Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክልል ትግራይ ስራሕቲ ዕቀባ ሓድን ማይን ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ዝርከባ ዝተፈላለያ ከባቢታት ስራሕቲ ዕቀባ ሓድን ማይን ከምዝተጀመረ  ቢሮ ሕርሻ ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ገሊፁ፡፡ ሓላፊ እቲ ቢሮ ኢያሱ ኣብርሃ (ዶ/ር) ከምዝገለፁዎ÷ እቲ ስራሕ ን20 መዓልቲታት ከምዝፀንሕን በዚ ድማ…

17 ሺሕን 400 ነበር ተዋጋእቲ ናብ ማሕበረሰብ ተፀምቢሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)17 ሺሕን 400 ነበር ተዋጋእቲ ከይዲ ስልጠና ተሃድሶ ብምሕላፍ ናብ ማሕበረሰብ ከምዝተፀምበሩ ብሄራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ኣፍሊጡ፡፡ ኮሚሽነር ኮሚሽን ተመስገን ጥላሁን ከምዝገለፁዎ÷ ነበር ተዋጋእቲ ናብ ማሕበረሰብ ናይ ምፅምባርን መሊስካ ናይ ምጥያሽን…

ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ተዛዚሙ፡፡ በዓል ሸሞንተ ነጥቢ መግለፂ ቅዋም ብምውፃእ ኢዩ እቲ ጉባኤ ተዛዚሙ ዘሎ፡፡ እቲ ጉባኤ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ብፕሬዚዳንትነት ከምኡ እውን ኣይተ ተመስገን ጥሩነህን ኣይተ ኣደም ፋራህን ብምክትል…

መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ሙስጠፌ መሓመድ ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ብምዃኑ ዳግም ንዝተመረፁ አቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ንምክትል ፕሬዚዳንታትን መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ኣብ መልእኽቶም ድማ÷ ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና…

ኣለሚቱ ኡሞድ ንፕሬዚዳንትን ምክትል ፕሬዚዳንታትን ፓርቲ ብልፅግና መልእኽቲ ሓጎስ ኣመሓላሊፈን

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ጋምቤላ ኣለሚቱ ኡሞድ ንፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ምክትል ፕሬዚዳንታት ብምዃን ንዝተመረፁን መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፈን፡፡ እተን ርእሰ ምምሕዳር ኣብ መልእኽተን ዳግም ፕሬዚዳንት ፓርቲ…

ኣይተ ኣወል ኣርባ ንፕሬዚዳንትን ምክትል ፕሬዚዳንታትን ፓርቲ ብልፅግና መልእኽቲ ሓጎስ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባ ንፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ንምክትል ፕሬዚዳንታት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ተመስገን ጥሩነህን ኣይተ ኣደም ፋራህን መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፎም፡፡ እቶም ርእሰ…

ነጋሽ ዋጌሾ (ዶ/ር) ንፕሬዘዳንት ፓርቲ ብልፅግና መልእኽቲ መግለፂ ሓጎስ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ነጋሽ ዋጌሾ (ዶ/ር ኢ/ር) ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ዳግም ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ብምዃን ብምምራፆም መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፎም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር ካብዚ ብተወሳኺ÷…

ፕሬዚዳንት ታዬ ንፕሬዚዳንትን ምክትል ፕሬዚዳንታትን ፓርቲ ብልፅግና መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ንፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ንምክትል ፕሬዚዳንታት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ተመስገን ጥሩነህን ኣይተ ኣደም ፋራህን መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፎም፡፡ እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ…

ኣርሰናል ንማንቼስተር ሲቲ 5 ን 1 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 24 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣርሰናል ኣብ ስታዲየም ኤምሬትስ ንማንቼስተር ሲቲ 5 ን 1 ብዝኾነ ሰፊሕ ውፅት ብምስዓር ተዓዊታ፡፡ ሸቶታት መድፈዐኛታት ኦዴጋርድ ኣብ መበል 2ይ ደቒቕ፣ ፓርቴ ኣብ 56 ደቒቕ፣ ልዊስ ስኬሊ አብ 62…

መረፃ ኣባላት ቤት ምኽሪ ፓርቲ ብልፅግና ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መረፃ ኣባላት ቤት ምኽሪ ፓርቲ ብልፅግና ብግልፂ፣ ኣሳታፋይን ዴሞክራሲያዊን ብዝኾነ መገዲ እናተሳለጠ ምዃኑ ሓላፊ ርክብ ህዝቢን ዓለም ለኸን እቲ ፓርቲ ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር) ገሊፆም። ፓርቲ ብልፅግና ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤኡ ካብ 23 ጥሪ 2017 ዓ.ም…