ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ፕሬዚዳናት ሩዋንዳ ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima May 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ፕሬዚዳናት ሩዋንዳ ፖል ካጋሚ ተዛቲየን። ኣብ ጉዳይ ሱዳን ዘድሃበ ዓለም ለኸ ኮንፈረንስ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ፈረንሳይ ከተማ ፓሪስ ክካየድ ኢዩ። በዚህ ኮንፈረንስ ለመሳተፍ ፓሪስ የሚገኙት መሪዎቹ የጎንዮሽ ውይይት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መንበሪ ሓደ ውልቀ ሰብ ብዝተገበረ ተፍቲሽ 112 ሺሕ ናይ ሓሶት ብር ተረኺቡ Gebremariam Weldegerima May 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ክልል ኣምሓራ ምምሕዳር ብሄረሰብ ዋግኽምራ ኣብ መንበሪ ሓደ ውልቀ ሰብ ብዝተገበረ ተፍቲሽ 112 ሺሕ ናይ ሓሶት ብር ከምዝተረኸበ ፖሊስ ኣፍሊጡ። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ እታ ወረዳ ዋና ኢንስፔክተር ደሳለኝ ኣለሙ ከምዝበልዎ፥ ዘይሕጋዊ ተግባር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እዚ ምዕራብ ኣብ ግድብ ህዳሰ ዝህቀኑ ትንኮያታት ንምክልኻል ካብ ዝኾነ ይኹን እዋን ንላዕሊ ምድላዉ ኣብ ዘጠናኸረሉ ብርኪ ይዝርከብ – ብ/ጄኔራል… Gebremariam Weldegerima May 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጉንበት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ግድብ ህዳሴ መሰረት ህላወና ስለዝኾነ ኣብ ልዕሊ እቲ ግድብ ዝፍነዉ ትንኮያታትን መጥቃዕቲታትን ንምክልኻል እዚ ምዕራብ ካብ ዝኾነ ይኹን እዋን ንላዕሊ ምድላዉ ኣብ ዘጠናኸረሉ ብርኪ ከምዝርከብ ምክትል ኣዛዚ እቲ እዚ ብርጋዴር ጄኔራል ኣለማየሁ ወልዴ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤል ቤንያሚን ኔታንያሁ ኣብ ወሽመጥ ጋዛ ዝካየድ መጥቃዕቲ ከምዝቕፅ ኣፍሊጦም Gebremariam Weldegerima May 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጉንበት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤል ቤንያሚን ኔታንያሁ ኣብ ወሽመጥ ጋዛ ዝካየድ መጥቃዕቲ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅ ኣፍሊጦም። ፍልስጤማውያን ኣብ መስጊድ ኣል ኣቅሳ ኣቲዮም ወሲዶምዎ ዝበሉዎ ስጉምቲ ስዒቡ ዝተጀመረ ጎንፂ፥ ህይት ብዙሓት ሰባት እናሓለፈን ጉድኣት ኣካል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቻይና ኣብ ሕብረት ኣፍሪካ ዝካየደድ ድርድር ግድብ ህዳሰ ሰለስቲአን ሃገራት ከምትድግፍ ገሊፃ Gebremariam Weldegerima May 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጉንበት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ብኣደራዳራይነት ሕብረት ኣፍሪካ ዝካየደድ ሰለስተኣዊ ድርድር ግድብ ህዳሰ ከምትድግፍ ገሊፃ። ምክትል ሓላፊ ልኡኽ ኤምባሲ ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዢ ቲያን፥ ግድብ ህዳሰ ቀልቢ ማሕበረሰብ ዓለም ዝሰሓበ ከምዝኾነ ገሊፆም። ነኣብነት እውን ኣብ…
ስፓርት ኣቡበከር ናስር ክብረወሰን ኮኾብ መቑፀራይ ሽቶ ፕሪሜር ሊግ ኢትዮጵያ ሰይሩ Gebremariam Weldegerima May 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጉንበት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ተፃዋቲ ጋንታ ኢትዮጵያ ቡና ኣቡበከር ናስር ክብረወሰን ኮኾብ መቑፀራይ ሽቶ ፕሪሜር ሊግ ኢትዮጵያ ሰይሩ። ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ ግጥም ጋንታታት ሲዳማ ቡናን ኢትዮጵያ ቡናን፥ ኣቡበከር ናስር ኣብ መበል 9ይ፣ 36ን 90ን ደቒቕ ሽቶ ብምምዝጋብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እዋናዊ ሓበሬታ ምዝገባ መረፅቲ Gebremariam Weldegerima May 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጉንበት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ክሳብ ሕዚ ብብርኪ ሃገር ልዕሊ 36 ሚሊየን 245 ሺሕ ሰባት ን6ይ ሃገራዊ መረፃ ተመዝጊቦም። ስለዝኾነ ድማ ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ 1 ሚሊየን 451 ሺሕን 790 ሰባት ዝተመዝገቡ እንትኾኑ፥ ኣብ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ድማ 177 ሺሕን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ምስ ኣመራርሓ ክልላት ይዛተዩ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima May 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ቀፀልቲ ሰለስተ ኣዋር ብዛዕባ ዝፍፀሙ ተግባራት ብዝምልከት ምስ ኣመራርሓ ክልላት ይዛተዩ ኣለዉ። እቲ ዘተ ኣብ ሃገራዊ፣ ቀጠናን ጂኦፖለቲካዊን ጉዳያት ዘተኮረ እንትኸውን ንቐፀልቲ ክልተ መዓልታት ከምዝፀንሕ እቶም…
ጥዕና ልዕሊ 1 ሚሊየን ሰባት ኣስትራዜኒካ ክታበት መከላኸሊ ኮቪድ19 ተኸቲቦም – ሚኒስቴር ጥዕ Gebremariam Weldegerima May 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣስትራዜኒካ ክታበት መከላኸሊ ኮቪድ19 ክትባት ልዕሊ 1 ሚሊየን ሰባት ከምዝተኸተቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ኣብቲ ሚኒስቴር መተሓባበሪ ፕሮግራም ክታበት ኣይተ ዮሐንስ ላቀው፥ ብብርኪ ሃገር ዝወሃብ ዘሎ ክትባት በቢብርኩ ኣብ ኩለን ክልላት ተበፃሒ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ዝኾነ ይኹን ሃገር ኢድና ዝጥምዝዝ ባዕዳዊ ሓሳብ ከይተቐበልና ብልፅግናና ዕላዊ ክንገብር ኢና-ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima May 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ዝኾነ ይኹን ሃገር ኢድና ዝጥምዝዝ ባዕዳዊ ሓሳብ ከይተቐበልና ብልፅግናና ዕላዊ ክንገብር ኢና ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ናይ ሰመራ ኢንዱስትሪ ፓርክ መሪቖም ከፊቶም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር…