Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ ተበፃሒ ንምግባር መንግስቲ ብትኹረት ይሰርሕ ኣሎ-ኣይተ ደመቀ መኮነን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣብ ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ ተበፃሒ ንምግባር መንግስቲ ብትኹረት ይሰርሕ ኣሎ ክብሉ ገሊፆም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ነዚ ዝበሉ ምስ ግዝያዊ ሓላፊ ሚኒስዮን ዓለም ለኸ…

ፍቓድ ኣገልግሎት ሞባይል ባንኪንግ ንኩባኒያታት ወፃኢ ዘይተውሃበሉ ምኽኒያታት ብመንፅር ብሄራዊ ድሕንነትን ረብሓን ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ  ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ግንቦት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍቓድ ኣገልግሎት ሞባይል ባንኪንግ ንኩባኒያታት ወፃኢ ዘይተውሃበሉ ምኽኒያታት ብመንፅር ብሄራዊ ድሕንነትን ረብሓን ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር  ኣቢይ ኣሕመድ  ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ነዚ ዝበሉ ኢትዮ ቴሌኮም ስርዓት ክፍሊት ሞባይል…

መበል 1442 በዓል ዒድ ኣል ፈጥር ድሕሪ ፅባሕ ሓሙስ ከምዝኽበር ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 1442 በዓል ዒድ ኣል ፈጥር ድሕሪ ፅባሕ ሓሙስ ከምዝኽበር ላዕለዋይ ቤት ምኽ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ቤት ምኽ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፆ፥ “ናይ ወርሒ ሸዋል ወርሒ ሎሚ መዓልቲ ስለዘይተረኣየት መበል 1442…

ኢትዮ-ቴሌኮም ስርዓት ክፍሊት ሞባይል “ቴሌብር” ብዕሊ ኣጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጉንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ-ቴሌኮም መርሃ ግብሪ ምጅማር ስርዓት ክፍሊት ሞባይል “ቴሌብር” ኣብ ኣደባባይ ወዳጅነት ካየድ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ፣ ርእሰ ምምሕዳር ክልላት ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ዕድመ ዝተገበረሎም…

መጥቃዕቲ ደቂ ኣንስትዮን ህፃናትን ንምክልኻል ዘኽእል ስምምዕነት ተፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ሚኒስቴር መናእሰይ፣ ደቂኣንስትዮን ህፃናትን፣ ዩኒቨርሲቲ ፖሊስ ኢትዮጵያን ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ትካል ስነ-ህዝቢ መጥቃዕቲ ደቂ ኣንስትዮን ህፃናትን ንምክልኻል ዘኽእል ስምምዕነት ተፈሪሞም። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ፌርማ ዝተረኸባ ሚኒስትር መናእሰይ፣…

ኮሚሽን ሊሽ ፌዴራል በዒድ ኣል ፈጥር ብዘይ ፀገም ፀፅታ ንኽኽበር ምድላው ከምዝገበረ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ምስ ካልኦት ኣካላት ፀፅታ ፌዴራል ብምውዳድ በዒድ ኣል ፈጥር ብዘይ ዝኾነ ይኹን ፀገም ፀፅታ ንኽኽበር እኹል ምድላው ከምዝገበረ ኣፍሊጡ። እቲ ኮሚሽን ኣብ መላእ ሀገር ዘሎ ሓይሊ ፖሊስ ፌዴራል ምስ ኣካላት ፀፅታ ክልላት ብምውዳድ…

ህፁፅ ሓገዝ ምግቢ ዝፀዓና 500 ተሸከርከርቲ ናብ ትግራይ ኣቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ህፁፅ ሓገዝ ምግቢ ዝፀዓና 500 ተሸከርከርቲ ናብ ትግራይ ከምዝኣተዋ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣፍሊጡ። ከም ገለፃ እቲ ፕሮግራም፥ ካልኦት 500 ናይ ፅዕነት መኻይን ተወሳኺ መድሕን ህይወት ምግቢ ብመሓዝ እናተጓዓዓዛ ይርከባ፡፡ እተን መድሕን…

ኣብ ክልል ትግራይ ንኽረምታዊ ሕርሻ ዝውዕል ዘበናዊ ዱኽዒ ፍርቁ ናብቲ ክልል ከምዝበፅሐ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ንዘበነ ፍርያት ሕርሻ 2013/14 ዓ.ም ካብ ሞንጎ ዘድሊ ዘበናዊ ዱኽዒ ሓመድ (መዳበርያ) ፍርቁ ናብቲ ክልል ከምዝበፅሐ ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገፀርን ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ምክትል ሓላፊ እቲ ቢሮ ኣይተ ብርሃነ…

ሚኒስቴር ትምህርቲ ሃገራዊ መርሃ ግብሪ ምስጋና ወለድን ተምሃሮን ኣሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲ ሃገራዊ መርሃ ግብሪ ምስጋና ወለድን ተምሃሮን ኣሳሊጡ። ኣብቲ መርሃ ገብሪ፥  ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መነግስቲ፣ ኣቦታት ሃይማኖት፣ ፍሉጣት ሰባት፣ መምህራን፣ ፃውዒት ዝተገበረሎም ኣጋይሽን ተረኺቦም። እቲ መድረኽ ሚኒስቴር…

ዩኔስኮ ንኢንዱስትሪ ፊልም ኢትዮጵያ ይሕግዝ ኢዩ ዝተብሃለ ፕሮጀክት ዕላዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኔስኮ ንኢንዱስትሪ ፊልም ኢትዮጵያ ይሕግዝ ኢዩ ዝተብሃለ ፕሮጀክት ብዕሊ ኣጀሚሩ። ምጅማር እቲ ፕሮጀክት ኣመልኪቱ ኤክስፐርታት እቲ ፕሮጀክት፣ ተወከልቲ ዩኔስኮ ኣብ ኢትዮጵያን ግብረ ሓይሊ እቲ ፕሮጀክትን ብመርበብ ሓበሬታ ዝተሓገዘ ልዝብ…