ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይ ኤም ኤፍ ንልምዓትን ዕቤትን ኢትዮጵያ ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Apr 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ (ኣይ ኤም ኤፍ) ንኢትዮጵያ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ልምዓት ዝገብሮ ምሕዝነት ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣፍሊጡ፡፡ ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ማሞ ምህረቱን ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴ ምስ ማኔጂንግ ዳይሬክተር ኣይ ኤም ኤፍ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዝተዋደደ ሓበሬታ ዓለም ለኻዊ ኻፃሕነት ምስፋሕ የድሊ – ኣይተ ኣድማሱ ዳምጠው Gebremariam Weldegerima Apr 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብዝተወደበ ሓበሬታ ዓለም ለኻዊ ኻፃሕነት ምስፋሕ ይግባእ ክብሉ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ኣይተ ኣድማሱ ዳምጠው ገሊፆም፡፡ ኣይተ ኣድማሱ ብኣሰናዳእነት ዓለም ለኸ ዲፓርትመንት ኣብ ማእኸላይ ኮሚቴ ኮሚኒስት ፓርቲ ቻይና ዝተኻደን ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ታዬ ብሕልፈት ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ፍራንሲስ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Apr 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ብሕልፈት ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ፍራንሲስ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም፡፡ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መግለፂ ሓዘን፤ ብሕልፈት ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ፍራንሲስ ሕልፈት መሪር ሓዘን ተሰሚዑኒ”…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ብሕልፈት ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ፍራንሲስ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Apr 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፓትርያርክ ርዕሰ ሊቃነ ጳጳሳት ዘኢትዮጵያ ሊቀ ጳጳስ ዘኣክሱም ወእጨጌ ዘመንበረ ተክለሃይማኖት ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ቀዳማዊ ብሕልፈተ ህይወት መራሒ ካቶሊክ ቤተክርስቲያን ሮም ዝኾኑ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ፍራንሲስ ዝተሰመዖም መሪር ሓዘን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 3 ሺሕንህ 285 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Apr 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 3 ሺሕን 285 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም፡፡ ተመለስቲ 2 ሺሕን 747 ደቂ ተባዕትዮ፣ 508 ደቂ ኣንስትዮን 30 ዕሸል ህፃናትን እንትኾኑ÷ ካብ ሞንጎ እዚኣቶም ድማ 159 ድድሚኦም ትሕቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ልዕሊ 100 ሺሕ ኩንታል ምሩፅ ዘርኢ ይከፋፈል ኣሎ Gebremariam Weldegerima Apr 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ንዘበነ ምህርቲ 2017/18 ልዕሊ 100 ሺሕ ኩንታል ምሩፅ ዘርኢ ንሓረስቶት እናተኸፋፈለ ምዃኑ ተገሊፁ፡፡ ምክትል ሓላፊ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኣበራ ከደነው ከምዝበሉዎ÷ ንሓረስቶት…
ስፓርት መቻል ንኣዳማ ከተማ 2 ን 0 ብምስዓር ተዓዊታ Gebremariam Weldegerima Apr 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 26 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ መቻል ንኣዳማ ከተማ 2 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ተዓዊታ፡፡ ክልቲአን ሸቶታት መቻል ሽመልስ በቀለ ኣመዝጊቡወን። እቲ ውፅኢት ስዒቡ መቻል ብ38 ነጥቢ 3ይ ደረጃ እንትትሕዝ፤ ኣዳማ ከተማ ድማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ብሕልፈት ሊቀ ጳጳስ ፖፕ ፍራንሲስ ዝተሰመዓ ሓዘን ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Apr 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ብሕልፈት ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ሮማ ፖፕ ፍራንሲስ ዝተሰመዓ ሓዘን ገሊፃ፡፡ እታ ቤተክርስቲን ኣብ ዘውፀአቶ መግለፂ ሓዘን÷ ፖፕ ፍራንሲስ ሎሚ መዓልቲ ኣብ 88 ዓመቶም ካብዛ ዓለም ድኻም…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፖፕ ፍራንሲስ ካብዛ ዓለም ድኻም ዓሪፎም Gebremariam Weldegerima Apr 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሊቀ ጳጳስ ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ሮማ ፖፕ ፍራንሲስ ኣብ 88 ዓመቶም ካብዛ ዓለም ድኽም ዓሪፎም፡፡ እቶም ሊቀ ጳጳስ ብዝሓደሮም ልዑል ሕማም ሳምቡእ ሓገዝ ሕክምና እናተገበረሎም ፀኒሑ ሎሚ መዓልቲ ኣብ መንበሪ ገዝኦም ካብዛ ዓለም ድኻም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፖሊስ ብዙሓት ዘይሕጋዊ ጦር መሳርሒታት ምስ 146 ተጠርጠርቲ ከምዝሓዘ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Apr 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ኣብ ትሽዓተ ኣዋርሕ እዚ በጀት ዓመት ብዙሓት ዘይሕጋዊ ጦር መሳርሒታት ምስ 146 ተጠርጠርቲ ከምዝሓዘ ኣፍሊጡ፡፡ ብመሰረት እዚ ዘይሕጋዊ ጦር ዝውውር መሳርሒ ንምክልኻል ብዝተገበረ ኦፕሬሽን፤ 121 ጦር መሳርሒታት ካብ…