ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫኪር ፓርላማኦም በቲኖም Gebremariam Weldegerima May 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫኪር ማያርዲት ፓርላማኦም ካብ ቀዳም ምሸት ጀሚሮም በቲኖምዎ። ስጉምቲ እቶም ፕሬዚዳንት ቅድሚ ሰለስተ ዓመት ኣብታ ሃገር ብዝተገበረ ስምምዕነት ሰላም ዝተኣተዉ ቃላት ተፈፀምቲ ንምግባር በሪ ዝኸፍት ኢዩ ተባሂሉሉ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ትማሊ ንዝተፈጠረ ምትእጉጓ መርሃ ግብሪ ኢፍጣር ኣደባባይ ይቕሬታ ሓቲቱ Gebremariam Weldegerima May 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ትማሊ ንዝተፈጠረ ምትእጉጓ መርሃ ግብሪ ኢፍጣር ኣደባባይ ይቕሬታ ሓቲቱ። ምክትል ከንቲባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን ኣብ ዘመሓላለፈኦ መልእኽቲ፥ “ትማሊ ንዝተፈጠረ ነገር ብሽመይን ብሽም ምምሕዳር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መረፃ ተኣማኒ፣ ሰላማዊን ፍትሓዊን ንኽኸውን ግደ ደቂ ኣንስትዮ ዕዙዝ ክኸውን ይግባእ – ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ Gebremariam Weldegerima May 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ሃገራዊ መረፃ ተአማኒ፣ ሰላማዊን ፍትሓዊን ንኽኸውን ግደ ደቂ ኣንስትዮ ዕዙዝ ክኸውን ከምዝግባእ ኣገንዚበን። ኣብ ክፍለ ከተማ ኣቃቂ ቃሊቲ ኩለመዳይ ምንቅስቓስ ደቂ ኣንስትዮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ሽፋን ደኒ ናብ 17 ነጥቢ 2 ሚኢታዊ ክብ ከምዝበለ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima May 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 02 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ሽፋን ደኒ ናብ 17 ነጥቢ 2 ሚኢታዊ ክብ ከምዝበለ ኮሚሽን ደንን ለውጢ ከባቢ ኣየርን ገሊፁ። ኣብ ኣፈፃፅማ ስራሕቲን ቀፀልቲ ትልሚታትን ደንን ለውጢ ከባቢ ኣየርን ዘተኮረ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። ንለውጢ ከባቢ ኣየርን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ጣሊያን ከተማ ቱሪን ናይ ክብሪ ቆንስላ ኢትዮጵያ ተኸፊቱ Gebremariam Weldegerima May 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጣሊያን ደሚቱ ሃምቢሳ ኣብ ጣሊያን ከተማ ቱሪን ናይ ክብሪ ቆንስላ ኢትዮጵያ መሪቐን ከፊተን። ኢንጂነር ፍራንኮ ሩቢኒ ሓዱሽ ናይ ክብሪ ቆንስላ ኢትዮጵያ ኣብ ቱሪን እንትኾኑ፥ ኣብ ፖሊቴክኒክ ኢንጂነሪንግ ዩኒቨርሲቲ ቱሪን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሌጅ ፖሊስ ክልል ኦሮሚያ ፍሉይ ሓይሊ ፖላዊስ ኣመሪቑ Gebremariam Weldegerima May 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሌጅ ፖሊስ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ማእኸል መሰልጠኒ ቡልቡላ ዘሰልጠኖም ፍሉይ ሓይሊ ፖላዊስ ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ። ካብቶም ፍሉይ ሓይሊ ፖላዊስ ብተወሳኺ ኣሽከርከርቲ መኻይን ከምዝተመረቑ እውን ተሓቢሩ፡፡ ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ ርእሰ ምምሕዳር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንተምሃሮ፣ መምህራንን ኣመራርሓታት ዘፈር ትምህርቲን መርሃ ግብሪሽልማትን ኣፍልጦን ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima May 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ልዑል ውፅኢት ንዘመዝገቡ ተምሃሮ 10ይን 12 ክፍሊን፣ መምህራንን ኣመራርሓታት ዘፈር ትምህርቲን መርሃ ግብሪሽልማትን ኣፍልጦን ተኻይዱ። ኣብ ኣደባባይ ምሕዝነት ኣብ ዝተኻየደ እቲ መርሃ ግብሪ፥ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፖሊስ ፌዴራል ንመበል 19 ዙር ዘሰልጠኖም 6 ሺሕን 431 ኣባላት ፖሊስ ኣመሪቑ Gebremariam Weldegerima May 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ኣብ ማእኸል ወታደራዊ መሰልጠኒ ጦላይ ንመበል 19 ዙር ዘሰልጠኖም 6 ሺሕን 431 ኣባላት ፖሊስ ኣመሪቑ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ ኮሚሽነር ጀነራል ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ደመላሽ ገብረሚካኤል፣ ምክትል ኮሚሽነር ኮሚሽን ፖሊስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኤጀንሲ ደረጃታት ኢትዮጵያ ዘህነፆ ዘበናዊ ማእኸል መሰልጠኒ ተመሪቑ Gebremariam Weldegerima May 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤጀንሲ ደረጃታት ኢትዮጵያ ዘህነፆ ዘበናዊ ማእኸል መሰልጠኒ ተመሪቑ። እቲ ማእኸል ብምኽትል ቀዳማይ ሚኒትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ሎሚ መዓልቲ ተመሪቑ ንኣገልግሎት ድሉው ኮይኑ ኣሎ። ኣብ 1 ሺሕን 80 ሜትር ስኩየር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ቁፅፅር ወፃኢ ዝኾነ ሮኬት ቻይና ኣብ ውቅያኖስ ህንዲ ወዲቑ Gebremariam Weldegerima May 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ካብ ቁፅፅር ወፃኢ ዝኾነ ሮኬት ቻይና ኣብ ውቅያኖስ ህንዲ ከምዝወደቐ ኢንስትቲዩት ስፔስ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ኢንስትቲዩቱ ኣብዲሳ ይልማ ንኢቲቪ ከምዝበልዎ፥ ሎንግ ማርች 5ቢ ሮኬት ዝተወሰነ ክፋሉ ኣብ…