ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስብርባር ሮኬት ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ እንተወዲቑ እንታይ ዓይነት ስጉምቲ ክውሰድ ኣለዎ? Gebremariam Weldegerima May 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ቁፅፅር ወፃእ ዝኾነ ስብርባር ሮኬት ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ እንተወዲቑ እንታይ ዓይነት ስጉምቲ ክውሰድ ኣለዎ? እቲ 5 ቢ ዝተብሃለ ሮኬት ካብ ቁፅፅር ወፃእ ካብ ዝኾነላ 21 ሚያዚያ ጀሚሩ ናብ መሬት ንምውዳቕ ኣብ ኣየር ይዛውን ከምዘሎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከይዲ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲ ተሳትፎ ሰራሕተኛታት ወሳኒ ኢዩ ክብል ኮንፌዴሬሽን ማሕበር ሰራሕተኛታት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima May 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከይዲ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲ ተሳትፎ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዝተዋፈሩ ሰራሕተኛታት ወሳኒ ኢዩ ክብል ኮንፌዴሬሽን ማሕበር ሰራሕተኛታት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ፕሬዚዳንት እቲ ኮንፌዴሬሽን ኣይተ ካሳሁን ፎሎ ንግዜኢ ከምዝበልዎ፥ እቲ ኮንፌዴሬሽን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሱዳን ዝነበሩ 38 ኢትዮጵያውያን ናብ ዓዶም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima May 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሱዳን ንብዙሕ ዓማውቲ ዝነበሩ 138 ኢትዮጵያውያን ናብ ዓዶም ከምዝተመለሱ ቤት ፅሕፈት ቆንስላ ፌዴሪኢ ኣብ ሱዳን፣ ገዳሪፍ ኣፍሊጡ። እቶም ስደተኛታት ካብ 15 ክሳብ 30 ዓመት ኣብታ ሃገር ዝተቐመጡ ከምዝኾኑ ተገሉፁ። ኣብ ኣሜሪካ ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንኹሉ ዜጋ እትምቹ ሃገር ንሃንፅ ኣለና – ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima May 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣስታት 9 ቢሊየን ብር ወፃኢ ዝተገበረሉ ፖርክ ኢንዱስትሪ ዝተዋደደ ግብርና ቡልቡላ ተመሪቑ። እቲ ፓርክ ኢንዳስትሪ መሪቖም ዝኸፈቱ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ፥ ንኹሉ ዜጋ እትምቹ ሃገር ንሃንፅ ኣለና ኢሎም። ንሕና በዕቱብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ኢትዮጵያ ንዝካየድ ምርጫ ዝዕዘቡ ሰብ ሞያ ንምልኣኽ ባህጊ ከምዘለዎ ኣፍሊጡ- ኣምባሳደር ዲና Gebremariam Weldegerima May 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ቅድመ ሐዚ ተዓዘብቲ ናይ ምልኣኽ ትልሙ ከምዝሰረዘ ዝገለፀ እንትኸውን፥ ሐዚ ድማ እቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ሃገራዊ ምርጫ ዝዕዘቡ ሰብ ሞያ ንምልኣኽ ባህጊ ከምዘለዎ ምፍላጡ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 54 ዜጋታት ካብ ቤይሩትን ሊባኖስን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima May 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)54 ዜጋታት ካብ ቤይሩትን ሊባኖስን ናብ ሃገሮም ከምዝተመለሱ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ምስ ካልኦት ተሓባበርቲ ኣካላት ብምዃን ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዝርከቡ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ንምምላስ ሰፊሕ ስራሕ ይስራሕ ከምዘሎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲ ዋቸሞ 1 ሺሕን 398 ተምሃርኡ ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ Gebremariam Weldegerima May 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ዋቸሞ 1 ሺሕን 398 ተምሃርኡ ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ። እቶም ተምሃሮ ብቐዳማይን ካልኣይን ዲግሪ ኢዮም ተመሪቖም። እቲ ዩንቨርስቲ ዘመረቖም ተምሃሮ ብስሩዕ መርሃግብሪ ዓውዲታት ማሕበራዊ ሳይንስ፣ ቢዝነስን ኢኮኖሚክስን፣ ቴክኖሎጂን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንፀላእትና ብፀጋማይ ኢድና እናሓለና ብየማናይ ኢድና እናሰራሕና ክኸውን ኣለዎ-ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima May 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ፕሮጀክት መገዲ ሞጆ-መቂ-ባቱ መሪቖም ከፊቶም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ሃገርና እንሃንፃ ንፀላእትና ብፀጋማይ ኢድና እናሓለና ብየማናይ ኢድና እናሰራሕና ክኸውን ኣለዎ ክብሉ ኣብቲ ስነ ስርዓት ምረቓ…
ጥዕና ሞት ህፃናት ንምቕናስ ዝስራሕ ስራሕ ትኹረት ንክወሃቦ ተሓቲቱ Gebremariam Weldegerima May 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢንስቲቲዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ፥ ሞት ህፃናት ንምቕናስ ዝስራሕ ስራሕ ትኹረት ንክወሃቦ ሓቲቱ። ምሁራን እቲ ዓውዲ ከምዝበልዎ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ብህይወት ካብ ዝውለዱ 1 ሺሕ ሒንጠያት እቶም 33 ይሞቶ ኢዮም። እዚ ማለት ኣብ ዓመት ልዕሊ…
ቢዝነስ 6 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ወፃኢ ዝተገበረሉ ዝተዋደደ ፖርክ ኢንዱስትሪ ግብርና ቡልቡላ ሎሚ መዓልቲ ክምረቕ ኢዩ Gebremariam Weldegerima May 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)6 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ወፃኢ ዝተገበረሉ ዝተዋደደ ፖርክ ኢንዱስትሪ ግብርና ቡልቡላ ሎሚ መዓልቲ ክምረቕ ኢዩ። ዝተዋደደ ፖርክ ኢንዱስትሪ ግብርና ቡልቡላ ክሳብ 200 ዝኾኑ ሰብ ሃፍቲ ዘተኣናግድ ኢዩ ተባሂሉ። ህንፀት እቲ ፓርክ ሰለስተ…