebremariam Weldegerima May 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ ካብ ዘፈር ሕርሻ 61 ሚኢታዊ ቀዋሚን ግዚያዊን ዕድል ስራሕ ከምዝተፈጠረ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ኣብ ዘፈር ሕርሻ ምዕዋት ካብ ሞንጎ ዝኸተኸኣሉ ሽቶታት ዝተወሰኑ ዕላዊ ተገይሩ፡፡ እቶም ቀዳማይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገር ለኸ ሲምፖዚየም ባህሊ፣ ቱሪዝምን ስፖርትን ተሳሊጡ Gebremariam Weldegerima May 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ለኸ ሲምፖዚየም ባህሊ፣ ቱሪዝምን ስፖርትን ተሳሊጡ። እቲ ሲምፖዚየም ሚኒስቴር ባህሊን ቱሪዝምን ዘዳለዎ እንትኸውን፥ “ባህሊ፣ ቱሪዝምን ስፖርትን ንብልፅግና ኢትዮጵያ” ዝብል መሪሕ ቃል ዘለዎ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ሚንስትር ባህሊን ቱሪዝምን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሙሁራን ሩባ ኣባይ ካብ ኢትዮጵያ ዝፍል ከምዝኾነ ንዓለም ከረድኡ ይግባእ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima May 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጉንበት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሙሁራን ሩባ ኣባይ ካብ ኢትዮጵያ ዝፍል ምዃኑ ንዓለም ከረድኡ ከምዝግባእ ተገሊፁ። “ምትሕብባር ዩኒቨርሲቲታት ንሰላማዊን ፍትሓዊን ተረባሕነት ሩባ ኣባይ” ብዝብል ርእሲ ዓቢዪ ግድብ ህዳሰን ግደ ዩኒቨርሲቲታትን ዘድሃበ ዘተ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ጂማ ይካየድ…
ቢዝነስ ልዕሊ 69 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም Gebremariam Weldegerima May 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ 28 ሚያዚያ ክሳብ 6 ግንቦት 2013 ዓ.ም 69 ሚሊየንን 215 ሺሕን 956 ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም። እቶም ናውቲ ካብ ውሽጢ ዓዲ ክወፅኡን ናብ ዓዲ ክኣትዉን ዝተትሓዙ እንትኾኑ፥ እቶም ናብ ሃገር ክኣትዉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፋኦ ኣብ ትግራይ ንሓረስቶት ምሩፅ ዘርኢ ምክፍፋልን ንእንስሳት ምኽታብን ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima May 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ትካል ምግቢን ሕርሻን ዓለም (ፋኦ) ኣብ ትግራይ ንስድራ ሓረስቶት ናብ ስራሕቲ ሕርሻ ክምለሱ ዘኽእል ህፁፅ ፕሮግራም ዕላዊ ገይሩ። ተወካሊ ፋኦ ኣብ ኢትዮጵያ ፋጡማ ሰይድ፥ እቲ ትካል ሓረስቶትን ሰበኽ ሳግምን ፍርያት ሕርሻ ምፍራይ ንኽጅምሩ ዘኽእል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልል ትግራይ ብዘቕረቦ ድሌት መሰረት ብምግባር ሚኢቲ ሚኢታዊ ዘበናዊ ዱኽዒ ከምዝቐረበ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima May 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጉንበት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ትግራይ ብዘቕረቦ ድሌት መሰረት ብምግባር ሚኢቲ ሚኢታዊ ዘበናዊ ዱኽዒ ከምዝቐረበ ተገሊፁ። ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ሓረስቶት ፍሉይ ትኹረት ብመሃብ ኣብ እዋን ዘርኢ ድልዩ እታወታት ሕርሻ ብእኹል መጠን እናቐረበ ከምዝርጀብ ሚኒስቴር ሕርሻ…