ስፓርት ፀወታ ፅዋዕ ቻምፒዮንስ ሊግ ናብ ፖርቶ ተዘዋዊሩ Gebremariam Weldegerima May 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ሞንጎ ጋንታታት ቼልሲን ማንቼስተር ሲቲን ዝካየድ ናይ ፍፃመ ፀወታ ፅዋዕ ቻምፒዮንስ ሊግ ናብ ፖርቶ ከምዝተዘዋወረ ተገሊፁ። ኣብቲ ፀወታ 12 ሺሕ ዝኾኑ ደገፍቲ ክልቲአን ጋንታታት ከኣትዉ ኢዮም ተባሂሉ፡፡ ነበርቅድም ክብል ኣብ ቱርኪ ከተማ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ህንዲ ኣብ ውሽጢ ክልተ መዓልቲ ጥራሕ ልዕሊ 8 ሺሕ ሰባት ብምኽንያት ኮቪድ-19 ህይወቶም ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima May 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ህንዲ ኣብ ውሽጢ ክልተ መዓልቲ ጥራሕ ልዕሊ 8 ሺሕ ሰባት ብምኽንያት ኮቪድ-19 ህይወቶም ሓሊፉ። ኣብ ዝሓለፉ ኣርባዕተ ተኸታተልቲ መዓልቲታት ድማ ልዕሊ 40 ሺሕ ሰባት በቲ ቫይረስ ተረኺቡዎም፡፡ እቲ ለበዳ ቫይረስ፥ ኣብ ገፀር ከባቢታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ መራሕቲ ዝተፈላለያ ሃገራት ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima May 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ መራሕቲ ዝተፈላለያ ሃገራት ተዛቲዮም። ኣብ በዓለ ሲመት ፕሬዚዳንት ዮዌሪ ሙሴቪኒ ዝተረኸባ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ፥ ኣብ ጉዳያት ክልተኣዊ ርክብ ኣድሂበን ምስ መራሕቲ ዝተፈላለያ ሃገራት ተዛቲየን። ምስ ፕሬዚዳንት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዶክተር አብርሃም በላይ በዓል ዒድ ኣል-ፈጥር ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima May 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዋና ፈፃሚ ስራሕ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶክተር አብርሃም በላይ መበል 1 ሺሕን 442 በዓል ዒድ ኣል-ፈጥር ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኣብ መልእኽቶም፥ “በዓል ዒድ ኣል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ሙዚየም ቢላሉል ሓበሺ ዑደት ገይሮም Gebremariam Weldegerima May 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ሙዚየም ቢላሉል ሓበሺ ዑደት ገይሮም። እቲ ሙዚየም ታሪኽን ሓድጊታትን እስላም ዘፋልጥ ኢዩ። ኣብ ውሽጢ እቲ ሙዚየም ድማ እስልምና ናብ ኢትዮጵያ ካብ ዝኣቱ ኣትሒዙ ዘለዉ ታሪኻት ተዋዲዶም ተቐሚጦም ይርከቡ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ 3ይ ማእኸል መመገቢ ኣጀሚሩ Gebremariam Weldegerima May 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ 3ይ ማእኸል መመገቢ ኣብ ክፍለ ከተማ ኣዲስ ኣጀሚሩ። ኣብተቲ መጀመሪ መርሃ-ግብሪ፥ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ሓዊሱ ተወከልቲ ኣመራርሓታት ኢንቨስትመንት ግሩፕ ሚድሮክን ባንኪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ በዓል ዒድ ኣል ፈጥር ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐሉም ኣመሓላሊፈን Gebremariam Weldegerima May 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ በዓል ዒድ ኣል ፈጥር ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐሉም ኣመሓላሊፈን። እተን ፕሬዚዳንት ኣብ ትዊተር ገፀን ኣብ ዘመሓላለፈኦ መልእኽቲ፥ “መላእ ተኸተልቲ እምነት እስልምና እንኳዕ ንመበል 1ሺሕን 442 በዓል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ ስነ-ስርዓት ሶላት ዒድ ኣል ፈጥር ብሰላም ምዝዛሙ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima May 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ መበል 1 ሺሕን 442 ስነ-ስርዓት ሶላት ዒድ ኣል ፈጥር ብሰላም ከምዝተዛዘመ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። እቲ ኮሚሽን፥ ብዙሓት ተኸተልቲ እምነት እስልምና ኣብ ዝተረኸቡሉ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባን ኣብ ዙሪያ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እትንከባበር፣ ሰላምና እንትንሕሉ፣ ግድብና ነሃንፅ ገፅና ናብ ልምዓት ነዝውር – ተቀዳሚ ሙፍቲ ሃጂ ዑመር Gebremariam Weldegerima May 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ጉንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)”እትንከባበርን ሰላምና እንትንሕሉን ኢና ግድብና ነሃንፅ ገፅና ናብ ልምዓት ክነዝውር ንኽእል” ክብሉ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ዚትዮጵያ ተቀዳሚ ሙፍቲ ሃጂ ዑመር ዒድሪስ ገሊፆም። እቶም ፕሬዚዳንት መበል 1 ሺሕን 442 ዓመተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 1 ሽሕን 442 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ መላእ እዛ ሃገር ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima May 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ግንቦት ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ) መበል 1 ሽሕን 442 ዓመተ ሂጅራ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓ ኣብ መላእ እዛ ሃገር ብሰዓብቲ እምነት እስልምና ሎሚ መዓልቲ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት ኢዩ ዝኽበር ዘሎ። ፕሬዚዳንት እቲ ቤት ምኽሪ ተቀዳሚ ሙፍቲ…