Fana: At a Speed of Life!

ቀ/ሚ ኣቢይ በዓለ ሹመት ፕሬዚዳንት ኢስማኤል ዑመር ጉሌ ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ በዓለ ሹመት ፕሬዚዳንት ጂቡቲ ኢስማኤል ዑመር ጉሌ ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ በዓለ ሲመት ፕሬዚዳንት ኢስማኤል ዖማር ጊሌህ…

መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ዝካየደሉ ዕለት ክናዋሕ ይኽአል ኢዩ – ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሻድሻይ ሃገራዊ መርጫ ክናዋሕ ይኽአል ኢዩ ክብል ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ዕለተ ምርጫ ካብ ክልተ ክሳብ ሰለስተ ሰሙን ክናዋሕ ከምዝኽእል ኢዩ ተገሊፁ። እቲ ቦርድ ኣብ ክሊ ከይዲ ምዝገባ መረፅትቲን…

ፊቼ-ጨምበላላ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፊቼ-ጨምበላላ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኸቢሩ። እቲ በዓል “ፊቼ-ጨምበላላ ተምሳሌት ሰላም፣ መክብባር፣ ፍቕሪ፣ ሓድነት፣ ምክእኣልን ዕርቀ ሰላምን” በዝበል መሪሕ ቃል ኢዩ ተኸቢሩ። ኣብቲ በዓል ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ…

ብ3 ሚሊየን ዩሮ ዝተሃነፀ ጣቢያ መቐቢሊን መቆፃፀሪን ሳተላይት ብዝሃ ሓበሬታ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብ3 ሚሊየን ዩሮ ዝተሃነፀ ጣቢያ መቐቢሊን መቆፃፀሪን ሳተላይት ብዝሃ ሓበሬታ ተመሪቑ። እቲ ጣቢያ ስፔስ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኢትዮጵያ ዝተሃነፀ እንትኸውን፥ ኣብ ማእኸል ኦብዘርቫቶሪን ምርምርን አንጠጦ ኢዩ ተሃኒፁ። ባህጊ ሓበሬታ ሳተላይት…

ክሳብ ዕለተ ረቡዕ 36 ሚሊየን ዜጋታት ካርድ ምርጫ ከምዝወሰዱ ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ክሳብ ዕለተ ረቡዕ 4 ሚያዚያ 2013 ዓ.ም 36 ሚሊየን ዜጋታት ካርድ ምርጫ ከምዝወሰዱ ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ቦርድ ኣብ ክሊ ከይዲ ምዝገባ መረፅትቲን ዘጋጠሙ ፀገማትን ይዛተ ኣሎ። ካረድ ምርጫ ክወሰድ ኢዩ ተባሂሉ ካብ…

ዝማዕበላ ሃገራት ንህፃናት ምኽታብ ኣቋሪፀን ንድኻታት ሃገራት ከማቕላ ውድብ ጥዕና ዓለም ፀዊዑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም፥ ሃብታማት ሃገራት ንህፃናት ንምኽታብ ዘውፅአኦ መደባት ኣናዊሓን ዘለወን ቢልቃጥ ክታበታት ቫይረስኮሮና ንድኻ ሃገራት ከካፍላ ተማሕፂኑ። ዳይሬክተር ጄኔራል ውድብ ጥዕና ዓለም ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥…

ተኸቢርና እንፍራሕ ሓደ እንትንኸውን ጥራሕ ኢዩ-ምክትል ከንቲባ ወ/ሮ ኣዳነሽ ኣበቤ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ) መድረኽ ምንቕናቕ ዓመታዊ ጉባኤ አድራት ከተማ ኣዲስ ኣበባ “እድራት ንሰላምን ምዕባለን” ብዝብል መሪሕ ቃል ተሳሊጡ። ኣብቲ መድረኽ ዝተረኸባ ምክትል ከንቲባ ወ/ሮ ኣዳነሽ ኣበቤ፥ ተኸቢርና እንፍራሕ ሓደ እንትንኸውን ጥራሕ ኢዩ ኢለን። ኣብታ…

መርካቶ ዘመናዊ ተርሚናል ኣውቶቡስ ከተማ ሎሚ መዓልቲ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብ200 ሚሊየን ብር ዝተሃነፀ መርካቶ ዘመናዊ ተርሚናል ኣውቶቡስ ከተማ ሎሚ መዓልቲ ተመሪቑ። እቲ ተርሚናል ብሓደ ጊዘ ን20 ኣብቶብሳት ኣገልግሎት ምሃብ ዘኽእል እንትኸውን፥ ናይ ባዕሎም ከልተ መእተውን መውፅእን ዘለዎ ኢዩ። ንኣስታት 35…

ሃገራዊ ኮንፈረንስ ምርምር ኣብ ዩንቨርስቲ ወላይታ ሶዶ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ታሽዓይ ሃገራዊ ኮንፈረንስ ምርምር ኣብ ዩንቨርስቲ ወላይታ ሶዶ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ፥ “ኣብ ሳይንሳዊ ምርምር ዘላቒ ምዕባለ ምርግጋፅ” ብዝብል መሪሕ ቃል ኢዩ ዝካየድ ዘሎ። ምክትል ፕሬዚዳንት እቲ ዩንቨርስቲ ዶክተር መስፍን ቢቢሶ፥…

ቻይና ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፌዴሪኢ ዝኸውን ክትባት ፀረ ቫይረስ ኮሮና ደገፍ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቻይና ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፌዴሪኢ ዝኸውን ክትባት ፀረ ቫይረስ ኮሮናን ገንዘብን ደገፍ ገይራ። ኣብ ርኽክብ እቲ ደገፍ ሚኒስትር ምክልኻል ሃገር ዶክተር ቀነዓ ያደታ ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት መኮንናት ሰራዊት ምክልኻል ከጨሃገር ተረኺቦም።…