ኣብ ህንዲ ዘጋጠመ ዓሌት ኮቪድ 19 ኣተሓሳሳቢ ብምዃኑ ጥንቃቐ ክግበር ከምዘለዎ ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ህንዲ ዘጋጠመ ዓሌት ኮቪድ 19 ኣተሓሳሳቢ ብምዃኑ ጥንቃቐ ክግበር ከምዘለዎ ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ውድብ ጥዕና ዓለም ኣብ ህንዲ ዘጋጠመ ዓሌት ኮቪድ 19 ኣተሓሳሳቢ ከምዝኾነን ዓለም ለኻዊ ስግኣት እናኾነ ከምዝመፅአን…