Fana: At a Speed of Life!

ቀ/ሚ ኣቢይ ምስ ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካ ፌሌክስ ሲሼኬዲ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካን ፕሬዚዳንትፌሌክስ ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎን ሲሼኬዲ ተዛቲዮም። ኣብ እዋናዊ ከባቢያዊ ኩነታት ብምድሃብ ከምዝተላዘቡ እውን ተገሊፁ። ብተወሳኺ ኣብ ትሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ…

ኮሚሽነር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ ማህማት ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ኣምባሳደር ጆፍሪ ፈልትማንን ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ሕብረት ኣፍሪካ ኣምባሳደር ላፔን ተዛቲዮም። እቶም ኮሚሽነርን ኣምባሳደርን፥ ኣብ ሞንጎ ሕብረት…

ተቀዳሚ ሙፍቲ ሐጂ ዑመር እድሪስ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ተቀዳሚ ሙፍቲ ሐጂ ዑመር እድሪስ መበል 1 ሺሕን 442 በዓል ዓመተ ሂጅራ ዒድ ኣልፈጥር ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ተቀዳሚ ሙፍቲ ሐጂ ዑመር እድሪስ…

ሕብረት ኣውሮፓ መረፃ ዝዕዘቡ ሰብ ሞያታት ከምዝልእኽ ምግላፁ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ሓዊሱ ካብ ኣሜሪካን ሩሲያን ዝተውፃእፅኡ ጉጅለ ሰብ ሞያታት መረፃ ንምዕዛብ ከምዝመፅኡ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል ሚኒቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ኣብ ዝሃቡዎ ሰሙናዊ መግለፂ፥ መረፃ ንምዕዛብ…

ኣብ ህንዲ ዝተወለዐ ዓሌት ቫይረስኮሮና ዓለም ለኸ ስግኣት ኢዩ – ውድብ ጥዕና ዓለም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም የዓለም ኣብ ህንዲ ዝተወለዐ ዓሌት ቫይረስኮሮና ዓለም ለኸ ስግኣት ኢዩ ክብል ወሲኑ። እቲ ትካል ቢ.1.617 ዝተብሃለ ዓሌት ኮሮና ቫይረስ ካብ ካልኦት ዓሌታት ንላዕሊ ብቐሊሉ ዝመሓላለፍ ከምዝኾነ ብዝገበሮ መፅናዕቲ ዘረጋገፀ…

መስራቲት ኒያ ፋውንዴሽንን መእኸል ኦቲዝም ጆይን ወይዘሮ ዘሚ የኑስ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መስራቲት ኒያ ፋውንዴሽንን መእኸል ኦቲዝም ጆይን ወይዘሮ ዘሚ የኑስ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊየን። ወይዘሮ ዘሚ የኑስ ኣብዚ ሕዚ እዋን ንልዕሊ ዝሕታለ ዕቤት ኣእምሮ ዘለዎም ቆልዑት ክንክን እናገበራ ከምዝነበራ ግዜኢ ፀብፂቡ፡፡ ወይዘሮ ዘሚ ኣብ…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ኣምባሳደር ጀፍሪ ፊልትማን ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ትግራይ ብዛዕባ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት፣ ሰለስቲኣዊ ድርድር ህዳሰ ግድብ፣ ጉዳይ…

እስራኤል ኣብ መንበሪ ኮማንደራትን ክልተ ድፋዓትን ሃማስ መጥቃዕቲ ኣየር ከምዝፈነወት ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጉንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤል ኣብ መንበሪ ኮማንደራትን ክልተ ድፋዓትን ሃማስ መጥቃዕቲ  ኣየር ከምዝፈነወት ተሓቢሩ። እስራኤል መጥቃዕቲ ኣየር ምፍናዋ ስዒቡ ወታደራት ሃማስን ካልኦት ዕጡቓትን ብደርዘን ዝቑፀሩ ሚሳኤላት ናብ እስራኤል ዝተኮሱ እንትኾኑ፥ እዚ ድማ ኣብ…

ኣብ ጎርጎራ ንዝዋፈሩ ሰብ ሃፍቲ 300 ሄክታር ስፍሓት መሬት ተዳሊዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መኣዲ ንሃገር ፕሮጀከት ጎርጎራ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ኢንቨስትመንት ንዝዋፈሩ ሰብ ሃፍቲ 300 ሄክታር ስፍሓት መሬት ቤት መዘጋጃ ከተማ ጎርጎራ ኣፍሊጡ። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ቤት ዕዮ ኣይተ ኣማኑኤል ሽጉጥ ንግዜኢ ከምዝበልዎ፥…

ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካን ፕሬዚዳንት ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎን ፊልክስ ሲሼክዲ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጉንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካን ፕሬዚዳንት ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎን ፊልክስ ሲሼክዲ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ኢነርጂ ዶክተር ኢንጅነር ስለሺ በቀለ ኣቀባብላ…