Fana: At a Speed of Life!

ካብ ቁፅፅር ወፃእ ዝኾነት ናይ ቻይና ሮኬት ኣብ ቀዳመ ሰንበት ኣብ መሬት ከምተዓልብ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሎንግ ማርች ቢ5 ዝተብሃለት ዓባይ ሮኬት ካብ ህዋ ናብ መሬት እናተሓምበበት ከምዝኾነት ተሓቢሩ። ኣብ መሬት እንትት ዓልብ ኣበይ ከባቢ ክትዓርፍ ከምትኽእል ንብዙሓት እናተሓሳሰበ እንትኸውን፥ ኣብ ዝቕፅል ቀዳመ ሰንበት ኣብ መሬት ክትዓርፍ ኢያ ዝብል…

ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ክፍለ ከተማ የካ ሓገዝ ንዝደልዩ 117 ዜጋታት መንበሪ ኣባይቲ ኣመሓላሊፈን

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ክፍለ ከተማ የካ ሓገዝ ንዝደልዩ 117 ዜጋታት መንበሪ ኣባይቲ ቀበሌ ኣመሓላሊፈን። ንመናእሰይን ደቂ ኣንስትዮን ዕድል ስራሕ ንምፍጣር ዝሕግዙ 26 ኣቢያተ ንግዲ እውን…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ካብ 2020 ጀሚሩ ኣብ ዘፈር ፋይናንስ ብዝተሰርሑ ስራሕቲ ዕዉታት ለውጢታት ከምዝተመዝገቡ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 2020 ጀሚሩ ኣብ ዘፈር ፋይናንስ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ዕዉታት ለውጢታት ከምዝተመዝገቡ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ከምዝሓበሩዎ፥ ናይ…

ደቡብ ሱዳን ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ኣብ ዝነበረትሉ እዋን ኢትዮጵያ ሓገዛ ዘይፈለየትላ መሓዛ ሃገር ኢያ – ዶ/ር ባርናባ ማሪያ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ደቡብ ሱዳን ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ኣብ ዝነበረትሉ እዋን ኢትዮጵያ ሓገዛ ዘይፈለየትላ መሓዛ ሃገር ከምዝኾነት ሚኒሰስትር ፕሬዚዳንታዊ ጉዳያት ደቡብ ሱዳን ዶክተር ባርናባ ማሪያ ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር እዚ ዝበሉ፥ ምስ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ…

ኣምባሳደር ይበልጣል ኣእምሮ ምስ ሙሁራት ሱዳን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍሉይ ልኡኽን በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ፌዴሪኢ ኣብ ሱዳን ይበልጣል ኣእምሮ ምስ ሱዳናውያን ምሁራት ተዛቲዮም፡፡ እቶም ሙሁራት ካብ ካርቱም፣ ኣልኒሊን ዩኒቨርሲቲ ሱዳንን ዝተውፃእፅኡ ኢዮም ተባሂሉ፡፡ ኣብቲ እዋን ዘተ፥ ኣብ ሞንጎ…

ንኣምባሳደራት ኣባል ሃገራት ቤት ምኽሪ ፀፅታን  ሃገራት ደቡብ ኣሜሪካን ኣብ እዋናዊ ጉዳይ መብርሂ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ንኣምባሳደራት ኣባል ሃገራት ቤት ምኽሪ ፀፅታን ሰላምን  ሃገራት ደቡብ ኣሜሪካን ኣብ እዋናዊ ጉዳይ መብርሂ ሂቦም። እቶም ሚኒስትር ዴኤታ ኣብ ትግራይ፣ ዶብ ኢትዮ-ሱዳን፣ ህዳሴ…

ውድብ ሕቡራት ምንግስታት ኣብ ኢትዮጵያ ንሰብኣዊ ሓገዝ ዝውዕል 65 ሚሊየን ዶላር ለቒቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ሕቡራት ምንግስታት ኣብ ኢትዮጵያ ንሰብኣዊ ሓገዝ ዝውዕል 65 ሚሊየን ዶላር ክልቀቕ ወሲኑ። እቲ ሓገዝ ኣብታ ሃገር ብዝተፈላለዩ ምኽንያታት ሰብኣዊ ሓገዝ ዘድልዮም ዜጋታት ምግቢ፣ መፅለሊ፣ ቀረብ ፅሩይ መስተ ማይን ግልጋሎት ሕክምናን ንኽኽቡ…

ጋንታ ፋሲል ከነማ ተዓዋቲት ፅዋዕ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ዓመተ 2013 ዓ.ም ኮይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 22 ሰሙን ፀወታ ቤት ኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታታት ኢትዮጵያ ቡናን ወላይታ ዲቻን ተራኺበን ማዕረ ተፈላሊየን። በ22ኛ ሳምንት የኢትዮጵያ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ቡና እና ወላይታ ዲቻ 0 ለ 0 በሆነ አቻ ውጤት ተለያይተዋል።…

ስርዓተ ቀብሪ ነበር ኮሚሽነር ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ኣምሓራ  ኣበረ ኣዳሙ ተፈፂሙ 

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰርዓተ ቀብሪ ነበር ኮሚሽነር ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ኣምሓራ  ኣበረ ኣዳሙ ኣብ ባህር ዳር ፈለገ ገነት ቅዱስ ጊዮርጊስ ካቴድራል ቤተክርስቲያን ተፈፂሙ። ኣብቲ ሰርዓተ ቀብሪ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ፌዴራል፣ ክልል፣ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር፣ ኣባላት…

ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ዲፒ ወርልድን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ዲፒ ወርልድን ብሓባር ንምስራሕ ኽእሎም ሰነድ መረዳድኢ ተፈራሪሞም። ብመሰረት እቲ ስምምዕነት፥ ዲፒ ወርልድ ዝተብሃለ ኩባንያ ኣብ ውሽጢ ግዝኣት ኢትዮጵያ ኮሪደር በረራ ንምልማዕ ኢንቨስትመንት 1 ቢሊየን ዶላር ክፍፅም ኢዩ…